Archive for: May, 2011

ኣብ መደበር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ 15 ዝኣባላት ህዝባዊ ሽማግለ ተመሪጻ

ኣብ ወፍሪ ዝርከብ ሓሙሽተ ኣባላት ብጾት ብርሃነ የማነ፡ ጃምቦ ወልዳይ፡ ስዒድ እስማዒል፡ ኣልበርቶ ኣርዳዲንን ወ/ሮ ለቱ ዑስማንን ዝሓቆፈ ልኡኽ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን፡ ተልእኽኡ ንምፍጻም ጉዕዝኡ  ብምቅጻል ኣብ መደበር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ብድሕሪ ምብጽሑ፡ ብ11 ግንቦት 2011 መልእኽቲ ኮምሽን ናብ ህዝቢ ብግቡእ ንምብጻሕ ብቋንቋታት ትግርኛን ሳሆን ንዝሰምዑ ብጠቕላላ ልዕሊ 400 ዜጋታት ዘሳተፈ ኣብ ተመሳሳሊ ግዜ ክልተ […]

ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ኢትዮጵያ ዕውት ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ መደበር ስደተኛታት ሸመልባ ኣካይዱ

ኣብ ወፍሪ ዝርከብ ሓሙሽተ ኣባላት ብጾት ብርሃነ የማነ፡ ጃምቦ ወልዳይ፡ ስዒድ እስማዒል፡ ኣልበርቶ ኣርዳዲንን ወ/ሮ ለቱ ዑስማንን ዝሓቆፈ ልኡኽ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን፡ ብ04 ግንቦት 2011 ምስ ሽማግለ መደበር ስደተኛታት ሽመልባ፡ ወከልቲ ማሕበራት፡ መራሕቲ ሃይማኖትን ኣባላት ፖሎቲካዊ ውድባትን ተራኺቡ ተልእኽኡ ብድሕሪ ምንጻር፡ ብ05 ግንቦት 2011 መልእኽቲ ኮምሽን ብግቡእ ንምብጻሕ ንቋንቋታት ትግርኛን ኩናማን ዝሰምዑ ብጠቕላላ ልዕሊ 370 […]

ተሓጋጋዚት ሽማግለ ኮሚሽን ከተማ ሸፊልድ ቆይማ

ኣኼባ ሃገራዊ ኮሚሽን ንሃገራዊ ጉባኤ ኣዝዮም ብዙሓት ኤርትራውያን ኣብ ዝተረኽብሉ ብመንእሰይ በረኸት ካሕሳይ ኣባል ሃገራዊ ኮሚሽንን ኣቶ ሓሚድ ዑመር ኢዛዝ ኣባል ተሓጋጋዚት ኮሚሽን ሎንደንን ተኻይዱ። “ ሎሚ ‘ውን ብርእሰ-ምትእምማን ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ክንረባረብ ኢና!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣኼባ፣ ምስ ኩነታትን ምዕባለታትን ደንበ ተቓውሞ ኤርትራ፣ ንጥፈታትን መደባትን ናይ ዝሓለፉን ናይ መጻኢን ሃገራዊ ኮሚሽን […]

NATO intercepts military cargo ship bound for Eritrea – UN

May 11, 2011 NATO  Naval forces have reportedly captured a heavy weapon carrying cargo ship destined to Eritrea in the international waters of the Indian Ocean. NATO, the North Atlantic Treaty Organization, is a military alliance between the US and various European countries. It is currently engaged in the bombing of Libya. A UN monitoring […]

ጸብጻብ ዕዉት ኣኼባ ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ከተማ ሊድስ ምስ መንእሰያት

ብዓርቢ 29/04/2011 ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ከተማ ሊድስ ዕዉት ኣኼባ ምስ መንእሰያትኤርትራውያን ኣካይዱ።  ኣብ መኽፈቲ እቶም መንእሰያት ነቲ ኣረሜናዊ ስርዓት ህግደፍ ንምኹናን ከምኡ’ውን ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ወሪዱ ዘሎ ከቢድ ሓዘንን ቀጻሊ ስቓይን ዓለም ቆላሕታ ንኽገብረሉን፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያንን ኤውሮጳን ሰላማዊ ሰልፍታትን ንምድላው ንምውህሃድን ምስ ካልኦት ዝነጥፉ ዘለዉ ተሳልጥ ግዝያዊት ሽማግለ ኣቝሞም። ቀጺሉ መንእሰይ በረኸት […]

Important Public Announcement

   Important Public Announcement  By Organizers The Swedish-Eritrean partnership for democracy in Eritrea consisting of all political, civic and individuals invites all concerned to a rally against the dictatorship in Eritrea. The objective of the rally is to influence the Swedish Parliament and Government to raise their influence so that the Eritrean case must be […]

ኣብ አዲስ ኣበባ 21 ዚኣባላታ ህዝባዊ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ ተመሪጻ

ትማሊ ቀዳም 7 ግንቦት 2011 ሰዓት 3 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ርእሰ ከተማ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣባባ ኣባላት ዝተፈላለየ ማሕበረሰባት ኤርትራ ዝኾኑ ተቐማጦ ኣዲስ ኣባባን ከባቢኣን ማለት ምሁራት ሓርበኛታት ተማሃሮ መማህራን ገዳይም ተቓለስቲ ስደተኛታትን  ወከልቲ ማዕከታት ዜናን ዝተሳተፍዎ ኣብ ትሕቲ “ሃገራዊ ጉባዔ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዘቃላጥፍ ወሳኒ መድረኽ እዩ” ዝብል ጭርሖ ዕውት ህዝባዊ ኣኼባ ተኻይዱ። እቲ ኣኼባ ብአባላት […]

London 21 May 2011

መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሎንደን ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ናይ እግሪ ግዕዞ ካብ KINGS CROSS STATION ጀሚሩ ክሳብ ኤምባሲ ኤርትራ 96 WHITE LION ST. ንቀዳም 21.05.2011 ካብ ሳዓት 1፡00 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሳዓት 6፡00 ምሸት ይኣክል ንውልቀ ምልኪ፡ ሕቶ ሕዝቢ ስርዓት ንምእላይ እዩ! ንዝያዳ ሓበሬታ ፡ 07949348574 ወይ  Email […]

Washington, DC 27 May 2011

ህዝባዊ  ጻውዒት ንሰላማዊ  ሰልፊ፤ ኣብ ህዝብናን ሃገርናን ብሓፈሻ:  ኣብ መንእሰያትና ድማ ብፍላይ ዝወርድ ዘሎ መዘና ዘይብሉ ኣደራዕ ከብቅዕን ኩሉንትንኣዊ ለውጢ ክቀላጠፍን: “ይኣክል ውልቀ-ምልኪ 20 ዓመት” ኣብትሕቲ ዝብል ጭርሖ “ብሽማግለ ሰላማዊ ሰልፊ ዋሽንግተን ዲ.ሲን ከባቢኣን” ዝተዳለወ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሽንግተን ዲ.ሲ. ንምክያድ ምሽብሻብ ይግበር ኣሎ። እታ መስተርሆ ናጽነት ከተስተማቕር ዘይተዓደለት ሃገርና ኤርትራ መበል 20 ዓመት […]

Eritrean opposition pleads intl intervention

 afrol News  6 May – Voices among the exiled opposition of Eritrea increasingly call for a Libya-style foreign intervention in the country, saying the situation is even worse in Eritrea. Tewelde Gebreselassie leads one of the Horn country’s more influential exiled opposition groups, the umbrella organisation Eritrean Democratic Alliance (EDA), and is committed to “use […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net