Archive for: February, 2013

ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ኣብ ሃገረ ጂቡቲ ጨንፈር መስሪቱ

ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ኣብ ሃገረ ጂቡቲ ጨንፈር መስሪቱ ኣብ ሃገረ ጂቡቲ እንርከብ መንእሰያት ኤርትራ ካብ ቅድም ኣትሒዝና ኣብ ጉዳይ ሀገርና ኣተኲና ርክባት ከነካይድ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ዕለት 24/2/2013 ኣብ ዝገብርናዮ ኣኼባ ፡ ንኣብ ሃገረ ጂቡቲ ዝርከቡ መንእሰያት ኤርትራ ዝውክል ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ኣቚምና ንርከብ። ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን በጺሕዎ ዘሎ ወሳኒ መድረኽ […]

March 8th Celebration

ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም-ስዊደን- 7 መጋቢት 2013

  ብኣካያዲት ሕዝባዊ ኮሚተ ስርሒት ፎርቶ ኣካያዲት ሕዝባዊ ሽማግለ ፎርቶ ኣስመራ ንስርሒት ፎርቶ ንምድጋፍን ነቶም ኣብ ሲናይ ዝሳቀዩ ዘለዉ ስደተኛታት ነጻ ንምውጻእ ናብ መንግስትን ፓርለማን ስዊደን ኣውያት ሕዝብና ንምስማዕ ምሕጽንታናን ጠለባትናን ንምቅራብ፣ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም መዲቡ ስለዘሎ ንኩላቶም ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ መላእ ሃገረ ስዊደን ዝቅመጡ ኤርትራውያንን ካልኦት መሓዙት ሕዝቢ ኤርትራን ኣብዚ ኣገዳሲ […]

ኣብ ኦስሎ – ኖርወይ ዕውት ህዝባዊ ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ ተኻይዱ፡፡

ብኤርትራዊ  ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ  ኣብ ከተማ ኦስሎ – ኖርወይ፣ ኣብ ትሕቲ “ብሓባር  ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ ንቃለስ” ዝብል ጭርሖ  ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣኼባ ብዓብይ ዓወት ተዛዚሙ። እዚ ቀዳም  ዕለት 23 ለካቲት 2013  ዝተኻየደ  ኣኼባ ብኣባላት  መሪሕነት   ኤ. ሃ. ባ. ዲ. ለ ዞባ ኤውሮጳ፣ 1. ኣቶ ደስበለ መሓሪ ኣቦ መንበር ሃገራዊ ባይቶ […]

8 መጋቢት !!

ውጽዕቲ ኣደ ንዓይ ዝፈጥረት እታ ብጸይተይ ምሳይ ዝነብረት ምእንቲ ህዝባ በረኻ ዝወፈረት ዝናራ ዓጢቓ ሰውራ ዘዐመረት ምእንቲ ነጻነት ተሓንጊጣ ብረት ምልኪ ነጊሱ ተሓሪማ ክብረት።   ሜዳ ወፊራ ኣብቲ ህዝባዊ ቃልሲ ዝናራ ዓጢቓ ኣብቲ ጽዕጹዕ ቶኹሲ ምእንቲ ፍትሒ ምእንቲ ዲሞክራሲ ኣብ ሜዳ ዘሪኣ ማዕርነታዊ ፈልሲ።                        ኤርትራዊት ዋዕሮ ኣንቲ ሓራስ ነብሪ                      ሎሚ’ውን ተላዒላ ስለ […]

ኣብ ኦስሎ – ኖርወይ ዕውት ህዝባዊ ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ ተኻይዱ፡፡

ብኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ኣብ ከተማ ኦስሎ – ኖርወይ፣ ኣብ ትሕቲ “ብሓባር ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ ንቃለስ” ዝብል ጭርሖ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣኼባ ብዓብይ ዓወት ተዛዚሙ። እዚ ቀዳም ዕለት 23 ለካቲት 2013 ዝተኻየደ ኣኼባ ብኣባላት መሪሕነት ኤ. ሃ. ባ. ዲ. ለ ዞባ ኤውሮጳ፣ 1. ኣቶ ደስበለ መሓሪ ኣቦ መንበር ሃገራዊ ባይቶ […]

መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን መንበር ኣልሒዋር ኣልወጠኒ ( ፓልቶክ)

መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ፡ ሓው/ ዓብድልራሕማን ጣሃን ኣቦ-ወንበር ሰልፊ ከምኡውን ሓው/ ማሓመድ ሳልሕ ሓጎስ ምክትል ኣቦ-ወንበርን ሓላፊ ክፍሊ ዜናን ንቀዳም ዕለት 2 መጋቢት 2013 ካብ ሳዓት ትሽዓተ ናይ ምሸት ብኣቆጻጽራ ናይ በርሊን፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን መንበር ኣልሒዋር ኣልወጠኒ (ፓልቶክ ) ብዛዕባ ውጽኢት 2ይ ጉባኤ ሰልፍን፡ ሓድሽ ምዕባለ ሃገርናን ኣመልኪቶም መብርሂ ክህቡ ዓዲምናዮም ስለ ዘለና ኩልኹም […]

EritreanCommunity Santa Clara, Valentines Day 2013 party

EritreanCommunity Santa Clara Valentines Day 2013 party

መጽሄት ኤ.ዲ.ኪ

መጽሄት ኤ.ዲ.ኪ Mexhet_kidan_Tigrinya  

ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ከተማ ሎንደን

መቀጸልታ ናይቲ ኣብ መላእ ኩርናዕ ዓለም ንደገፍ ምንቅስቃስ 21 ጥሪ ዝካየድ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ብዓርቢ ዕለት 22 የካቲት 2013 ኣብ ከተማ ሎንደን ዓባይ ብሪጣንያ ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ነቲ ዝዋዓለ ብርቱዕ ዛሕሊ ጭራስ ግምት ከይሃቡ፡ ካብ ኩሉ ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ ፓለቲካውያን ውድባት፡ ቤርጌሳውያን ማሕበራት፡ መንእሰያትን ደቂ ኣንስትዮን ከምኡውን ህጻናት ልዕሊ ሓሙሽተ ዓመት ከይተረፉ ዝተኻፈልዎ ሰለማዊ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net