Archive for: May, 2005

ኣቦ መንበር ፈጻሚት ሽማግለ ኤዲኪ ኣቶ ሑሰን ከሊፋ ኣብ ከሰላ ኣኼባ ኣካይዱ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ካርቱም   ግንቦት 31, 2005   ኣቦ መንበር ፈጻሚት ሽማግለ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን(ኤዲኪ) ኣቶ ሑሰን ከሊፋ ንኻድረታት ኤዲኪ ኣብ ከሰላ ንዝርከቡ ኣኼባ ኣካይዱ።ኣብቲ ኣኼባ ኣቶ ሑሰን ነቲ ንምስፋን ሰላምን ዲሞክራስን ኣብ ኤርትራ ብኤዲኪ ዝግበር ዘሎ ጻዕርታት፤ ኣገደስቲ ምዕባለታት ምስ ጎራብቲ ሃገራትን ውጽኢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገብሮ ምብጻሕን ዘርዚሩ።ኤዲኪ ዘገብሮ ዘሎ ዓለማውን […]

ኮፊ ኣናንን ካፌር ሶላናን ግጭት ኤርትራን ኢትዮጵያን መፍትሒ ንምርካብ ይጽውዑ፡ ፋይላት ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ካብ ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ናብ ኮንግረስ ኣሜሪካ ይሰጋገር

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ካርቱም   ግንቦት 29, 2005   ሙሉእ ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ኣገዳስነት ምፍታሕ ግጭታት ኣብ መላእ ኣፍርቃ ተስማሚዖም።ደገፍ መወልቲ ንዞባ ዳርፉር-ሱዳን ንምርካብ ኣኼባ ኣብ ቤት ጽሕፈት  ሕብረት ኣፍርቃ ኣብ ዝተበረ እቶም ለገስቲ ኣስታት 1 ቢልዮን 175 ሚሊዮን ዶላር ንሰላምን ምርግጋእን ንዳግመ ህንጸት እቲ ዞባ ኣውፍዮም ክብል ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ሓቢሩ።እቶም ተሳተፍቲ […]

ካፌርሶላና ወጻኢ ጉዳያት ኤውሮጳዊ ሕብረት ንኤርትራ ነቒፉ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ካርቱም   ግንቦት 29, 2005     ወጻኢ ጉዳያት ፖለቲካዊ ኣዋሃሃዲ ኤውሮጳዊ ሕብረት ካፌርሶላና ኤርትራ ነቲ ፍሉይ ልኡኽ ዋና ጻሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት(ው.ሕ.ሃ) ሚስተር ኮፊ ኣናን ንሚስተር ልዮድ ኤክሶርሲ ዘይምቕባላ ወቒሱ።ንፍሽለት ነቲ ጻዕርታት ው.ሕ.ሃ ንምፍታሕ ዶባዊ ግጭት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንኤርትራ ኣሰኪሙ።ንሱ ምስ ጋዜጣ ሪፖርተር ኣብ ኣዲስ ኣበባ እትሕተም ኣብ ዝሃቦ መግላጺ፡ […]

መበል 14 ባዓል ናጽነት ኤርትራ ኣብ ካርቱም ብድምቐት ተባዒሉ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ካርቱም   ግንቦት 28, 2005   ትማሊ ግንቦት 27, 2005 ብዲሞክራሲያዊ ኤርትራዊ ኪዳን(ኤዲኪ) ዝተወደበ መበል 14 ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ሳሓ ሽዕብያ ካርቱም ብድምቐት ተባዒሉ።ኣብቲ ኣጋጣሚ ላዐለዎት ሰበ-ስልጣናት ኤዲኪ፤ሓለፍትን ወከልትን ዝተፈላለያ ወድባት ኤርትራ፤ወከልቲ መንግስቲ ሱዳንን ካብ ኩሉ ኩርናዓት ካርቱም ዝተኣኻኸቡ ኣስታት 3,000 ህዝቢ ተሳቲፎም። ኣቶ መንግስተኣኣብ ኣስመሮም ሓላፊ ከፍሊ ዜና ኤዲኪ […]

