Archive for: November, 2010

ርሑስ በዓል ዒድ ኣልኣደሓ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ንበዓል ዒድ ኣልኣድሓ ኣብጽሓኩም ይብል። በዓል ዒድ ኣልኣድሓ ንህዝቢ ኤርትራ በዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ሰዓብቲ ኩሉ ሃይማኖታት ነቲ ኣብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ዘሎ ኢድ ምትእትታው ብምንጻግ፡ […]

Eritrean National Commission: Successful Meeting in Kuwait City

Commissioner Ramadan Mohamed Nur, secretary of the Organizational Committee of the Eritrean National Commission for Democratic Change (ENCDC), conducted a successful public meeting in Kuwait city. The meeting which took place on the 6th November 2010 was attended by considerable number of Eritreans who are prodemocracy and seek change in Eritrea.   Eritreans in Kuwait who […]

What will be the future of EDA after the Congress?

The outcome of the last conference was building a partnership between the EDA and non- EDA political organizations, civil society, women and youth associations and independents.  The purpose of this partnership is to empower the democratic camp against the dictatorship. In this structure people feel a part of the system, they take share of responsibility […]

Political Scheme for

The Eritrean arena, nowadays, is full of political contradictions that reflect its historical, cultural, religious, and social accumulations, that express the sum of the Eritrean actual status representing all its factions and communities, who were destined to live in one geographical area or a piece of land. The Eritrean revolution was incapable of presenting integrated […]

Upcoming Public Meetings in North American Cities

Town Location Address Date and Time

ኣብ ላስ ቬጋስ ኔቫዳ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ተኻይዱ “ህዝባዊ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ” ከኣ ተመሪጻ

ኣብ ከተማ ላስ ቬጋስ ብዛዕባ ዋዕላን መጻኢ ሃገራዊ ጉባኤን ህዝባዊ ኣኼባታት ንኽግበር እዚ ንሳልሳይ ጊዜኡ ኢዩ። ናይ ትማል ረቡዕ 10 ሕዳር 2010 ካብ’ቲ ናይ ቅድም ፍሉይ ዝገብሮ መርኣያ እንተልዩ ግን እቲ ኣብ ዝሓለፈ ኣኼባታት ዝነበረ ክትዓት ኣድላዪ መብርሂታት ተዋሂብዎ ድሕሪ ምድምዳም፡ ሽማግለኡ መሪጹ ንኽግስግስ ዝተነጸረሉ ህሞት ስለ ዝነበረ ኢዩ። ኣብዚ ኣኼባ’ዚ ክልተ ኣባላት ኮምሽን ኣቶ […]

ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሳንበርዳንዲኖን ከባቢኣን

ኣብ ከተማ ሳንበርዳንዲኖን ከባቢኣን ሰንበት 7 ሕዳር 2010 ዝተጋበአ ህዝባዊ ኣኼባ ንሃገራዊ ጉባኤ ብውዕዉዕ ክትዓትን ልዙብ ምርድዳእን ተሰላሲሉ። ብኣባል ኮምሽን ዝኾነ ሓው ኣቶ ሃይለማርያም ተስፋይ መብርህን ድሕረ ባይታ ናይ ኮምሽን ድሕሪ ምቕራቡ፡ መደብ ዕዮን ዕላማን ናይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ዝርዝራዊ መብርሂ ኣቕሪቡ። እዚ ዕቱብ ተሳታፍነት ማሕበረሰብን፡ ብማሕበረሰብ ዓለም ዝለዓለ ኣቓልቦን ተቐባልነትን እናረኸበ ዝመጽእ […]

ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ኦስሎ፡ ኖርወይ

መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ፡ ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ብምትሕብባር ምስ ኣብ ኦስሎ ዝምቕማጦም ኣባላት መርበብ ኤርትራውያን ማሕበራት ኣብ ኤውሮጳን ብ23 ጥቅምቲ 2010 ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ኖርወይ ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብቲ ኣኼባ ካብ መላእ ከተማ ኦስሎን ከባቢኡን  ዝመጹ፡ መንእሰያት፡ ኣባላት ተቓወምቲ ውድባትን ግዱሳት ውልቀሰባትን ዝተሳተፍዎ፡ ምውቕን ሰሓብን ናይ ምርድዳእ መንፈስ ዝዓሰሎን  ዕዉት ኣኼባ ተቓኒዑ።

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ደቂ-ኣንስቲዮ ኤርትራ ተቀማጦ መልበርንን ከባቢኣን፣

ዝኸበርክን ደለይቲ ለዉጢ፤ ፍትሕን ደሞክራስን ደቂ-ኣንስቲዮ ኤርትራ ተቀማጦ መልበርንን ከባቢኣን፣ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ዞባ ኣዉስትራልያ ብዛዕባ መደብ ስራሓቱን ንጥፈታቱን ኣብ ከተማ መልበርን’ን ከባቢኣን ምሳኽን ተራኺቡ ክመያየጥን ክረዳዳእን፣ ሰፊሕ  ኣኼባ መዲቡ ስለ ዘሎ፣ ኩልኽን ደለይቲ ለዉጢ  ኣብዚ ዝበጋገስ ዘሎ መስርሕ ፍትሕን ደሞክራስን ብዕትበት ክትዋስኣሉ ብኽብሪ ንዕድም። ኣብ መደምደምታ እቲ ኣኼባ ዉን፡  ካብተን ዕድመ ኣኽቢረን […]

National Commission : Successful Meeting in Kuait City

Commissioner Mohammed Romadan  Nur, second Secretary for the Organizational Committee of the Eritrean National Commission for Democratic Change has held a meeting to Eritrean residents in Kuwait. The meeting which took place on the 6th November 2010 by prodemocracy and fundamental change was attended by a considerable number of Eritreans. Participants of the Eritrean National […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net