ካብ ግዱሳት ዜጋታት ጅምላዊ ምዕጣቕ ህዝቢ ኤርትራን ምዕባለኡን፡፡
ሓጺር ድሕረ ባይታ ፕረዚዳንት ኢሳያስ ኣብ ሚያዝያ 2012 ህዝቢ ብጃምላ ናይ ምዕጣቕ በይናዊ መደብ ኣውጺኡ፡፡ በይናዊ መደብ ማለት እንተወሓደ እቲ ካብነ ሚኒስተራት፡ ኣማሓደርቲ ዞባታት፡…
Section
Writers Cornner
ሓጺር ድሕረ ባይታ ፕረዚዳንት ኢሳያስ ኣብ ሚያዝያ 2012 ህዝቢ ብጃምላ ናይ ምዕጣቕ በይናዊ መደብ ኣውጺኡ፡፡ በይናዊ መደብ ማለት እንተወሓደ እቲ ካብነ ሚኒስተራት፡ ኣማሓደርቲ ዞባታት፡…
ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ኣብ ጎድኒ ዝፈትዎም ደቁ ኮይኑ ብጉልበቱ ንብረቱን ገንዘቡን ደኺመ ከይበለ ተቓሊሱ ናጽነት ኣምጺኡ፡ ፤እንተኾነ ግን እንተ ብዕድሉ እንተ ብሕመቑ ሓደጋ ወዲቕዎ እቲ ዝበሃጎን ዝሓለሞን ሓርነትተመንጢሉ እንሆ ኣብ ባርነት ይነብር፡ ፤መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍናይብሉጻትስዉኣት መብጽዓ ጠሊሙ እቲ ሓፋሽ ተጋዳላይን ህዝቢ ኤርትራን ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ዘምጽኦ ናጽነትንብሕቱወኒኑብቀይዲበተኽኣካይዳክሃ
It is common knowledge that Dictator Isaias Afewerki Abraha is the founding father of the modern slave Eritrea state. The objective evidence for that…
ኣብ እዋን ውድቀት ስርዓት ህግደፍን መራሒኡ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ብዙሕ ተዋስኦ ክግበርን ክብሃልን ንሰምዕ ኣለና፡ ፡ ዛንታ ገድልን መሪሕነቱን ብፍላይ ከኣ ዛንታ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር…
ዒራዒሮን ቀይሕ ኮኮንን፡፡ እታ ሓንቲ ኣብ ከባቢ ፍልፍል ሰሎሙና እታ ካልአይቲ ኣብ ካባቢ ናቕፋ፡ ክልቲአን ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ኣብያተ ማእሰርቲ ’የን፡፡…
አብ ክውንነት ኤርትራዊ ተቓውሞ ሓድሕድ ምብላዕ ናይ ግዜና ብልሓት ኴይኑ‘ሎ። አብ ስራሕ አቢልና አብ ዘዝተበገስናሉ ከአ ንድሕሪት አቢልና ከነንሸራትት ንርአ። ከምዚ እናገበርና ለውጢ ከምጽእ‘የ…
That Eritreaisa country with noconstitution, noelectionshave been held sincethe liberation. Nofreedom of speech andnofree mediaisallowed. - People do not havethe freedom to workfor their livelihood, are not allowed tomove freely within thecountry's borders.The regimekeepsthe whole peoplein fearand terror.
ኣብዝሓለፈሰሙንኣብከተማቦሎኛዝተርአተሪርተቛውሞደለይቲፍትሒኤርትራውያንንፈተውቲኤርትራንኣንጻርፌስቲቫልህግደፍተኻይዱኔሩ፡፤እዚናይሰለስተመዓልቲዝወሰደተሪርተቛውሞኤርትራውያንነቲሚልዮናትዶሎራትፈሲስዎኣለዉዝበሎምስነጥበባብያውንኣኻኺቡዝኸፈቶፌስቲቫልብሓያልጻዕርንተወፋይነትንደለይቲፍትሒተሳዒሩ፡፡ኣብዚዝተገብረሰለማዊሰልፊመንእሰይወለዶመሪሕተራሒዙፊትንፊትምስጉጅለህግደፍብትብዓትዝገጠመሉህሞት’ዩኔሩ፡፡ብውሕሉልውዳቤንሓድነትንተመሪሑነቲኣብልዕሊሬሳታትደቅናኮይኖምጓይላንዳንኬራንዝገብሩዝነበሩልሙሳትሕልናብድሆኢሎምርእሶምኣድኒኖምከምዝኸዱተጌሩኢዩ፡፤ፌስቲቫልቦሎኛ 2014 ከምቀደምይመስለክንውሕጅይወስደክንከምዝብሃልከምቀደምኣይነበረን፡፡ህዝቢኤርትራኣብልዕሊሬሳታትናኣይንስዕስዕንዝብልመልእኽቲሰዲዱ’ዩ፡፡ትሕቲ 1000
ሃገራዊባይቶንደሞክራስያዊለውጢሕዳር2011ድሕሪምቛሙህዝቢዝሃቦሓላፍነትረሲዑአብነንሕድሕዱክዋጠጥማለትፈጻሚትባ፡ መሪሕነትባይቶባእንዳተበሃሃለ፡አብ ክንዲህዝቢምእካብ፡አኪብካአንጻርህግደፍክቓለስትመርሖ፡ 2 ዓመታትዝአክልከንቱጠፊኡ። እቲዘገርምድማአብዘይመሰረታዊቓላትክሰሓሓብምምራጹን፡ቀዳማይጸላኢኡምርስዑን፡ ንመንከምዘርብሕንዝጠቕምምዃኑናይብሓቒጠፊኡናአሎ። አብቓልሲዘይምስምማዕ፡ብርእይቶምፍልላይክረአዝነበረንዘሎንእዩ፡ግንካልአዊግርጭትማለትናእሽቱዘይምርድዳእዝርክብወጊንካ፡ናብቀንዲጸላኢኻ አብክንዲዝጥመት፡እቲቀንዲጺላኢገዲፍካ፡አብነንሕድሕድካክትዳኸምምምራጽናይብሕቂዘሕዝንምዃኑበዚአጋጣሚክንገልጽንፈቱ።
ቦሎኝል መሪ ኤሪትሪዅ ታና ኮለንቡራ 40 ኤመሪዅ እሲሮ ደበልተኵ። ከተማ ቦሎኛ ታሪኽ ለመለምዅል ድግም ትክያዅድ አልብሰቲ። ዓለም ነዓሎና ዋኑ ከውታት ዪነው ፋሕ የው ኤመረድ…
