Archive for: July, 2011

ተጋዳላይ በሺር ይስሓቅኣብ በርሚንጋሃም ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ

ተጋዳላይ በሺር ይስሓቅ ኣባል ፈጻሚት ሽማግለን ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳንን ብዕለት 16/07/2011 ኣብ በርሚንጋሃም ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ብመጀመሪያ ብጻይ ጸገዝኣብ የውሃንስ ኣቦ-ወንበር ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ነቲ ኣኼባ ብዝኽሪ ስውኣት ድሕሪ ምኽፋቱ ንጋሻ ከምኡውን ኣኸበኛታት ምስጋና ኣቕሪቡ። ብጻይ በሺር ይስሓቕ ብወገኑ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርና ክገልጽ እንከሎ እቲ ስርዓት ዘሕልፎ […]

ጻውዒት ንህዝባዊ ኣኼባ ናይ ኩሉ ከተማታት ሳውዝ ደኮታ፣

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ራህዋን ደቂ-ሃገር፤ ተቐማጦ ከተማ ሲ-ፎልስ ሳውዝ ዳኮታን ከባቢኣን፣ ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ብዛዕባ ጉዳይ ሃገራዊ ጉባኤን ብደረጃ ዓለም ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ደሞክራስያዊ ለውጥን፣ ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ዚ ከባቢ ብዘቕረብናሎም ጠለብ መሰረት፣ ኣብ ከተማ ሳውዝ ደኮታ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብሩ ስለዝኾኑ፣ ኩሉኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማታት ሳውዝ ደኮታ […]

13 አባላት ሓይሊ ባሕሪ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ናብ የመን አትዮም

ክፍሊ ዜና ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ 16ጁላይ 2011ዓ.ም 13አባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ስርዓት ምሕደራ ህግደፍ ሓሲምዎም ሃገሮም ለቒቖም ብዕለት 14 ሓምሌ 2011ዓ.ም ናብ የመን አትዮም፡ እቶም ተወለድቲ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር ዝኾኑ አባላት ሓይሊ ባሕሪ ካብ ቦሪን ከባቢአን ኮይኖም ብዝወረዶም ግፍዕን ማእሰርትን ጭቖናን ሑሱም ናብራን ተደፋፊኦም ንስደት ውሕስነት ዘይብሉ መንገዲ ዝመረጹ፡ እዞም 13 ኣባላት […]

B›lgñ …‰òl …mk D}©} mkš—l A²Vgñ ²él„í }©M‹V[ï¥gñ D‘é•

oH³³sïq aL´D D}©} }A²Vgñ ²él„ }©N‹V[ï¥gñ D‘é·ï : }—Dq HMD 24, 2011([–q1-8 ©ö.c.) mkš—l †rM ›oSË 2 }©öÌ [{ªq }›KÃö† A²Vgñ ²éml„ }M‹p—} H\mk }MF‘ég¹} }‰èD÷M ´ªê\q „íXqX‘é¥} |mk …‰òl mk‹mkU q—©öM; †sï }\F\§ ²ïsò ›Š¢©ö sD÷ ‹q— ›šSkD÷M [{ªq:1) egM |§oñ oH[ïké sD÷ l§r}: 2) }©öÌ K[³²U A²Vgñ egM „íXqV} §Œ{ê; …mk ›HDË 2 […]

ጻውዒት ንህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሳውዝ ደኮታ፣

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ራህዋን ደቂ-ሃገር፤ ተቐማጦ ከተማ ሳውዝ ደኮታን ከባቢኣን፣ ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ብዛዕባ’ዚ ንመስርሕ ሃገራዊ ጉባኤ ብደረጃ ዓለም ዝካየድ ዘሎ መስርሕ፣ ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ዚ  ከባቢ ብዘቕረብናሎም ጠለብ መሰረት፣ ኣብ ከተማ ሳውዝ ደኮታ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብሩ ስለዝኮኑ፣ ኩሉኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ሳውዝ ደኮታን

A Public Seminar In Las Vegas

Eritreans in Las Vegas invites you to attend a public seminar Guest Speaker: Saleh “Gadi” Johar Topic: The NCDC And Ending The Suffering Of Eritrean Date: Wednesday, July 20, 2011

Eritrean Forum for Democratic Change (London/UK)

  is a platform for a very serious debate on national issues, please join us The management of the Eritrean Forum for Democratic Change   Invites all members of our community to participate on the following;   · Agenda: Constitution prepared by the ENCDC. (AL DISTUR).   · Main speaker: Mr. Mohammed Osman Idrisay   […]

ተጋዳላይ በሺር ኢስሓቕ ናይ ወጻኢ ዑደቱ ብምቅጻል ንሽውደን ኣትዩ።

ተጋዳላይ በሺር ኢስሓቕ ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ድሕርቲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ምስ ናይ ወጻኢ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ናይ ክፊሊ ኣፍራካ ዘካየዶ ርኽኽባት ቀጺሉ ንሽወደን ብምኻድ ብዕለት 7 ሓምለ 2011 ምስ ዝምልክቶም ዝተፋላለዩ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ኣካላት ብዛዕባ ዑደቱ ኣመልኪቱ ከምዝተዘራረባን ከምዝወደብን ካብቲ ቦታ ዝመጸና ዜና ይሕብር።   ንህልዊ ኩነታት ሃገርናን፡ ጉዳይ ማዕቀብን ትኹረት ዘድልዩም […]

11 መንእስያት ዓፋር ካብ ደሴት ዳህላክ ንወደብ ኣልሓያ ዝተባህለ የመን ምእታዎም ተረጋጊጹ።

ብዕለት 07 ሓምለ 2011 ዓሰርተ ሓደ ኣባላት ግዱድ ወተሃደራዊ ዕስክርና መንእስያት ዓፋር ካብቲ ጨቋኒ ስርዓት ህግደፍ ብምህዳም ካብ ከባቢ ዳህላክ ብምብጋስ ናብ ኣልሓያ ዝተባህለት ወደብ የመን ምእታዎም ተረጋጊጹ። ምንጭታትና ከም ዝሕብርዎ ምክንያት መህደሚ ናይዞም መንእሰያት እዚኣቶም ነቲ ኣብ ባሕሪ ዝተረኽበ ዕጭኡ ምርሻን ምዃኑ ዝተመሓላለፈ ኣረሜናዊ ውሳኔ ስርዓት ህግደፍ ብምንጻግ፡ ኣብ ከባቢ ዳህላክ ዓሳ ንምግፋፍ ምስ […]

Ethiopian peacekeepers arrive in contested Abyei

By ARGAW ASHINE  in Addis Ababa  Friday, July 15 2011  Ethiopian peacekeepers mandated by UN Security Council have started deploying in Sudan’s contested Abyei region. Both North and South Sudan are claiming ownership of the oil rich region. Some 4,200 blue helmet troops departed from western Ethiopia Thursday, with some arriving in Abeyi Friday, ready to execute […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net