Archive for: December, 2010

dF Gs}

mkM‹}¥q Nq GÈn§} oK]²} sX„§ ›o[L–{ð KUX Gs} †|²DÃö‰ê }kòo[ké} mk–Foñ koë} ©cë} |§ cSl „—T‰ê} KG›oë} ‰M„ê‘é} Šmk °ª |mk –©ö| –ªï-‰êp sdkX‰êM| „mk Gs} nppq †}ªoKED]‰êM Gs| ›oŠÊF‰êM  Ãö}–q §Amk:: }Kgoñ ©öL K}´]o [L§ ¢gX^ †}ªkF‰ê KUX Gs{§ §²FÃö::

መስመሪ ጉባኤና ሰደተኤ ህደግኤ ይቕጽል ኣሎ

ብሓሙስ 16 ታሕሳስ 2010 ብድሙቕ ጣቕዒትን ዕልልታን ተሰኒዩ ዝተጀመረ መስመሪ ጉባኤ ሕብረ-ብሄራውያን ደሞክራስያውያን ውድባትና ህደግኤን ሰደተኤን ካልኣይ መዓልቱ ሒዙ ብርሱን ናይ ቃልሲ መንፈስ ይቕጽል ኣሎ። መስመሪ ጉባኤ ህደግኤ ሰደተኤ፡ ኣብ’ዚ ናይ ካልኣይ መዓልቲ ውዕሎኡ፡  ንጉባኤ እትመርሕ ኣካል ካብ ጉባኤኛታት ብደሞክራስያዊ ኣገባብ መሪጹ፡ ዝተመርጸት ኣካል ብወገና ነብሳ ወዲባ መደባታ ሰሪዓ ብምሕባር’ያ ስራሓ ጀሚራ።

ተማሃሮ ቤት/ትምህርቲ ኤምባሲ ኤርትራ ርያድ ናብ ኦባማ ዝላኣኽ ደብዳቤታትን

ኣብ ዋና ከተማ   ስዑዲ ዓረብ  እትርከብ   ሽማግለ መኽተ ርያድን ከባቢኣን ብዝብል እትስመ      ኣብ ትሕቲ ጭርሖ  ( ሕጂ”ውን ንመኽተ ኣይንሕለልን ) ኢላ ንተማሃሮ ቤት  ትምህርቲ  ኤምባሲ ኤርትራ ንኣብ ሓንቲ ስድራ-ቤት ዝርከቡ ዜጋታት መብጽሒ ትጥቀመሎም  ከምዘላ   ዘረጋግጽ እቲ   ብዕለት 08/12/2010 ንነፍሲ ወከፍ ተማሃራይ ብዝሒ  ቑጽሪ    ዜጋታት  ስድርኡ   ፈቒዶም ነቲ   ንፕረዚደንቲ ሕቡራት ኣሜሪካ ባራክ ኦባማ   ንዋና ጻሓፊ ሕቡራት    […]

ዲፕሎማስያዊ ንጥፈታት ግሃድኤ ኣብ ኤዉሮጳ

ተጋዳላይ  ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ሓላፊ ወጻኢ ጉዳይ ቤት ጽሕፈት ዝመርሖ ልኡኽ ግ.ሃ.ድ.ኤ. ብዕለት 18.12.2010 ኣብ ከተማ ብሩክሰል፡ ምስ ላዕለዎት ሰብ መዚ ሕብረተ ኤዉሮጳ (International Relations) ኣገዳሲ ርኽክብ ከምዘካየደ፡ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓንና ዜና ሓቢሩ። ልኡኽ ቤ/ጽ ወጻኢ ዝምድናታት ግ.ሃ.ድ.ኤ ምስ ላዕለዎቲ ሓለፍቲ ሕብረተ ኤዉሮጳ ኣብ ዘካየዶ ኣገዳሲ ኣኼባ፡ ብዛዕባ ፖለቲካዊ ኩነታት ሃገርና ሰፊሕ መግለጺ ብምቕራብ፡ ህዝብና […]

