Section

News

News and analysis

News

ዕድመ ንኩሎም ኤርትራውያን ኣብ ሚላኖን ከባቢኣን ፡ ንዋዕላን ኣንፈቱን ዝምልከት ናይ ህዝቢ ኣኼባ፡

       ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዳርጋ ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ስቪክ ማሕበራት ውልቀ ዜጋታትን ዝተሳተፍዎ፣ሰፊሕ ዋዕላ  ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ ከምዝነበረ ኩሉ ዝዝክሮ ኢዩ።እዚ ኣኼባዚ…

By farajatPublished
News

ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ቶሮንቶ ምስ ኩሎም ግዱሳት ዘቕረቦ ህዝባዊ መጸዋዕታ

ሚያዝያ 18/2011 ሰላማዊ ሰልፊ ንኹሎም ኤርትራውያንን፤ ከምኡ’ውን ብሰብኣዊ መሰልን፤ ፍትሕን፤ ደሞክራስን ዝኣምኑ፤ ካልኦ ዜጋታትን ምስ ህዝብና ደው ክብሉ መጸዋዕትኡ የመሓላልፍ። መተኣኻኸቢ ቦታ፤ Queen’s Park…

By farajatPublished
News

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኮምሽን ኣብ ኦስሎ-ኖርወይ

አባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ኣወሃሃዲ ዞባ ኣውሮጳ ኮምሺነር እድሪስ ኑሩ፡ ምስ ኩሎም ግዱሳት ኤርትራውያን ንምርካብን ንሓባራዊ ሃገራዊ ጉዳያት ሕድሕድ ልዝባት ንምግባርን ሰፊሕን…

By farajatPublished
News

ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ከተማ ቶሮንቶ ንህዝባዊ ኣኼባ ከትካይድን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጻውዒት ሰላማዊ ሰልፊ ክትነጥፍን መደባት ኣውጺኣ፣

ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ከተማ ቶሮንቶ ካብ እትቐውም ክሳብ ሕጂ ብደረጃ ሽማግለን ንኡሳን ሽማግለታትን ቀጻሊ ርክባትን ኣኼባትን ብምግባር ንዝገጠማ ብድሆታ ሰጊራ፣ መደባታ ኣሰላሲላ ንቕድሚት…

By farajatPublished

Search the site

Back to top