Archive for: October, 2012

መስከረምዳት ኔጥ ኣለም ወዲ ጀነራል ጎቶኦም ዘይ ፈለጠ ክፈልጠካ

GiberhiwatAbuAsharah

ስመርርርርርርርርርርርርርርር መስከረምዳት ኔጥ ኣለም ወዲ ጀነራል ጎቶኦም ዘይ ፈለጠ ክፈልጠካ ክሳብ ህግደፍ ዘለዉ ከተጸልምን ከተካፍእን ናይ ዓሊ ዓብዱ ጫንፈር ብዓል ምሃያ ዕንቅፋትካ ቐጽሎ ንቃልሲ ፓልቶክ ስመርርር ሩም ኣንጻሩ ምዕጣካ ስመር ሩም ንኹሉ ተቃውሞ ደንበ ንመንእሰያት ንገደይም ሓርበኛያታ ኣናብስን ዋዕሮታትን ንኹሉ ደላይ ለውጥን ፍትሕን ጠርኒፋ እተዛትን ናይ ህግደፍ ከመይ ጌርካ ተመሲሕኻ ትድረር ከመይ ጌርካ ውዒልካ ትሓድር […]

Historic Meeting of International Foreign Affairs Experts Leads to Landmark Agreement to Re-Write Eritrean Constitution

“The constitution … is alive in the minds of Eritreans everywhere” Ottawa, ON Oct, 26, 2012 — A two-day summit of scholars, diplomats, academics and international foreign affairs experts has resulted in a landmark agreement to re-evaluate and re-write the disputed 15-year-old constitutional framework for the East African state of Eritrea ….. read more

ደምዳሚ ኣዋጅ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ

ብሓሙስ ዕለት 18/10/2012 ዝጀመረ ካልኣይ ጉባኤ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ብሮቡዕ 24/10/2012 ብዓወት ተዛዚሙ።። “ኩሉ ዓቕምታትና ንድሕነት ህዝብን ሃገርን” ኣብትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዝጀመረ ጉባኤ ኣብ ጽንኩር ዞባውን ሃገራውን ኩነት ይጋባእ ብምህላዉን ህግደፍ ዝተፈላለዩ ስልትታት ብምጥቃም ህዝብና ኣብ ሃገሩ ከም ጓና ብምግላል ቅሳነት ሓሪምዎ ቁጠባዊን ማሕበራዊን ሽግራት ኣዝኒቡሉ ዝወለዶም ደቁ ካብ ሑቕፉኡ መንዚዑ ብምውሳድ ወግሔ ጸብሔ ንከስተንትንን […]

ኣገዳሲ ውድባዊ መግለጺ ብሄራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ሳሆ ኤርትራ (ብደግሓሳኤ)

ዝኸበርኩም ጀጋኑ ህዝብታት ኤርትራ፡ እዋናዊ ውራይ ብደግሓሳኤ፡ ህዝብታት ኤርትራ ብሰርዓት ህግደፍ ዝወርዶም ዘሎ መሪር ብሄራዊ ጭቆናን ደርባዊ ወጽዓን ተናጊፎም፡ ሰላምን ርግኣትን ኣብ ዝሰፈነላ ደሞክራስያዊት ኤርትራ ተኸባቢሮምን ተደጋጊፎምን ክነብሩ ዝኽእልሉ ኩነታት ንምፍጣር ኣብ ከቢድ ቃልሲ ተጸሚዱ ኣሎ፡፡ እወ ብደግሓሳኤ ህዝብን ሃገርን ካብ ምድሓን ወጻኢ ኣብዚ መድረኽ ካልእ ውራይ የብሉን፡፡ ነዚ መግለጺ ንምውጻእ ተገዲዱ ደኣምበር መደብ ኣይነበሮን፡፡ […]

Geneva demonistration 16 Nov 2012

ERITREANS DEMONSTRATION IN GENEVA SWITZERLAND

ዑደት መሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ፓርላማ ሃገረ ጀርመን/በርሊን

ዕለት 22.10.2012 መሪሕነት ባይቶ – ኣቦ መንበር ጸጋይ ዮናነስ ደረስ ምስ ምክትል ኣቦ መንበር ፍረወይኒ ሃብተማርይምን ሰክረተሪ ኣሕመድ ነጋሽን ኣብ ፓርላማ ጀርመን፡ ኣብ ከተማ በርሊን ዑደት ኣካይዶም። ምስ ቶም ኮኒግስ፡ ኣቦ መንበር ቀዋሚት ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላት፡ ባይቶ ጀርመን፡ ዕዉት ምይይጥ ኣካይዶም። ዕለት 7.7.2012 (Sagt “Nein” zur Diktatur in Eritrea) ኣብ ከተማ ጊሰን ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ […]

ዮሃና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብምኽነያት ርሑስ ባዓል ዒድ ኣልኣደሓ

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ድማ ብፍላይ  እንቋዕ ንባዓል ዒድ ኣልኣደሓ ኣብጽሓኩም ይብል። ባዓል ዒድ ኣልኣደሓ ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።   በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ሰዓብቲ ኩሉ ሃይማኖታት ነቲ ኣብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ዘሎ ኢድ ምትእትታው ብምንጻግ፡ ሓድነት  ህዝቢ ኤርትራ […]

ብምኽንያት ርሑስ በዓል ዒድ ኣልኣድሓ ብፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ዝወጸ ናይ ዮሃና መግለጺ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት በዓል ዒድ ኣልኣድሓ ኣል ሙባረክ ብሓፈሻ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ድማ  ንኣመንቲ ምስልምና ርሑስ በዓል ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ፡፡ ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ብ ኣጋጣሚ በዓል ዒድ ኣልኣድሓ ኣልሙባረክ  ህዝቢ ኤርትራ ሃይማኖታዊ ብዙሕነት ዘተኣናግድ ሕብረተሰብ ከም ምዃኑ መጠን ምእንቲ ቅዱስ ዝኾነ ሃይማኖታዊ እምነታቱን መሰላቱን ክብርታቱን ንምምላስ ኣንጻር ጸረ ህዝቢ ጨፍጫፊ ንዝኾነ ምልካዊ […]

Democratic versus Undemocratic Method of state building in Eritrea

By Fesseha Nair Looking back to the history of state building some 3800 years ago, the ruler of small Mesopotamian city state, there was a ruler called Hammurabi-the ruler of Babylon. He was the supreme king of Mesopotamia. He told his people that his power comes from the divine- God and those who oppose his […]

ካልኣይ ጉባኤ ሰልፋ ናህዳ ኤርትራ ጀሚሩ

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ካብ ዕለት 18/10/2012 ጀሚሩ ካልኣይ ሰልፋዊ ጉባኤኡ የካይድ ኣሉ። ኣብቲ “ኩሉ ዓቕሚታትና ንምድሕነት ህዝብን ሃገርን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ፡ ኣብ’ቲ ናይ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት፡ ኩሎም’ቶም ተጋባእቲ ግቡእ ቦትኦም ምስ ሓዙ፡ ኣሰናዳኢት ሽማግለ ቃላ ብምስማዕ ከፊታቶ።። ስዒቡ ኣቦመንበር ሰልፊ ኢንጂኒር ኑር እድሪስ መደረ ከስምዕ ኣብ ዝተዓደመሉ፡ ንተሳተፍቲ ናይቲ ጉባኤ እንኳዕ ደሓን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net