Archive for: January, 2011

ጋዜጣዊ መግለጺ: ብዛዕባ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ብኣቦ መንበርነት ሓው ወልደየሱስ ዓማር ዝምራሕ ሸነኽ ካብ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ምስሓቡ ኣመልኪቱ ዝወጸ መግለጺ

ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ኣብ ህጹጽ ኣኼባኡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ወሽጢ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተኸስተ ምፍንጫል ኣመልኪቱ ኣብ ዝመያየጠሉ ዝነበረ ህሞት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ብሓው ወልደየሱስ ዓማር ዝምራሕ ሸነኽ ብዕለት 23 ጥሪ 2011 ካብ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ምስሓቡ ብዕሊ ኣዊጁ፡፡ ኣብዚ መግለጺ እዚ ካብ ምምስራት ሃገራዊ ምሕዝነት ኤርትራ ኣትሒዙ ክሳብ ሕጂ ኣብ […]

ኣማን ብኣማን ሕብሪ ዘይብሉ ሰብ፣፣

ብኢሳያስ ኣስፍሃ 27-01-2011 ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ሓደ ፈታውየይ ስልኪ ደዊሉ ኣብታ ንህግደፍን ኮራኹሮምን ጥራሕ እተተኣናግድ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኔት ብዛዕባይ ብሓደ <ዶክቶር> ጸጋዝኣብ ገብረጊዮርጊስ ዝተባህለ ግለ-ሰብ  ብቋንቋ እንግሊዘኛ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፉ ከምዝጠቐሰኒ ምስ ሓበረኒ ነቲ ጽሑፉ ብጽሞና ኣምቢበዮ ናይ ብሓቂ ክኣ ገሪሙኒ፣፣

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ሽወደን ንቀዳም ዕለት 29/01/2011 ብብጻይ ኣሕመድ ሙሓመድ ናስር ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካልን ብጻይ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ዝምድናታትን ግ.ሃ.ድ.ኤ ዝምራሕ ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሎም ኤርትራውያንን ብኤርትራ ዝግደሱን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባና ብዛዕባ ህልዊ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ምዕባሌታትን ሃገራዊ ጉባኤ ንምክያድ ዝግበር ዘሎ […]

ኮምሽን ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ሕ.መ.ኣ. ናይ መጨረስታ ኣርባዕት ስተይታት ክብጽሕ’ዩ

ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ክልተ ሰሙናት፡ ኮምሽን ሰሜን ኣሜሪካ እቲ ናይ ጎስጓስ መድረኽ ደምዲምካ ናብ ናይ ስነጽሑፍ ክትዓት መድረኽ ንምእታው ናይ መጨረስታ ኣርባዕተ ስተይታት- ሚነሶታ፡ ደቡብ ዳኮታ፡ ስሜን ካሮላይናን ኢልኖይን ክበጽሕ’ዩ። እዚ ጽባሕ ቀዳም ጥሪ 29, 2010 ዝጅምር ኣኼባታት’ዚ፡ ኣብ ሰይንት ፖል ሚነሶታ ዝጠቓለል እንተላይ ንኤርትራውያን ዸቡብ ዳኮታ ዘማእከለ ክኸውን እንከሎ፡ ነዚ ሓባርን መሃርን ዝኾነ መድርኽ’ዚ […]

The Commission Will Visit the Last four states in the USA

In the coming two weeks, the North America Commission will conclude its Mobilization phase by visiting four states- Minnesota, South Dakota, North Carolina, and Illinois. The visits will begin this Saturday January 29, 2011 in the city of Saint Paul Minnesota hosting for its twin city of Minneapolis,    as well as Eritreans from South Dakota. […]

Eritrea: a haven for Religious harmony

Monday, 24 January 2011 12:55 Written by Ibrahim Hajj Melbourne, Australia In a world far too often marred by conflicts resulting from religious intolerance and fanaticism, I thought it might serve a great purpose to highlight the case of my own country, Eritrea, as a model for religious harmony and peaceful coexistence. In a world […]

Grand Strategic Struggle Management Against the Dictatorship in Eritrea

   By Fesseha Nair The Eritrean National Conference for democratic change resulted with forming a commission that is assigned to organize a broad national congress among other activities. The need for strategic planning at this congress is of crucial importance.  In the past, either the political or the civil society organizations have no well adjusted […]

መስራትን ሓድነታውን ጉባኤ ሰለስተ ውድባት

እዚ ካብ ረቡዕ 26.1.2005 ክሳብ 30.1.2005 ህዝብና ንምድሓን ንቃለስ ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ መስራትን ሓድነታውን ጉባኤ ሰለስተ ውድባት (ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ, ምንቅስቓስ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ከምኡውን ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ) ኣብ ሱዳን ከተማ ካርቱም ተጀሚሩ። ኣብዚ ቀዳማይ መዓልቲ ጉባኤ ወኪል መንግስቲ ሱዳን, ወኪል መንግስቲ ኢትዮጵያ, ብርክት ዝበሉ ወከልቲ ማዕከናት ዜና, ኣቦ ወንበር ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን, ወከልቲ ብርክት […]

The brutal truth about Tunisia

Bloodshed, tears, but no democracy. Bloody turmoil won’t necessarily presage the dawn of democracy By Robert Fisk, Middle East Correspondent Monday, 17 January 2011 The end of the age of dictators in the Arab world? Certainly they are shaking in their boots across the Middle East, the well-heeled sheiks and emirs, and the kings, including […]

ጸብጻብ ንጥፈታት ውድብ ኣብ ሃገራት ማእከላይ ምስራቅ ብወኪል ጨናፍር ማእከላይ ምስራቅ ሃገራት

ፈደራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ኤርትራ መሪሕነት ኣብ ማእከላይ ምስራቅ ሃገራት ኣብ ዑደት ሕዝባዊ ኣኼባታት ካብ 1 ወርሒ ጥሪ ክሳብ 22 ጥሪ ኣካዪዱ። ብ 20 ጥሪ 2011 ኣብ ከተማ ርያድ ሱዑድያ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ተኻዪዱ፣ እቲ ኣኼባ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሕዝብና ኣብ ትሕቲ ኣረመናዊ ስርዓት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ዝሕልፎ ዘሎ ናብራ ብዕምቈት ተመያዪጡ። ንህልዊ ውድባዊ ንጥፈታት ብኩሉ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net