Archive for: February, 2013

ሓቂ ድዩ ኮ/ል ስዒድ ዓሊ ዓሪፉ?

እዛ ትስዕብ ግጥሚ ብዕለት 21 ጥቅምቲ ኣብ (ኤሪትረያን ኣል ሕዋር ኣል ዋጣኒ ሩም1) ኣጋጣሚ ወርሓዊ ዝኽሪ ታሪኻዊት ስርሒት ፎርቶን ዝኽሪ ጅግና ስዉእ ኮ/ል ስዒድ ዓሊ(ወዲ ዓሊ) እተነበብት ናይ ደበስ ግጥሚ ኢያ፡ ፡ ሰናይ ንባብ ወ ዓድ ካብ ስደት ዕለት 21 ጥቅምቲ 2013   ወየ ወየ ወየ ሓቂ ድዩ ወዲ ዓሊ ዓሪፉ ሓቂ ድዩ ኮ/ል ስዒድ […]

Three arrested on suspicion of extortion

AD:Prosecutor Two men and a woman have been arrested at the Solna District Court on suspicion of extortion and conspiring to murder in a case believed to be related to the Eritrean regime’s oppression of Eritreans in exile. – There is a suspicion that the Eritreans to flee have been kidnapped and then have people […]

ደምዳሚ መግለጺ

  ባይቶ ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ሽዱሽተ ወርሓዊ ስሩዕ ኣኼባኡ ካብ ዕለት 17-20/02/2013 ኣካይዱ። ባይቶ ስምረት ኣብ ኣኼባኡ ናይ ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንጥፈታቱ ገምጊሙ ካብ ኩሉ ክፍልታት ዝቐረበ ጸብጻብ ብምስማዕ ስፍሕ ብዝበለ ኣገባብ ዘትይሉ።  ብክፍልታት ዝቐረበ ጸብጻብ ምስ ገምገመ ናብ ናይ ዞባታት ወከልቲ ብምሕላፍ ካብ ወከልቲ ዞባታት ዝቐረበ ጸብጻብ ሰሚዑ። ንኣወንታውን ኣሉታውን ጐድንታት ብምግምጋም […]

ጸብጻብ ኣኼባ ክ/ሰ 38

ካብ ምብራቓዊ እዝ ስዒቡ ዝቐርብ ጸብጻብ ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38 ንናይ 2012 ዓመታዊ ገምጋም ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38ን ድሕሪ 21 ጥሪ 2013 ምንቅስቓስ ፎርቶን ኣመልኪቱ ካብ ላዕሊ ተላኢኹ ንመላእ ኣባል ሰራዊት እዛ ኣሃዱ ዝተነበ ደብዳቤን ዝፈጠሮ ስሚዒትን ዘጠቓልል’ዩ፡፡ ንኣድላይነቱ ብዝምልከት፡ ብመንግስቲ ይካየድ ንዘሎ ጎስጓስ እንታይ ከምዝመስል፡ ከምቲ ብወገን በዓል ኢሳያይስ ተቖናጺቡን ብውሽጢ ውሽጢ ካልእ መልክዕ ከልብስዎን ዝፍትኑ […]

ፕሮፈሶር ዳን ኮነል ኣብ ስያትል ዋሽንግቶን ውዕውዕ ታሪኻዊን ትምህርታዊን ሰሚናር ኣካይዱ።

ቀጺሉ ድማ ንፕሮፈሰርን ጋዜጠኛን ዳን ኮነል ብጉዳይ ኤርትራ ዝፈልጦ ዘበለ ክሕብረና ካብ ቦስቶን ናብ ስያትል ንዕለት 2/8/13 ክመጽእ ብዝተገበረሉ ዕድመ መሰረት ድሕሪ ሰላማዊ ሰልፊ ምውድኡ፡ ሰዓት ሓሙሽተ ናይ ምሸት ሰሚናር ክጅመር ኢዩ መደብ ተሰሪዕሉ ነይሩ። እቶም ኵሎም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ዝወዓሉ ጥራሕ ዘይኮኑስ ካልኦት እውን ተወሲኾሞም ነቲ ና ሰሚናር ቦታ ኣብ ሰዓቶም […]

ውዕሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊን ኣገዳሲ ህዝባዊ ሰሚናርን ኣብ ከተማ ስያትል

ብጉዳይ ህዝብናን ሃገርናን ዝኸይድ ዘሎ ህጹጽን ተኣፋፊን ምዕብልናታት፡ ሰባት በብውልቆም ይኹኑ በብእኩባት ምዝርራብ ይካየድ ምንባሩን ምህላዉን ዝዝከር ኢዩ። ንሕና ኢርትራውያን ተቐማጦ ሰሜናዊ ምዕራብ ኣሜሪካ ከባቢኡን (ሲያትል፡ ፖርትላንድን ቫንኮቨር ካናዳን ዘጠቓለለ)  ድማ ነዚ ከም ቀንዲ ምኽንያት ብምግባር፡ 1)     ነቲ ኣብ በረኻታት ሲናይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝወርድ ዘሎ ኣረሜናዊ ግፍዕታት ንምቅላሕን ምዅናን፡ 2)    ነቲ ነዞም ግህሰታት እዚኣቶም […]

መጥፊኢኻ ይብርሃካ። 5ይ ክፋል

ከምቲ ኣቐዲሙ ዝተገልጸ፡ ብዝሒ ፖለቲካዊ ውድባት ምልክት ናይ ተስፋ መቝረጺ ክኸውን የብሉን። ምስ ምህናጽን ምዕባይን ናይ ዱልዱል ህዝባዊ ዲሞክራሲያዊ ግንባር፡ ውድብ፡ ሰልፊ፡ ምንቅስቓስ…ወዘተ ዝመዓራረ ጉዳይ ኢዩ።እቲ ሕቶ ክሳብ ክንደይ  ኣንጻር ትምክሕታዊ ይኹን ጸቢብ  ዝምባሌታትና፡ብምቅላስ፡ሰፊሕ ዲሞክራሲያዊ ኣረኣእያን ውደባን ነጥሪ ኢዩ። እቲ ህዝብን ሃገርን ካብ ብርሰት ነድሕን ዝብል ቅኑዕን እዋናውን ናይ ቃልሲ ጭርሖ፡ንገዛእ ርእሲ፡ ነዚ ኣገባብ ኣቀላልሳ […]

CHANGE IS GONNA COME IF NOT NOW WHEN?! THE SPARK OF 21st JANUARY 2013

The spark  lit on 21st January  2013 at FORTO, the Eritrean Ministry of Information, has lit the biggest ever fire of hope  for  all the communities, political parties, faith groups , youth associations, women’s networks , elderly centres, civic societies,  and social networks in the Eritrean diaspora.   Like the  Olympic  torch, passing from one […]

Justice

Idris Alisheik. Sweden Stockholm. Today I want to write simple and short. I hope you understand my generous letter. I’ve always thought of asking but I have never received a reply to my questions. I wonder why all positions running after useless and unnecessary people. For example, they see a lion and then chop it […]

ቅልዕቲ ደብዳቤ፣-

ዕለት 15/02/2013 ናብ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ።-   ንሕና መቦቀሊና ሳሕል ዝኾነ ኤርትራውያን ብሰንኪ ዘይፍትሓዊን ኣረመንያውን መግዛእትኻ ሃገርና ኤርትራ ገዲፍና ኣብ ምብራቅ ሱዳን ማለት ፖርትሱዳን, ቶከርን ቃሮራን ከባቢኣን አንነብር፣ ገሊና ተጋደልትን ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝነበርና  ሃገራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣቀዲምና ንፍጻሜ 21 ጥሪ ስርሒት ፎርቶ ናይ ህዝብን ሰራዊት ጠለባት ብምኻኑ  ከምእንድግፎ እንዳገለጽና እዚ ጠለብ ሽትኡ ስጋብ ዝበጸሕ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net