Call for Civil disobedience. (4)

When one comes across the phrase “Civil Disobedience”, Martin Luther King & Mahatma Gandhi pop up with out permission and unconsciously one often tends to associate it to a non-violent defiance The term “Civil Disobedience” coined in 1866 was originally published in May of 1849 under the title ” Resistance to Civil Government”, from a […]

Homage to a Sage: My Recollection of Michael Ghaber and Miscellaneous Issues

By Salah Ibrahim 25 May 2005 I completed Senior High School in the Sudan at a UNHCR Refugee School renowned for its high academic standard. As it is known to most Eritreans, the school was operated by dedicated, highly professional and patriotic Eritrean educationists like Mohamed Omar, Ghebremedhin Atsebaha, Mahmoud Ibrahim, Ghebru Gayem etc., just […]

ንወድሰብ እንተ ሃብካዮ ናቱ እዝጊ ይሕጎስ ክሩስቶስ ይፈቱ መልሲ ንኣያና ኣቶ ቀለታ ክዳነ

ኩቡር ኣያና ኣቶ ቐለታ ኪዳነ ካብ ኤርትራውነት ሕውነትና ተበጊሰ ቅድሚ ናብቲ ዋና ሕመረት ናይዚ ጹሑፈይ ምእታወይ ብጥዕናኻ ይኹን መናባቡርኻ  ጹብካ እምነ። ብምቕጻል ኣቶ ቐለታ እታ ብዕለት 22-5-05 ዝጻሓፍካያ ህርፋን ጸባ ዘለዎስ ጓጉድ ማይ ወድኤ እትብል ኣምቢበያ ብትሕዝቶኣ ብጣዕሚ ኽኣ ተገሪመ ደንጽዩንን ኣስደሚሙንን ምኽንያቱ ኣብዚ ግዝየ እዚ ብምጥርናፍ ሃ.ዲ ኪዳን ስርዓት ህግደፍ ራዕዲ ሕጂዎ ነዚ ሙቹእ […]

A Staff member of the Eritrean diplomatique has abandoned the regime of Eritrea.

19-05-2005 Tesfu  Haile Tekle, has been working in the Eritrean Embassies in Ethiopia and Djibouti until recently.  His carrier started in the Embassy of Eritrea in Addis Ababa before the border clash, initiated both by the PFDJ leader Issayas Afewerki and his one time friend and compatriot in arms, Meless Zenawi, the former guerrilla leader […]

ስርዓት ኣስመራ ሓዳሽ ንግዳዊ ትካል መስሪቱ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ግንቦት 15, 2005 ካርቱም     ሓድሽ ስጉምቲ ምንጻል ስርዓት ኣስመራ ዘርእይ እቲ ስርዓት “ሕድሪ” እትባሃል ሓዳሽ ትካል መስሪቱ።ዕላማ ናይታ ተመስሪታ ዘላ ትካል ምውዛዕ ሃለክቲ ነገራት ናብ ህዝቢ ብመልክዕ ራሽን ምዃኑ እቲ ዝበጽሓና ዜና ይሕብር።እዚ ኣገባብ ሕብረት ሶቭየት እትጥቐመርሉ ዝነበረ ሶሻሊስታዊ ስርዓት ነበር እዩ።እዚ ኣገባብ ፕረስደንት ሕብረት ሶቭየት ነበር ሚካኤል ጎርቫቾቭ […]

THE BUS IS ALRIGHT, THE DRIVER NEEDS SERVICE

By Jamal Berih   14 May 2005   “Great things are not done by impulse, but by a series of small things brought together”. (Author: Vincent Van Gogh I would like to make the following suggestions to the newly elected leadership, members and potential members of the Eritrean Community in Australia – Melbourne. I believe […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net