Category archives for: Articles

An Open Letter to the Eritrean Defence Forces (EDF)

By Fesseha Nair posted 06 Oct 2005   Our Beloved Brothers and sisters in the defence of the Eritrean territory and people . Dear patriots, With due respect to your dedication to defend your country and all the efforts you offer for your country’s development I would like to remind you that all your efforts […]

To Remove an Evil Regime, It’s Legitimate for a People To Use All Means Possible!!

The ELF-RC Information and Culture Office 04.10.2005               Removal and replacement of one regime by another requires the use of power – people’s power. Use of power does not necessarily mean the use of raw force. In whatever way, it means the support of the majority of the concerned […]

THE PLIGHT OF ERITREANS IN THE DIASPORA AND THE FATE OF DEPORTED AND REPATRIATED REFUGEES

BY: SENAY HABTZGHI      and MUSSIE ZENA EDA ENGLISH DESK   Brief Notes This Essay is organized in two parts. Part one: exclusively deals with 1.      The causes that force Eritreans to migrate 2.      The fate of Eritreans caught “red handed” on their way to migrate and 3.      The danger of  “conspiring refugees” as claimed […]

ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ

እዛ ውግእ ዝደልይዋ ዘለዉ ከም ዓባይ ዕድል መናውሒ ስልጣኖም ወይ ኣመኽንዮም ክሃድሙ ስለ ዝደልዩ ጥራሕ ኢዮም።ብዶብ ሃገርን ብዜጋታት ሃገርን ሓለይቲ መሲሎም ክግለጹን ክራኣዩን ዝግበር ፉሹል ጉልባብዩ እምበር ብህዝቢ ኤርትራን ብዶብ ኤርትራን ዝሕለቑ ነይሮም እንተ ዝኾኑ ነይሮም ዶብ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ከየእተዉ ህዝቢ ክየህለቑ ኣብ ናይ ዘተ ጠሬቤዛ ኾይኖም ምፍትሕዎ ነይሮም። ካብ ታሓተቲ ምዃን ክኣ ኣይ […]

ሰብ ኣብዘይርእዮም ሰብ ክሳብ ዝርስዖም

ኣብ ርሑቕ ቦታ (ጽምዋ) ክእሰሩ ኣለዎም። ተኸስተ ሃብቱ 18 September 05 ኣርባዕተ ዓመት ኣብ ዕድመ ወዲሰብ እዝዩ ብዙሕ እዩ። ካብዘን 14 ዕመታት ዕደመ ሃገርና ምስትንክየን ድማ ምፍርራቐን ቀሊል ከምዘይኮነ ተረጋግጽ። ኣብዘን ዝተጥቕሳ ዓመታት ዝማሰነ ቁጠባ፡ ዝበረሰ ንብረት፡ ዝተጽንቀቐ ሃብቲ፡ ኣብ  ንሓድሕድ ህዝቢ ዝተፈጥረ ምጥርጣር፡ ዝተበለለ ባህልን ሕልናን፡ ዘንቆልቆለ ሃገራዊ ፍናን፡ ዝዋሓዘ ንብዓት፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ […]

Agena’e Seyoum

Part IV By  Woldeyesus Ammar    To:  Haile Woldetensae (Deru’e), Prisoner No.:      – Location: Unknown Eritrea, East Africa Cc.  Seyoum Ogbamichael (Haresta Dear Haile, 18 September 2005: it is already four years since you have been unlawfully and unjustly jailed together with many other compatriots. Please convey words of encouragement and solidarity to all of […]

WHO CARE ABOUT Eritrean Refugee

BY ABUDLAZIZ YASIN (ERITREAN REFUGEE) The two main reasons which force people migrate from their home country are economic problems and lack of peace.The comprenssive war between the government of Eritrea & Ethiopia brought about a massive refugees of Eritreans to Sudan in both  pre and after liberation of the country. Based on this, I […]

ዓገብ ምውርዛይ ኣብ ዝኾነ ውድብ ዘየለኻ

ዝኸበርኩም ኣምበብትን ጽሓፍትን ሰማዕትን ብመገዲ ሰኪዔት (እንተር ነጥ) ብቐዳምነት ዝላዓለ ሃገራዊ ሰላምታ ይብጻሕኩም ኣብ ዘዘልኹሞ ድማ ፍቕርን ስኒትን ኣውሪዱ ነታ ንፈትዋ ሃገርና ኤርትራን ህዝብናን ድማ ካብ ዘይ ፍትሓዊ ምሕደራ ህግደፍ ኣዋጾኦ ፈጢሩ ንህዝብና ብዝሓለፈ ኣኽለኩ ኢሉ ሰላምን ራህዋን ክርከብ ምሕረቱ የውርደልና።         ኩቡራት ነበብቲ ጽሑፈይ ናብ ኣርእስቲ ዋና ሕመረት ዓገብ ምውርዛይ ኣብ ዝኾነ ውድብ ዘየለኻ […]

ብሞት ኣቶ ዓሊ ሰዒድ ኣብደላ ስርዓት ኢሳያስ ኣብ መስቀላዊ ሕቶ

ካላኣይ ክፋል ኣብ ኤርትራ ሃገራዊ ሕግን ናጻ ቤት ፍርድን ተጽዕኖ ዘይቡሉ ቤት ጽሕፈት ፖሊስ እንተ ትህሉ ሞት ናይ ወጻኢ ሚንስተር ኣቶ ዓሊ ስዒድ ዓብደላ ተጻርዩ መሞቲኡ ብርግጽ ከምቲ ኩሉ ኤርትራዊ ዝጥርጥሮ ዘሎ ኣቶ ዓሊ ስዒድ ዓብደላ ግደ ባዓል ኢሳያስን ኮራኾሮን ከም ዝኾነ ፖሊስ ነዚ ዝስዕብ ሓበሬታ ተኸቲላ ነቲ ሓቂ ማዓንጡኡ መውጻሃቶ ነይራ።          መጀር ጀነራል […]

ብሞት ኣቶ ዓሊ ሰዒድ ኣብደላ ስርዓት ኢሳያስ ኣብ መስቀላዊ ሕቶ

ብቕዳምነት ንቤተ ሰብ ኣቶ ዓሊ ሰዒድ ዓብደላ ጽንዓት ይሃብኩም እብል ብምቕጻል ህዝብና ክፈልጦን ክግንዘቦን ዘለዎ ስርዓት ኢሳያስ ምስሳርሕቱ ኣይ ግድሶ  መባልዕቱን መሳትይቱን ኣይግድሶ እቲ ንዲክታይተር ኢሳያስ ዘገድሶ ዕድመ ስልጣኑ ምንዋሕ ጥራሕ ኢዩ።        ህዝቢ ኤረትራ ሕሰብ ተማራመር ድክተይተር ስርዓት ኢሳያስ በብዝቦሎ ኣሚናን ተገዚእናን እንድሕሪ ኪድና እታ ኤርትራ ትብል ስም እውን ብዝተፋላለየ ግደ ውዲት  ስርዓት ኢሳያስ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net