Archive for: November, 2010

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማኦታዋ – ካናዳ፣ ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ድማ ቆይማ

ከምቲ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝካየድ ዘሎ መደባት ህዝባዊ ኣኼባታት ብኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ፣ ኣብ ኦታዋ ዋና ከተማ ካናዳ ብዕለት 6 ሕዳር 2010 ዓ.ም፣ ዕዉት ኣኼባ ብኣባል ኮምሽን ኣቶ ክብሮም ደብሩ ተኻይዱ። ኣቶ ተስፋይ ክፍለ ነቲ ኣኼባ ብምምራሕ ብቐዳምነት ብዝኽሪ ሰማእታት ድሕሪ ምኽፋት፣ ንኣቶ ክብሮም ምስ ኣኸበኛታት ኣላልዩ። ከጺሉ መድረኽ ንሓው ክብሮም ብምሃብ ኣኼባ […]

Yemeni, Djiboutian, Eritrean talks start in Aden

[21/November/2010] ADEN, Nov. 21 (Saba) – An official talks brought together President Ali Abdullah Saleh, Djiboutian President Ismail Omar Guelleh and Eritrean President Isaias Afewerki held on Sunday in Aden governorate. The talks focused on the bilateral relations between Yemen and each of Djiboutian and Eritrean as well as the last developments in the region, […]

ኣብ ስያትል ዋሽንግተን 25 ዚኣባላታ ህዝባዊ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ ተመሪጻ

ኣብ ከተማ ስያትል ቀዳም 13 ሕዳር 2010 ዋዕላን መጻኢ ሃገራዊ ጉባኤን ብዘርኢ ጉዳያት ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። እቲ መጀመርያ ክፋል ናይ’ቲ ኣኼባ ብተሳተፍቲ ዋዕላ ካብ ስያትል ዝኾኑ ኣቶ ሃይለስላሴን ኪዳነን፡ ኣቶ ፍስሃየ ሓጎስን (ቀሺ) ተመኩሮኦም ኣብቲ ኮንፈረንስ ከመይ ከምዝነበረ ኣብሪሆም። ቅድሚ ዋዕላ ንዝነበረ ሃዋህውን ብድሆን ሕጽረታትን ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተገብረልና እንግዶትን ምትሕብባርን ፡ ዋዕላ ምስ ተጀመረ ተሳተፍቲ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

15-11-2010 “ዘተን ደሞክራሲን ይዓንብብ” ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራን ካብ 29 ክሳብ 31ታሕሳስ 2009 ዓ.ም.ፈ ኣብ ፍራንክፈርት ዝተካየደ ናይ ምጽንባር ዋዕላ ዝተመስረተ ሰልፊ ምዃኑ ዝዝከር ኢዩ። ምጽንባራዊ ዋዕላ ብኩሉ መዳያቱ ሃገራዊን ደሞክራሲያዊን ዝኾነ ፖለቲካዊ መስመር ብምጽዳቕ ፣ ሓድነት ህዝብን ልዑላውነት ሃገርን ቅድሚ ኩሉ ዝሰርዕ፣ ማዕርነትን መሰልን ናይ […]

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ቦስቶን፣

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ራህዋን ደቂ-ሃገር፤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ቲ ከባቢ ብዝቐረበሉ ጠለብ መሰረት፣ ኣብ ከተማ ቦስቶን ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብር መዲቡ ኣሎ። ኣብ’ዚ ህዝባዊ ኣኼባ፣ ካብ ቦስቶን ከባቢኣን ዝመጹ ኤርትራውያን ዝሳተፍዎ ኮይኑ ኩሉ ደላይ ሰላምን ፍትሕን ህዝብና ክሳተፎን ብዕትበት ክዋስኣሉን ድማ ብኽብሪ ንዕድም። Location: Eritrean Community […]

