Archive for: November, 2010

መጸዋዕታ

                    ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዋዕላ ዝተቐበሎ ረዚን ህዝባዊ ሓደራ ናብ ሽቶኡ ንምብጻሕ፡ ዕዮታቱ ብዕቱብ ምስልሳል ካብ ዝጅምር ድሮ ውሑድ ኣዋርሕ ኣቁጺሩ ምህላዉ ዝዝንጋዕ ኣይኮነን። ገለ ካብቲ እዋናዊ ዕዮታቱ ከኣ ንህዝብና ከምኡ’ውን ንኹሎም ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጢ ውጽኢት ዕውት ሃገራዊ ዋዕላ ንምግላጽን ምብራህን’ዩ። ኣብ ልዕሊ’ዚ ከኣ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ […]

ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ

  ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማታት ካልጋሪን (Calgary) ፣ ዊኒፐግን (Winnipeg) ካናዳ ንጽባሕ ቀዳምን ሰንበትን ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ደሞክራስን፣ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ምስቶም ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ዝተሳተፉ ብምትሕብባር፣ ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ቲ ከባቢታት ብዝቐረበሉ ጠለብ መሰረት፣ ንቀዳም ኣብ ከተማ ካልጋሪ፣ ሰንበት ድማ ኣብ ከተማ ዊኒፐግ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብር […]

Many expats feel fleeced by their diplomatic missions

By IBRAHIM NAFFEE | ARAB NEWS Published: Nov 25, 2010 00:20 Updated: Nov 25, 2010 00:20 JEDDAH: Many expatriate workers say they are being fleeced by their own consulates that impose taxes on their income. They claim the consulates will not renew passports unless their respective citizens pay a fixed tax. An expatriate cannot live […]

ኣኼባ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ስዊድን ናይ 2010 ተኻይዱ

ጉባኤ ጨንፍር ስዊድን ንምክያድ  ኣብ  ዝግበር ዝሎ  ምቅርራባት  ብ ቀዳም  13/11/2010  ሓለፍትን ብዝሒ  ህዝብን   ዝተኻፈልዎ     ዓቢ ኣኼባ ተኻይዱ ኣኼበኛታት ብህሉው ኩነታትን ናይ   ዝሓለፈ   ስራሕ ድሕሪ ምዝታይ ኣወንታውን ኣሎታውን ስራሓት ገምጊሞም። ከምኡ”ውን ኣድላይነት ጉባኤ ጨንፈር ንምክያድን ናይ ህዝቢ ጠለባት ብዝበለጸን ዝማዕበለን ሓዲሽ ፕሮግራም እተማልእን  ሓዳሽ መሪሕነት ንምምራጽን ጉባኤ 04/12/2010 ንኽካየድ ወሲኖም።

ህዝባዊ ኣኼባ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ ኣዲስ – ኣበባ

ኣብ ካላኣይ ማዓልቲ፡ ዒድ-ኣል-ድሓ ሙባረክ ረቡዕ 17/11/2010 ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር  ኣዲስ  ኣበባን ፡ ካብ  ማዓስከራት ስደተኛታት ሽማልባን ማይ-ነፍሕን ዝመጾ ኣባላትን፡ ዝተሳተፍዎ ዓቢ ኣኼባ ተኻይዱ ። ብምኽንያት ዒድ ምዕያድ ኣብ ዝተረኸብሉ ዓቢ ኣገጣሚ ናይ ሓጎስ ማዓልቲ ንዝተረኽበ ዕድል ብምጥቃም ሓዎ ዓ/ራሕማን ጣሃ-ኑር ምክትል ኣቦ-መንበር ሰልፊ   ህሉው ኩነታት ሃገርና ኤርትራን ሕሉፍ ታሪኽ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራን ፡  […]

WE FORGIVE, BUT WE DON’T FORGET

SALIH EBRAHIM ANJABBA Before I start clearing my stance against the chauvinist who wrote this article under this title (What if the Two Evils Cooperate: Dictatorship, Ethno-Religious Politics and the Loss of Eritrean Identity?) I want readers to digest Gebre Geremariam’s essay (There are groups and individuals in this camp who constantly try to create […]

NCDC Bay area Subcommittee presents Eritrean Youth superstars live

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ምስ ኩሎም ኣባላት ፖለቲካዊ ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን  ንሰንበት ዕለት 28/11/2010 ንምርኻብ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባና ብዛዕባ ብኮምሽን ዝካየድ ዘሎ ንጥፈታትን ክሕበር ኢዩ። ከምኡ’ውን መስርሕ ምስንዳእ ንሃገራዊ ጉባኤ ብዓወት ንክሰላሰል ርእይቶን ሓሳባትን ጨናፍር ፖለቲካዊ ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ንምስማዕ ዝዓለመ […]

ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ፍራንክፎርት

ንቀዳም 11 ታሕሳስ 2010 ብምኽንያት መበል 60 ዓመታት ኣዋጅ ምኽባር ሰብኣዊ መሰል፡ ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር ቆጺርና ኣሎና። ኵሎም ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ግዝኣት ህግደፍ ንናጽነት ሰባዊ መሰልን ኤርትራ ዝቃለሱ ፖለቲካዊ ውድባትን በርገሳውያን ማሕበራትን ውልቀ ሰባትን ኣብ‘ቲ ተመዲቡ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ንኽትመጹ ንዕድም።

KÃg—p }‰êD÷M ©N‹V]¥gñ D‘é•ï ›©F£ ²éªê\q

ናይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለዉጢ፣  ክካየድ ምዃኑ ብምሕባር፣ ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ሓላፍነቱ ተገንዚቡ ኣብ መስርሕ ምስንዳዉ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለዉጢ ኣብ ሃገርና ንክረጋገጽ ባሓባር ንክንብገስን ነፍስወከፍ ፈሊጡ ግዲኡ ንኸበርክትን፣ ኩሉ ደላይ ፍትሕን ዲሞክራስያዊ ለዉጥን ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንኽሳተፍ ብኽብሪ }—©öM;

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net