Archive for: November, 2012

መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን ብዓወት ተዛዚሙ፡፡

ኣሰናዳኢት ሽማግለ መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን እዋናዊ ዜና መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ፡ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን፡ ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ እቲ ካብ ዕለት 3-5 ሕዳር 2012 ክሰላሰል ዝቐነየ፡ መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን፡ ኣብ ንድፈታት መሰረታዊ ዕላማታት ግንባርን፡ ግንባራዊ ቅዋምን ሰፊሕ ምይይጣት ኣካይዱን ኣጽዲቑን፡፡ ግንባራዊ ጉባኤ ብተወሳኺ፡ ካብ ክልቲኡ ውድባት ብድምር፡ 14 […]

ዕላማን ድሕረ-ባይታን ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቭ (ስዊዝ) ደለይቲ ለዉጢ ኤርትራውያን

ኤርትራውያን ደለይቲ ለዉጢ፡ ኣብ ጀነቭ ብ 16 ሕዳር 2012 ሰላማዊ ሰልፊ ከም እነካይድ፡ ብሓያለይ ማዕከናት መራኸቢ ህዝቢ ምዝርጋሕና ይፍለጥ። እዚ ሰላማዊ ሰልፊ’ዚ፡ ብደረጃ ኣውሮጳ ብፓልቶክ ሩም ስመር ተወዲቡ፡ ብጨንፈር ስዊዝ ደንበ ተቓውሞ ዝተዳለወ ኢዩ። ምስ’ዚ ብዝተኣሳሰር፡ ቕድሚ ምስልሳል ናይቲ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ክፍለጡን ክጽቐጠሎምን ዘለዎም ኣገደስቲ ነጥብታት ዝያዳ ንምንጻርን፡ አእጃምና ንምዝኽኻርን ነዚ መግለጺ ነመሓላልፍ ኣሎና። ከም […]

መንግለጺ ደገፍ፡ ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር፡ ንግንባራዊ ጉባኤ ብደግሓሳኤን ምደፍኤን፡

መንግለጺ ደገፍ፡ ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር፡ ንግንባራዊ ጉባኤ ብደግሓሳኤን ምደፍኤን፡ ዝኸበርኩም ኣሰናዳዊት ሽማግለ ጉባኤ፡ ዝኸበርኩም ተሳተፍቲ ጉባኤ፡ Read more >>>

ዜናዊ ሓበሬታ መሰርሕ መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ብደግሓሳኤን ምደፍኤን፡፡

ኣብ  ቅድሚ ግንባር ካብ ዝርከቡ ተጋደልቲ ክልትኡ ውድባት፡ ኣብ መዓስከር ስደተኛታትካብ ዝርከቡ ስቭል ኣባላት ክልትኡ ውድባት፡ ናይ ክልትኡ ውድባት ኣመራርሓን ካድራትን ዝተወከሉ ብድምር ሚእትን ዕስራን (120) ኣባላት ዘሳተፍዎ ዘለው፡  ኣቓሊቦ ብዙሓት ደለይቲ ለውጢ ሰሒቡ ዘሎ መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን ብ 03 ሕዳር 2012 ድ/ቀ/ ብክብ ዝበለ ስነ ሰርዓት ተኸፊቱ፡፡ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት መስራቲ ግንባራዊ […]

ይኣክል ንምልክነትን ምድንጋርን ሰይጣን በላዒ ሰብን ዝኮነ ኣዱላይ ቀርኒልዮስ።

ደቂ ብሔር ኩናማ ኤርትራ ምስ ካልኦት ኣህዋቶም ብሔራት ንሃገራዊ ናጽነት ኤርትራ ብ1961 ብጀግና ስውእ ኣቡና ተጋድላይ ሃምድ እድሪስ ኣዋተ ዝተጅምረ ስውራ ከም ሓው ሰሎሞን ኣርዳዲ ቅድሚ ሃደ ወርሒ ዝብሉ ተቃሊሱምን ክቢድ መሰዋእቲ ከምዝከፍሉ ርእሲ ግሉስ ሓቒ እዮ። ብካሊእ ሽነኽ ግን ኣቡታትና ከም ዝምስክሩዎ ውሑዳት ገብኛታት ብሽም ብሔር ኩናማ እናሽቅጡ ውልቃዊ ራብሓኦም ንምርካብ ምስ መስፍናዊ ስርዓት […]

ኣሰናዳኢት ሽማግለ መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን

ታሪኻዊ ግንባራዊ ሰሚናር ምደፍኤን ብደግሓሳኤን ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ ተሳተፍቲ ግንባራዊ ሰሜናር ብደግሓሳኤን ምደፍኤን፡ ኣብ ናይ ትማሊ ዕለት 2 ሕዳር 2012፡ ከም መቐጸልታ ናይቲ ብዕለት 1 ሕዳር 2012 ዝተኸፍተ ዓሚቕ ገምጋማት፡ ህሉው ኩነታት ደምበ-ተቓውሞን መጻኢ ኣመታቱን ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ነዊሕ ሰዓታት ዝወሰደ ክትዓትን ምይይጣትን ኣካይዱ፡፡ ኣብዚ ምይይጥን ክትዓትን እዚ ሓያልን ድኹምን ጎንታት ድምበ-ተቓውሞና ብኩሉ መልክዓቱ ብግምጋም፡ ኣብ […]

Eritrea blames Ethiopia for IGAD woes

NAIROBI, Kenya, Nov 2 – The government of Eritrea on Thursday blamed Ethiopia for its delay in being accepted to rejoin the Inter-Governmental Authority on Development (IGAD). Eritrean Ambassador to Kenya Beyene Russom told a press conference in Nairobi that Ethiopia was fighting his country’s efforts to join IGAD. “Mainly it was Ethiopia that prevented […]

What is interim – constitution and why is it needed ?

By Fesseha Nair The case of interim –constitution and permanent constitution. What is the difference between interim and permanent constitution. Interim –constitution is a legal framework providing a basis for the democratic transition. Interim or provisional or transitional are the various names given to the period from the fall of dictatorship to the permanent constitution. […]

ታሪኻዊ ግንባራዊ ሰሚናር ብሄራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ሳሆ ኤርትራ (ብደግሓሳኤን) ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ (ምደፍኤን) ብውዕዉዕ ስነ-ስርዓት ተኸፊሩ፡፡

ኣብ ድሮ መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን “ኩሉ ዓቕምታትና፡ ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ይቕናዕ” “ፍልልያትና+ ምክብባርና+ ምልዛብና = ድልዱል ሓድነትና” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖታት፡ ዝካየድ ዘሎ ሰፊሕ ግንባራዊ ሰሚናር ምደፍኤን ብደግሓሳኤን፡ ሎሚ 1 ሕዳር 2012 ልክዕ ሰዓት 8፡00 ቅድሚ ቀትሪ፡ ብውዕዉዕ ስነ-ስርዓት ተኸፊቱ፡፡ ኣብዚ ካብ ኣባላት ሰራዊት ክልቲኡ መሓዙት ውድባት ዝተወከሉ ተጋደልቲ፡ ምሉኣት ኣባላት […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net