Archive for: May, 2005

ዶክተር ኣልጋነሽ ፈስሃ ጋንዲ ምስ ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ካርቱም   ግንቦት 11, 2005   v     ኣብ ኤርትራ ጸቕጢ ኣሎ፤ኣብ ኤርትራ ሰብ ይመውት ኣሎ፤ኣብ ኤርትራ ሰብ ይህበስ ኣሎ፤ኣብ ኤርትራ ስብ ይጠፍእ ኣሎ። v     እዛ ተመስሪታ ዘላ ሓድሽ ኪዳን ንኹሉ ኤርትራዊ ልቡ ክትመልሶ ኣለዋ።እምነት ክትህብ ኣለዋ።ኣተኣማማኒት ክትከውን ኣለዋ። v     ምስታ ቆይማ ዘላ ሓዳሽ ኪዳን እንተሰሪሕናን ተሓባቢርናን በዚ ዝርኣየኒ ኩነታት ኢሰያስ ኣብ […]

ዑደት”ጎሽ” ናብ ኣሜሪካ ጸጥታዊ ትካላት ስርዓት ህግደፍ ኣሽቒሉ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ግንቦት 09, 2005 ካርቱም    ሰርዓት ኤርትራ ንዑደት ሓላፊ ክፍሊ ጸጥታ ሱዳን ኢንጂነር ሳላሕ ጎሽ ናብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ኣብቲ  ምስ ኣሜሪካዊ መዘንኡ ዝገበሮ ዝተፈላልዩ ርክባት ኣብ ክልትኣዊ ዝምድናታት ዘቶከረን ብትሪ ነቒፉ።ናይቲ ስርዓት ማዕከናት ዜናን ከፍሊ ፕሮፖጋንዳን ዑደት ጎሽ ከምዘይሕጎሰን ሃንደበታዊ ብምግለጽ፡ ሱዳን ዓሰርተ ሽሕ ውልቐሰባት ንመድበር ስለያ ሲ.ኣይ.ኤይ.(CIA) ኣብ ኣፍሪካን […]

ህግደፍ ኣብ ርእሲ ህዝብና ላምባ ኲዖም ክርቢት ሸጠጥ

ካብ ገብሪሂይወት ኣቡዓሸራ እንታይዩ በደሉ ዝህዝብና        የዕጫው ገረብ ተቖጺሩ ሂወት ናይ ህዝብና      ክርቢት ሸጠጥ ኣቢሎም ላምባ ክኽዕውልና      ንኸይ ንሳማማዕ ብኣውራጃታት ዝፈላሉዩና     ኣስላማይ ክርስትያናይ ብምባል ከራሓሑቑና      ብደም  ድመጽኤት ኤርትራ ክገብርዋ ዑና     ንበይኖም ክብሕቱ ኣጥፊኦም ንኹሉ ህዝብና እንታይዩ በደሉ ዝህዝብና 60 ዓመት ለይትን ምዓልትን ተጋዲሉ ድሕሪ መሪር ቃልሲ ናጽነት ኮነ […]

ብዓል መርገም ስንቆም

ገብሪሂይወት ኣቡዓሸራ         ብዓል መርገም ስንቆም ንህዝቢ ንምጽናት ዓጢቖም         ነቶም ኣብ ትሕቲኡ ዘለዉ ኲናት ወሊዑ ከደስቖም         ኣብ ውጻኢ ዘለዉ ድርሃጽሉ ገንዘቦም እንዳ ምሓቖም       ዝተቓሞም ኣብ ጎዳጉድ ኣሲሩ ብዘይ ፍርዲ ከሕቅቖም       ብጓሂ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ይመስሎም ኣሎ ዝስሕቖም   ንኤርትራ ሃገርና ኣድፊሮም ብዓለምና ኣንዒቖም   ንብረቶም ከየልዓሉ ጠንጢኖሞ ናይ ዕርዲ መንደቖም […]

Mr.Hussain: Resistance of the Regime of Asmara is Primarily the Task of the Eritrean People

Gulf Information Center   Khartoum     May7, 2005      The Chairman of the Executive Office of the Eritrean Democratic Alliance has concluded a very important visit to Ethiopia at which he has had intensive meetings with Ethiopian officials on top of  them Prime minister Meles Zenawee and his foreign minister Seyom Mesfun. Moreover […]

ኣቶ ሑሰን ከሊፋ ምስ ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር ኣብ ኣዲስ ኣበባ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር ሚያዝያ 05, 2005 ካርቱም   ኣቶ ሑሰን ከሊፋ፡   ý     “ተኽእሎ ናይ ዘተ ምስቲ ስርዓት እንተዘይሃልዩ ድማ ኢድና ሂብና ኮፍ ክንብል ኢና ማለት ኣይኮነን። ቃልስና…….።”   ý     ” ብዝሒ ካብ ኤርትራ ዝሃድሙ ዘለዉ መርኣያ ውድቐት ሰርዓት ኣስመራ እዩ።”   ኣቦ መንበር ፈጻሚት ሽማግለ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን(ኤዲኪ) ኣቶ ሑሰን ከሊፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ […]

ምድልዋት ን4ይ ጉባኤ ሰዲግ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ግንቦት 03, 2005   ካርቱም   ሰውራዊ ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰዲግ) መበል 4ይ ጉባየኡ ግንቦት 20, 2005 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከካይድ እዩ።ነዚ ንሳልሳይ ግዚኡ ዝተደናጎየ ጉባኤ ሙሉእ ምድላዋት ገይሩ።እቲ ቐንዲ ምኽንያት ምድንጓይ፡ ሓልፍቲ ናይቲ ውድብ ኣብ ምምስራት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ይሳተፉ ምንባሮም እቲ ዝበጸሓና ዜና ሓቢሩ።ነዚ ጉባኤ ካብ ዓበይቲ ብደሆታት ዝጽበይዎ ዘለዉ፡ […]

ኢትዮጵያ ካብ ስርዓት ኣስመር ዝሃድሙ ዘለዉ መንእሰያት እቲ ዝለዓለ ቁጽሪ ትቕበል

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ግንቦት 02, 2005   ካርቱም   ቁጽሪ ናይቶም ካብ ስርዓት ኣስመራ ዝሃድሙ ዘለዉ መንእሰያት እናወሰኸ ይመጽእ ኣሎ።ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሰብዓን ሓሙሽተን ኤርትራዊያን ዶብ ኢትዮጵያ ሰጊሮም ናብ መደበር ማዕስከራት ዋዕላ ንህቢ ከምዝኣተዉ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ሓቢሩ።እዚ ቁጽሪ ካብቲ ተመዝጊቡ ዘሎ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ እቲ ዝልዓለ  ምዃኑ እቲ ዜና ወሲኹ።ከምዝፍለጥ እቲ […]

ስርዓት ኣስመራ ካብ ጸገማቱ ንምውጻእ ርክባቱ ንምምሕያሽ ድልውነቱ ይገልጽ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ግንቦት 02, 2005   ካርቱም   ኣብዚ ናይ መወዳእታ ግዜ ስርዓት ኣስመራ ተቐባልነቱ ንምርካብ ምስ ፕረስደንት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ስነ ኣብ ግብጺ ንምርኻብ ድልውነቱ ገልጹ። እዚ ድማ ፕረስደንት ኢሰያስ ምስ ዶክተር ጆን ጋራንግ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ኣፍሊጡ ክብላ እሙናት ምንጭታት ንጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር ሓቢረን።ብመሰረት እቲ ምንጪ መንግስቲ ኤርትራ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net