Eritrean leader says Zenawi tried to assassinate him, WikiLeaks reveals

By PETER LEFTIE pmutibo@ke.nationmedia.comPosted Friday, December 17 2010 at 20:06 Eritrean strongman Isaias Afeworki was nearly assassinated while on his way back to Asmara after a family holiday in Kenya, secret American diplomatic cables have revealed. The secret cables posted online by the whistleblower website WikiLeaks accuse Ethiopian leader Meles Zenawi, a one time ally of Afeworki in Addis Ababa’s […]

Case studies: African migrants smuggled into Israel

16 December 2010 Last updated at 12:31 GMT African migrants in Israel are worried after the government announced plans for a large new detention centre in the southern Negev desert and started work on a barrier to seal off the border with Egypt. Officials say more than 35,000 people have crossed the Sinai to enter […]

What should be the best option for constituting an Executive Government in Eritrea ?

Part 3     Semi-presidentialism By Fesseha Nair The third executive type is called semi-presidentialism, a situation where the parliamentary system and prime minister with some executive powers is combined with a president who also has executive power. The ministry is drawn from the legislature and is dependent to the confidence of the assembly. This formulation of […]

ሽማግለ ሓጅን . ስቓይ ናይ ሓጃጂን

ጉድለት   መድቅሲ ሓጃጂን ኣብ መዲና መነወራ ቁጠዓ ሕብረተ  -ሰብ ኤርትራ መቓልሕን ስምብራትን   ጌሩ ከብሎ ዝኽእል ምኽኒያት  ኣማሓዳሪት ሽማግለ ሓደ ህንጻ ኣብ   ጥቃ መስጊድ ኣልነቢ ሰ/ዓ/ወ/ ተኻርዮም  ንሓጃጂን”ውን  በብሓምሳ  (50) ሰብ  እንዳኣጕዓዙ ንመዲና- ኣልመነወራ  ይልእክዎም ከምዘለዉ    ካብ ቁዱስ መሬት  ዝመጸና ምንጭታት ሓቢሩ። ይኹን እምበር ሓጃጂን ለሚዘበን 2010 ብዙሕ ዕንቅፋታት ናይ  ሞጕዓዝያ ጸገም ማለት ናይ ሓጅ ኣማሓደሪት […]

ፍራንክፈርት 11.12.2010 ዓ.ም

ክቡራትን ክቡራንን ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን ሃገራዊኣን ኤርትራዊያን። ብስም በርገሳዊ ማሕበር ኣብ ሃገር ጀርመን እንቓዕ ብድሓን መጻእኩም እብል ። ውዲ ሰብ ካብታ ዝተውልደላ ዕለት ጀሚሩ ውናኒ መስረታዊ መሰላቱ ም ኻኑ በቶም ዓበይቲ እምነታትን ፍልስፍናታትን ተኣሚንሉ ጥራሕ ዘይኮነስ ክ ብሩን መሰሉን ከይትንከፍ ዓለም ለኻዊ ሕጊ ተሓጊጉ ማንም ሃገር ኣባል ሕብ ረተሰብ ዓለም ኣባል ሕቡራት መግስታት ንሙኻን ከብቅዓ […]

ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ጀርመን

ትማሊ ቀዳም 11 ታሕሳስ 2010 ድሙቅ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብ‘ዚ ሰላማዊ ሰልፊ’ዚ ካብ ዝተፋላለየ ከም ፍራንክፎርት፣ ስቱትጋርት፣ ካስል፣ ማንሃይም፣ ካርልስሩሀ፣ ከለን፣ ወዘተ…. ዝኣመሰላ ከተማታት ጀርመን ዝመጹ ኤርትራውያን ተኻፊሎም። ልክዕ ከም‘ቲ  ተመዲቡ ዝነበረ ሰዓት 11 ቅድሚ ቀትሪ ህዝቢ ናብ‘ቲ ዝተመደበሉ ቦታ ብኣጋኡ በብኩርንዓቱ ክተኣኻኸብ ጀመረ። ኣብ‘ዚ  እንታይነት ህግደፍ ዘቓልዕ “…. ኣቱም ሰባት ልብና’ባ ምለሱልና .… ኣቱም […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net