Section

News

News and analysis

News

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ፍራንክፎርት

ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን…

By farajatPublished
News

ህጹጽ ጸዋዒት ንህዝቢ ኤርትራ

እዚ ኣብ ሃገርና ዝርኤ ዘሎ ሓደገኛ ምዕባለ መሰረት ብምግባር ብዕለት 27/4/2012 ኣብ ከተማ ርያድ ህጹጽ ህዝባዊ ኣኼባ ተኻይዱ። ኣብዚ ኣኼባዚ ቀንዲ ዘተኮሮሎም ጉዳያት እዚ…

By farajatPublished
News

ነዚ ሎሚ ቕነ ብዝተፈላለየ መርበብ ሓበሬታት ክነፍስ ዝቐነየ ሞት ኢሰያስ አፈወርቂ ብዝምልከት ዝወጸ መግለጺ

ክፍሊ ዜና ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ 25ሚያዝያ 2012 እዚ አብ ዝሓለፈ ሰሙን ብመንገዲ ቡዙሃን መራኸቢታት ክናፈስ ዝቐነየ ዝተዋቐዐ ሓበሬታታት ኢሰያስ ሞይቱ ወይ ብጹኑዕ…

By farajatPublished
News

ክፉት ዕድመ ኮንፈረንስ ኤርትራውያን መንእሰያት ዋሽንግተ ዲሲ ንኩሉ ደላዪ ለውጢ

ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ወጽዓ ህዝብና ንምብቃዕን ውልቀ-ምልካዊ ስርዓት ካብ ሃገርና ንምጉሓፍን ዝሕግዝ ስትራተጂ ንምንዳይ፡ ካብ 25 ክሳብ 27 ግንቦት ንኩሉ ግዱስ ዘሳትፍ ኮንፈረንስ ንምእንጋድ ንሸባሸብ…

By farajatPublished
News

FREIHEIT FÜR ALLE IN ERITREA

Die in Deutschland und anderen europäischen Ländern lebenden Anhänger und Mitglieder des diktatorischen Regimes Afewerkis protestieren am 27. April 2012 in Berlin Resolution 2023…

By farajatPublished
News

ኣገዳሲ ሓበሬታ!

ቃለ መሕትት ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገ/ማርያም ምስ ሬድዮ ኤረና፣ ተጋዳላይ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ንህሉው ፖሎቲካውን ማሕበራውን ጉዳያት ሃገርናን ከምኡ’ውን ኣብዚ እዋን’ዚ መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ብዛዕባ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top