Archive for: July, 2011

ዘተ ምስ ክቡር ሓው ኡስታዝ ዓሊ መሓመድ ስዒድ ኣቦ-ወንበር ሽማግለ ክፍሊ ፖለቲካ ሃገራዊ ኮምሽን መሳርሕቱን።

ዝኸበርክምን/ክንን ደቂ ሃገር፡ ብቀዳምነት ልዑል ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም/ክን። ብምቅጻል ከምቲ ልሙድ ንዓርቢ 5 ነሃሰ (August), 2011,  ክቡር ሓው ኡስታዝ ዓሊ መሓመድ ስዒድ ኣቦ-ወንበር ሽማግለ ክፍሊ ፖሎቲካ ሃገራዊ ኮሚሽን ምስ ብጾቱ፡ ኣጋይሽ ናይ “Eritrean room for united and strong opposition“ ኮይኑም ከምስዪ፡ አብ (Paltalk)፡ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና። እዛ room እዚአ እትኽፈተሉ ግዜ፡ ብናይ ማእከላይ አውሮፓ አቖጻጽራ፡ […]

Eritrean National Commission for Democratic Change (ENCDC) Endorses IGAD’s Stand on Sanction

Ever since the dictatorial regime of PFDJ took power, it has rode roughshod over the pride of the Eritrean people and our martyrs, hijacked the independence won through bitter struggle and a heavy price, hindered the process of democratic change and curtailed any desire for the establishment of a peaceful, developed, just and constitutionally governed […]

UN refugee agency condemns Sudan’s deportation of Eritrean refugees

26 July 2011 The United Nations refugee agency today condemned Sudan’s deportation of Eritrean asylum-seekers on Monday, saying it was concerned with the increased frequency of such incidents and said they violated both international and Sudanese law.The UN High Commissioner for Refugees (UNHCR) said two asylum-seekers jumped off a truck carrying them to the border […]

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንተወሳኺ ማዕቀብ ኢጋድ ደገፉ ይገልጽ!!

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ፖሎቲካዊ ስልጣን ካብ ዝጨበጠሉ ዕለት ኣትሒዙ ንክብሪ ህዝቢ ኤርትራን ጀጋኑ ስውኣቱን ረጊጹ፡ ነቲ ብመሪር ቃልስን ከቢድ መስዋእትነትን ዝተረጋገጸ ነጻነት ጨውዩ፡ ኣብ ሃገርና ብቀንዱ ንመስርሕ ደሞክራስያዊ ለውጢ ዓጊቱ ሰላማዊት፡ ምዕብልትን፡ ፍትሓዊትን፡ ቅዋማዊትን ሃገር ንምምስራት ዝነበረ ብርቱዕ ባህግታት ኮሊፉ ምልካዊ ስርዓት ኣንገሰ፡፡ ከምውጽኢቱ ከኣ ህዝቢ ኤርትራ ናብ ዝኸፍአ ሓድሽ መግዛእትን ባርነትን ደቂ-ሃገር ምውዳቑ ጥራይ […]

ኣብ ከተማ ሱ-ፎልስ ደቡብ ዳኮታ ህዝባዊ ሽማግለ ቆይማ።

ከተማ ሲፎልስ ደቡብ ዳኮታ ካብ ጥሪ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ፡ ብምምሕዳር ናይ ሓደ ኣባል ህዝባዊ ሽማግለ ኣብ ሚንያፕለስ ክትሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ። ትማሊ ቀዳም 23 ሓምለ 2011 ግን ከተማ ሲ-ፎልስ ኣብ ኣሜሪካ ናይ መጨረሽታ መዓስከር ህግደፍ ዝፈረሰላ ከተማ ኮይና’ላ፣ እዚ ኣብ ማእከላይ ቤትንባብ ናይ’ታ ከተማ ዝተኻየደ፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ብጉዳይ እገዳ ልቡ ተሰሊቡ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ዓቢ ተወሳኺ ሻቕሎት […]

ኣገዳሲ ሓበሬታ

Gabeel.net 24-07-2011     ተጋዳላይ በሺር ኢስሓቕ ኣቦ-መንበር ክፍሊ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳንን ጠቕላላ ሰክረተር ፌደራላዊ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኤርትራን ንዕለት 27 ሓምለ 2011፡ ሰዓት 18፡00 ግርንዊች፡ ብማእከላይ ምብራቕ ኣቆጻጽራ (ኤርትራን ማካን) ከኣ ሰዓት 9፡00 ናይ ምሸት ምስ ቲቪ ኣልሒዋር  ንህልዊ ኩነታት ኤርትራን ደምበ ተቓውሞን፡ ንዞባና ብሓፈሻ ኣመልኪቱን ቃለ-መሕተት ክገብር ምዃኑ እንዳሓበርና ንክትከታተሉ ንዕድም።

23 ኮማንዶ አባላት ሓይሊ ባሕሪ ናይ ሓይሊ ባሕሪ መርከብ ወሲዶም ናብ ሱዑድያ ሃዲሞም

ክፍሊ ዜና ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ 22 ሓምሌ 2011ዓም.ፈ

ህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ ንህዝቢ ኤርትራ ንምሕጋዝ ዝኽተልዎ ዘለዉ ፖሊስታት ዝምስገን’ዩ

ህዝቢ ኤርትራ ንሰላሳ ዓመታት ዝኣኽል መሪር ብረታዊ ተጋድሎን ኣካይዱን ከቢድ መስዋእትነት ከፍሉን፡ ዋላ’ኳ ሃገራዊ ነጻነቱ ከረጋግጽ እንተኸኣለ፡ ፍረ ጻምኡ ግን ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝኸፍአ ንሓድሽ ፖሎቲካውን ቁጠባውን ማሕበራውን ጭቆና ደቂ ሃገር ክወድቕ ተገዲዱ’ዩ። ብስንኪ’ዚ ከኣ ዘይተኣደነ ኣደራዕ ብምስካም ኣብዞም ዝሓለፉ ዓመታት ብኣማኢት አሽሓት ዝቁጸሩ ዜጋታት ብፍላይ ከኣ እቶም ተረኸብቲ ሃገርን ሓይሊ ለውጥን ዝኾኑ መንእሰያት ኤርትራ […]

May 24 – Eritrean Youth Movement (Egypt)

We  launch our rally for the sake of Free Eritrea An invitation and call to all Eritreans, to protest in front of the Eritrean Embassy in Cairo. Date:  Wednesday, 27 July 2011 Time: From 11 a.m. to 2:00 p.m. Place: In front of the Eritrean Embassy – Cairo Once again the outcry of subjugation by […]

ሰነዳት ሃገራዊ ጉባኤ ብቋንቋ ኩናማ ተተርጒሙ!!

ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ብምትሕግጋዝን ምውህሃድን ደምሓኩኤን ኣባላት ሃገራዊ ኮምሽንን ጉዱሳት ባእታታት ተወለድቲ ብሄር ኩናማን ብዝተወስደ ኣብነታዊ ተበግሶታትን ብርቱዕ ጻዕርታትን እቶም ኣርባዕተ ንድፊ ፖሎቲካዊ ሰነዳት ሰፊሕ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብቋንቋ ኩናማ ብድሕሪ ምትርጓም ኮምሽን ተረኺብዎም ምህላው ይሕብር። እቶም ብቋንቋ ኩናማ ተቶርጊሞም ንኮምሽን ዝተረኸቡ ኣርባዕተ ንድፊ ፖለቲካዊ  ሰነዳት እዞም ዝስዕቡ’ዮም። ንድፊ  ፖሎቲካዊ ቻርተር ሃገራዊ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net