Section

Articles

Writers Cornner

Articles

ኣገዳሲ ውድባዊ መግለጺ ብሄራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ሳሆ ኤርትራ (ብደግሓሳኤ)

ዝኸበርኩም ጀጋኑ ህዝብታት ኤርትራ፡ እዋናዊ ውራይ ብደግሓሳኤ፡ ህዝብታት ኤርትራ ብሰርዓት ህግደፍ ዝወርዶም ዘሎ መሪር ብሄራዊ ጭቆናን ደርባዊ ወጽዓን ተናጊፎም፡ ሰላምን ርግኣትን ኣብ ዝሰፈነላ ደሞክራስያዊት…

By farajatPublished
Articles

Lawless enforcing Law

The Eritrean regime’s latest complaints on its propaganda machines pertaining to land can only be interpreted as a lawless regime attempting to divert the…

By farajatPublished
Articles

ኤርትራ ከም ዓደ’ቦ፤ ጸገማትን ብድሆታትን ኣብ ታሪኽን ሎምን

ኣቶ መለስ ኣከራኻሪ ዝዀነ ውርሻ ገዲፉ ሓሊፉ ኣሎ፣ ገለን የመስግንዎን ይምርቕዎን፣ ገለን ከኣ ይወቕስዎን ይረግምዎን ኣለዉ፡፡ ብዙሕ ጊዜ መራሕቲ ክሓልፉ ከለዉ Eቲ ብዛEባOም ዝወሃብ ሚዛናት ፍልልያት ኣለዎ፣ ገሊU ናብ ኣዎንታ፡ ገሊU ኸኣ ናብ ኣሉታ ዝዛዙ ይኸውን፡፡ Eዚ ሓቂ Iዩ፣ Eንተዀነ ግን Eቲ ንኣቶ መለስ ብዝርI ዘሎ ፍልልያት ኣመና በሊሕን ገፊሕን ብሙዃኑ፡ ኣገራሚ Eኳ Eንተዘይኰነ፡ Eሙቕ ዝበለ ትርጉም ዘለዎ Iዩ፡፡ ኣብ ደምበ ተቓውሞ ዘለዉ ኤርትራውያን Eውን ንመዋቲ ብዝምልከት ምስጋና ዝዓዘዞ ርEይቶታት ከስምU ቀንዮም Iዮም፡፡ ኣብ ባህልና ሕልፈተ ህይወት - ማለት ሞት - ረዚን ተረኽቦ Eዩ፡፡ በዚ ምኽንያት’ዚ ይመስል፡ ሓደ ሰብ ክሓልፍ ከሎ፡ ብዝተኻEለ መጠን፡ ነቲ ናይ ህይወቱ ኣዎንታዊ ጐኒታት ጥራይ Eናኣጉላሕካ ምፍናዉ ልሙድ ስነ-ስርዓት ነይሩን ኣሎን፡፡ Eዚ ሓቂ Eንተዀነ Eኳ፡ ትሕዝቶ ናይ’ቲ ገለ ኤርትራውያን ተቓወምቲ ብዛEባ ኣቶ መለስ ዘቕረብዎ ጽሑፋት ዘተሓሳስብ ሸነኻት ነይሩዎ፡፡ ብፍላይ Eቲ ኣብ ልEሊ ሰውራና ንዝተፈጸመ ገበናት ዝረስA፡ ብትሕዝቶU ከኣ ምስ ዓደቦነት ኤርትራ ዘይሳነ ዝመስል መግለጺታት ቁሩብ ኣሰኪፉኒ Iዩ፡፡

By farajatPublished

Search the site

Back to top