Archive for: July, 2011

Democracy and conflict management in Eritrea

By Fesseha Nair The internal conflict management in Eritrean politics has been volatile and the approaches used never recognized the importance of building sustainable internal political structures but based on temporary agreements that were easily violated. Peaceful management of conflicts has never taken due to the understanding of political elite perception of politics as warring […]

Fighting Famine in East Africa from Minn

Sunday, 17 Jul 2011, 10:01 PM CDT Famine, starving children, little hope, living in war-ravaged areas of east Africa — places like Somalia. Two groups at the forefront of helping these children are based right here in Minnesota with new efforts, new ideas to help save these families The American Refugee Relief Agency And The […]

ኩሎም ሰብ ሞያ ኤርትራውያን ኣብ ምንዳፍ ኣርማ ሃገራዊ ጉባኤ ክሳተፍ ይዕደሙ

እቲ ቅድሚ ምዝዛም 2011 ክጋባእ ብዙሕ ትጽቢት ዝግበረሉ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤ ተሳትፎ መላእ ህዝብና ይኹን ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጢ ዘረጋግጽ፡ ከምኡ’ውን ብዘይዝኾነ ፍልልይ ንኩሉ ብዙሕነት ሕ/ሰብ ኤርትራ ዘንጸባርቕ፡ ኤርትራውያን ብስልጡን ኣገባብ ሕድሕድ ዘተን ልዝባትን ዘካይድሉ፡ ዕውት መጋብኣያ ኮይኑ ክወጽእ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ብዋዕላ ብዝተነበረሉ ረዚን እምነት መሰረት ብሓልዮትን ሓገዝን ህዝብና ብርቱዕ ጻዕርታት ክገብር ጸኒሑን ኣሎን። እቲ […]

ንድፊ ሰነዳት ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ አብ መርበብ ሓበሬታ ኮምሽን ምዝርግሑ ንሕብር

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንሰነዳት ሰፊሕ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ አብ ዕላዊ መርበብ ሓበሬታ ሃገራዊ ኮምሽን ይዝርግሖም ምህላው ንመላእ ህዝብን ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጥን ከበስር ይፈቱ። ድሮ አብ  www.encdc.com ዝተዘርግሑ ፖለቲካዊ  ሰነዳት እዞም ዝስዕቡ’ዮም፡ ተ.ቁ ስም ፖሎቲካዊ ሰነዳት ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስዊ ለውጢ ትግርኛ ዓረብ እንግሊዘኛ 1 ንድፊ መሪሕ ሓሳብ (Road Map) ✓ ✓ ✓ 2 ጽማቕ […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በርሚንጋሃም

ተሓጋጋዚት ሽማግሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ጨንፈር ዞባ ማእከል (The Midlands, UK) እቲ ንመጽናዕቲ ወሪዱ ዘሎ ናይ ጉባኤ ሰነዳት ንምምይያጥ ንሰንበት 24/07/2011 ካብ ሳዓት 10 ናይ ንግሆ ክሳብ ሳዓት 4፡00 ናይ ምሸት ሰፊሕ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለትን ሳዓትን ምሳና ሓቢርኩም ክትውዕሉ ብትሕትና ንዕድመኩም።     […]

ምልክታ – ሽማግለ ውደባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

3ይ ምልክታ ንህዝቢ እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ፎርም ድሮ ክልተ ግዜ ብዕለት 09ን ግንቦትን ብዕለት 02ን ሰነ  2011 ንሕዝቢ ብመገዲ ኢንተርነት ተዘርጊሑ ምንባሩ ይዝከር፡፡  ሽማግለ ውደባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ነዚ ናይ ውልቐ ሰባት ፎርም መምልኢ ግዜ  ንሳልሳይን ናይ መወዳአታ ንዕለት 5 ነሐሴ 2011 ኣናዊሕዎ ምኻኑን፡  ድህሪ  5 ነሐሴ 2011 ዚኮነ ፎርም ኺቅበል ከምዘይኮነ […]

Eritrean family leaves Tunisia border camp for new life in Belgium

20 Jul 2011 10:48 Source: Content partner // UNHCR   CHOUCHA CAMP, Tunisia, July 20 (UNHCR) – Filmon was born in Eritrea and says his heart is there, that he never dreamed nor wished to be far removed from his country. Yet this week he and his family boarded a plane and headed for a […]

ኣገዳሲ ሕዝባዊ ሓበረታ

ብሕብረት ኤርትራውያን ስዊደናውያን ንደምክራስያ ሕብረት ኤርትራውያን/ ስዊደናውያን ብርገሳውን ፖሊቲካውን ተቃወምቲ ውድባት ኣብ ከተማ ስቶክሆልም፣ አንጻር ፈስቲቫል ህግድፍ ሰፊሕ ሕዝባዊ ተቃውሞኡ ነቲ  ሕዝብና ዝረኽቦ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባራትን ሕሰምን መከራን ከገልጽ ስለዝኾነ ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ምሳና ሓቢርኩም ናብዚ ሰልፊ እዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንጽውዕ። ዕለት፣  ቐዳም 30 ሓምለ 2011/ Lördagen 30 juli-2011 ግዜ፣  ካብ 11.00- 19.00 ቦታ፣  Eggbygård/ […]

ብሽማግለ ህዝባውን ማሕበራውን ጉዳያት ኤዲኪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተዳለወ ሰሚናር ሰነዳት ሰፊሕ ሃገራዊ ጉባኤ ንክትዕ ወሪዱ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሽማግለ ህዝባውን ማሕበራውን ጉዳያት ኤዲኪ ዝተዳለወ ክልተ መዓልቲ ዝወሰደ ሰሚናር ብርክት ዝበሉ ካድራት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን (ኤዲኪ)፡ ተሓጋገዝቲ ህዝባዊ ሽማግለ ኮምሽን፡ ወከልቲ ሰደተኛታትን ጋዜጠኛታትን ዝተሳተፍዎ ምክያዱ ተሓቢሩ። እቲ ብዕለት 09ን 10ን ሓምለ 2011 ዝተሰላሰለ ሰሚናር ሓላፊ ሽማግለ ህዝባውን ማሕበራውን ጉዳያት ኤዲኪ ተጋ/ሓጅ ዓብደኑር ይመርሖ ምንባሩ፡ ኣብ ውዕሎ ቀዳማይ መዓልቲ ኤዲኪ ኣብ መስርሕ […]

Congratulations… from Farajat website to our colleague Walid Abdul Wahab Hajj

It is with great pleasure and pride that we present our cordial congratulations to brother Abdul Wahab Hajj and the Eritrean community in Australia for the attainment of  our son Walid, the “International Press Card” from the European Press Union. Although Walid is a very young, his positive contribution, hard work, persistence… made the Awna […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net