Category archives for: Press release

ጋዜጣዊ መግለጺ ብጒዳይ ምቛም ኣወሃሃዲ ሽማግለ ምትእስሳር ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ሓይልታት

13.10.2011    ካብ መጀመርያ ወርሓት 2011 ጀሚሮም ርክብ ከካዝዱ ዝጸንሑ እተፈላለዩ ሓይልታት ተቓውሞ ኤርትራ: ብ9 ጥቅምቲ 2011 “ኣወሃሃዲ ሽማግለ ናይ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ሓይልታት ኤርትራ” ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣካል ኣቚሞም ዘሎዉ። ናይዚ ህዝባዊ ምትእስሳር/network/ ሓፈሻዊ መትከላትን ዕላማታትን ዘነጽር መወከሲ ሰነድ እውን ጸዲቑ።      እቲ ሰነድ ከም ዘነጽሮ፡ ቆይሙ ዘሎ ኣካል፡ ኣብ ህዝቢ ማእከሉ ዝገበረ ሰላማውን  ዲሞክራሲያውን […]

Eritrean National Salvation Front

Press Release  The Executive Committee (EC) of the Eritrean National Salvation Front (ENSF) successfully carried out its 6th session from 1st until the 4th of August 2011. Having held its meeting on the eve of the annual session of the Central Council of the organization, one of the main tasks of the EC was studying […]

Press Release

Date for the Holding of the National Conference Finalized   It is to be remembered that the ENCDC has during its 2nd regular meeting agreed that the National Conference be held at the end of the month of October 2011. Based on this and taking into consideration the time for the overall preparation and groundwork, […]

ጋዜጣዊ መገልጺ ንምሕባር ብዛዕባ ምእሳርቲ ኣቦ-ወንበር እስላማዊ ጉባኤ ኤርትራ ሽኽ ሓሰን መሓመድ ሱሌማን

 ፍጻሚት ቤት ጽሕፈት  እስላማዊ  ጉባኤ ኤርትራ    ጋዜጣዊመገልጺንምሕባርብዛዕባምእሳርቲኣቦ–ወንበር  እስላማዊ  ጉባኤኤርትራሽኽሓሰንመሓመድሱሌማን ብወርሒ 8/6/2011 ዓ.ም ማለት (ብ 6 ሮምዳን 1432 ህጅርያ) ኣቦ-ወንበር  እስላማዊ  ጉባኤ ኤርትራ ሽኽ ሓሰን መሓመድ ሱሌማን። ብሕጋዊ መገዲ ኩሉ ዘድሊ ቕጥዕታት ካብ እምባሲ ንግሰነት ሱዑዲ ዓረብያ ኣማልኡ። ንዕምራ ናብ መዕርፎ ነፈሪቲ ጅዳ ኣብ ዝኣትወሉ ብሓይልታት መንግስቲ ንግሰነት ሱዑዲ ዓረብያ ትወስዱ፣ክሳብ ሕጅ ዝተውሃበ ሓቤርታን የለን፣ […]

ጻውዒት ንሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ካብ ምንቅስቃስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ (ምደፍኤ)

ሎማ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ዝኾነ ይኹን ግዜ ንላዕሊ ሕሰምን ኣደራዕ መከራን እንዳወርዶ ይርከብ፡፡ እዚ ዘበን እዚ ድማ ካብ ዝኾነ ይኹነ ህዝቢ ወይ ግለሰባት ንርእሰ ኩናት ኢሳያስን ህግደፋውያንን ጥዒሙዎም ኣሎ፡፡ እንብአርከስ እዚ ውልዶ ምንቀስቓስ መንአስያት ኤርትራ፡፡ ምደፍኤ ካብ ዘን ኣብ ላዕሊ ዝጠቐስናየን ክልተ ዘይሳነያ ጫፋት ተበጊሱ ዩ ዘበነ ህግደፋውያን ንኽብቅዕ ዘበነ ህዝቢ ድማ ንክጥጥዕ ብምሕሳብ ንህግደፍ […]

ደምዳሚ መግለጺ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ

ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ደግሓኤ  ካብ ዕለት 30 ሰነ ክሳብ 5 ሓምለ 2011 ኣብ ዘሰላሰሎ 2ይ ስሩዕ ኣኼብኡ፡ ኣብ ህልዊ ዓለማዊ፣ ከባብያዊ፣ ሃገራዊ፣ ውድባዊ፣ ደምበ ተቓውሞ ብሓፈሻ፡ ኣብ ሕቶ ብሄራትን ብሄረ ሰባትን ሰፊሕ ሃገራዊ ግንባርና ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳንን ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽንን ኣመልኪቱ ብሰፊሑ ተመያይጡ ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣመሓላልፉን። ማእከላይ መሪሕነት ደግሓኤ  ዞባዊ ኩነታት ኣመልኪቱ […]

ፖሎቲካዊ ሽማግለ ኣገዳሲ ሓበሬታ

ፖሎቲካዊ ሽማግለ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ቀረባ እዋን ኣርባዕተ ፖሎቲካዊ ሰነዳት ንኤርትራዊ ሓፈሻዊ ራእይ ከም ዘውርድ ይሕብር። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ንህዝብና ምውራድ ሰነዳት ዝደንጎየሉ ምክንያት እዚ ዝስዕብ ምዃኑ ክሕብር ይፈቱ። ቀዳማይ፡ ምድንጓይ ምውራድ ሰነዳት ፖሎቲካዊ ሽማግለ ዝተሰማምዓሉ ሓደ ክፋል ትልምን መደብን ነበረ። ካልኣይ፡ ሽማግለታት ኮምሽን ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዝወድቦ ኣኼባታት ዝሰፍሐ ክፍሊ ሕ/ሰብና ንምስታፍ ንምጥዕዓም ዘኽእል ክኸውን […]

CDRiE’s position statement on the planned Eritrean National Commission for Democratic Change (ENCDC) ‘National Congress’

We have recently received a letter with an application form attached from a London-based local support group of the ENCDC requesting CDRiE to “express interest” in the forthcoming congress planned to take place in Addis in October 2011. We clarify our position in what follows briefly. CDRiE’s Mission and Vision is: To work for the […]

መግለጺ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ብምኽንያት ዕስራ ሰነ – መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ

ሎም መዓልቲ፡ ዕስራ ሰነ፡ መዓልቲ ዝኽሪ እቶም ምእንቲ ናጽነት እታ ጠርናፊትን ሓቛፊትን ኩልና ዝኾነት ኣደ መሬት ህይወቶም ዝሃቡ ጀጋኑ፡ መዓልቲ ዝኽሪ እተን ኣብ ጥሙይ ከብደንን ዕሩቕ ዝባነን ዕረን ዓንዴልን መሪሩና ከይበላ በጃ ሓርነት ህዝቢ ትንፋሰን ዝሃባ ሰማእታት ኤርትራ እያ። እቶም ኣብ ግዝየ ብረታዊ ገድሊ ኣዒንቶም ኣብ ዕላማ ሓርነት እናጨመቱ፡ ሓላፍነት ህዝቢን ታሪኽን ተሰኪሞም፡ ኣሕዋቶም ኣሓቶምን […]

PRESS RELEASE

 European aid supports Eritrea, land of Child Soldiers and forced labour Brussels, 03 May 2011 There is growing concern of the lack of a coherent European Union policy to Eritrea and the Horn of Africa. While Europe is struggling to find an answer to the infinite stream of refugees coming from the country, through Lybia, […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net