ዘተ ምስ መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ ኣባል ኮምሽን ኮሚተ ሃገራዊ ግባኤ ንደምክርሲያዊ ለውጢ።

አገዳሲ ህዝባዊ ሓቤረታ.! ዘተ ምስ መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ ኣባል ኮምሽን ኮሚተ ሃገራዊ ግባኤ ንደምክርሲያዊ ለውጢ። ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ደቂ ሃገር፡ ብቀዳምነት ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም። እንሆ ን-ሓሙስ ዕለት 18.11..2010 ዓ.ም.ፈ.፡ መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ፡ ኣባል ኮምሽን ሃገራዊ ግባኤ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን (Paltalk)፡ ጋሻ፡ (“Eritrean room for Strong and united Opposition“) ኮይኖም ከምሲ ታዓዲሙ ኣሎ። እዚ “Chat […]

መልእኽቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዋዕላ ዝተቐበሎ ህዝባዊ ሓደራ ሓባራዊ ሃገራዊ ዕማም ምዃኑ ብምስትውዓል፡ ኣብ ሎጎ /ኣርማ/ ምውጻእ ሰፊሕ ተሳትፎ ሰብ ሞያ ንምርግጋጽ፡ ንኹሎም ሞያ ዘለዎም ዜጋታትና ብወርሒ መስከረም 2010 ጻዊዒት ምግባሩ ዝዝንጋዕ ኣይኮነን። ብመሰረት ጻውዒት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን 49 ኣዝዮም ዝተፈላለዩ ምሩጻትን ስሓብትን ንድፊ ሎጎታት /ኣርማታት/ ከም ዝበጽሓና ነረጋግጽ።

Message From the National Commission for Democratic Change (ENCDC)

Recognizing that the responsibility entrusted to it concerns all Eritreans, the Eritrean national Commission for Democratic Change (ENCDC) invited, in September 2010, all citizens with relevant expertise to contribute ideas and designs for a logo for the ENCDC. In response, we received 49 proposed designs, all of which reflected the conceptual and artistic creativity of […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ኣኼባ ኤርትራዊ በርገሳዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ውድባትን ኣብ ሃገር ጀርመን

ቀዳም ዕለት 6.11.2010 ኣኼባ ኩሎም ወከልቲ ኤርትራዊ በርገሳዊ ማሕበራትን ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ውድባትን ኣብ ሃገር ጀርመን ተኻይዱ። እቲ ቅድሚ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ዝነበረ ምትሕብባር ናይ በርገሳውያን ማሕበራት ኤውሮጳን ውድባት ኤደኪን፡ ብመሰረት ውሳኔታት ሃገራዊ ዋዕላ ኵሎም እቶም ካብ ኤደኪ ወጻኢ ዘለዉ ውድባት ከይተረፉ ብሓባር ክሰርሑ ስለ ዝግባእ ኣብ‘ቲ ኣኼባ ተሳቲፎም። እዚ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ዝተሰላሰለ […]

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ካርልስሩሀን ከባቢኣን

ኣብ ከተማ ካርልስሩሀን ከባቢኣን ቀዳም 30 ጥቅምቲ 2010 ዝተጋበአ ህዝባዊ ኣኼባ ንሃገራዊ ጉባኤ ብውዕዉዕ ክትዓትን ልዙብ ምርድዳእን ተሰላሲሉ። ብኣባላት ኮምሽን ዝኾኑ ሓው ኣቶ ተኽለሰንበት ተኽላይን ወሮ. ፍረወይኒ ተኽለጻድቕን፡ መብርህን ድሕረ ባይታ ምቛም ኮምሽንን ድሕሪ ምቕራቦም፡ መደብ ዕዮን ዕላማን ናይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ዝርዝራዊ መብርሂ ኣቕሪቦም። እዚ ዕቱብ ተሳታፍነት ማሕበረሰብን፡ ብማሕበረሰብ ዓለም ዝለዓለ ኣቓልቦን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net