Archive for: February, 2013

ጸቢብ ፖለቲካዊ ሕሳባት ንምዕቃብን ንምዕዋትን ወትሩ ሃይማኖታዊ ከውሊ፡

ብፖለቲካዊ ንቕሓት  ከም’ቲ ዝድለ ቕድሚት  ዘይሰጎመ ሕብረተሰብ መጻወቲ ሜዳ ዘይደሞክራስያውያን ፖለቲካዊ ውድባትን ጉጅለታትን ክኸውን ባህሪያዊ’ዩ።  ደሞክራስያዊ ባህሪ ዘይብሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ጉጅለታትን ኣብ ውሽጦም ኮነ ምስ ግዳም ኣብ ዝፍጠሩ  መሰረታውያን ይኹኑ ዘይመሰረታውያን ፍልልያት፡ ቀዳምነት ካብ ጭብጢ ተበጊሶም  ብሰላማውን ደሞክራስያውን ኣገባብ መደምደምታ ክረክብ ኣይሰርሑን።  ኣብ  ፍትሓዊ  ርእይቶኦም ተኣማሚኖም ኣብ ቅሉዕ  መድረኽ ብሓይሊ ሓሳብ ክስዕርዎ ወይ ከመሓድርዎ  ኣይዋስኡን።  […]

ስቓይ ብዓድን በረኻን

ማይ ቤቱ ተሓሚሱ ብእምነት፡ ብሕግን ብተግባርን ናተይ ኢሉ ትጽቢት ዝገብረሉ መንግስቲ ዘይብሉ ህዝቢ፡ ኣብ ሃገሩ ይኹን ኣብ ስደት ወትሩ ነብሰ ምትእምማን ከም ዘጥፍእ እሙን’ዩ። ኣብ ቅድሚ’ቶም ኣብ ሃገሮም ሰላም ኣውሒሶም፡ ልዕና ሕጊ ኣንጊሶም፡ ተሓታትነት ብዘለዎ መንግስቲ ብደሞክራስያዊ ኣገባብ ዝመሓደሩ ህዝብታት ማዕረ ተሰሪዑ ርእሱ ኣቕኒዑ ክኸይድ ከም ዘይኽእል፡ ምሁራት ፖለቲካዊ ስነ-ፍልጠት ኣቐዲሞም ዘቐመጥዎ፡ ሕጂ ድማ ብተግባር […]

Rally Pictorial Report from Oslo 15 Feb 2013

Rally Pictorial Report from Oslo 15 Feb 2013

ኣገዳሲ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኦስሎ- ኖርወይ

ብኣባላት መሪሕነት ዞባ ኤውርጳ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ዝካየድ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ንቀዳም 23 ለካቲት 2013 ተመዲቡ ኣሎ።   ዕላማ ናይቲ ኣኼባ ንኤርትራውያን ተቐማጦ ኖርወይ ብዛዕባ ሃገራዊ ባይቶን፣ ብዛዕባ መደብ ስራሓት ዞባ ኤሮጳን   ዘድሊ ሓበሬታ  ንምሃብን፣ከምኡ  ድማ ኣብ ሃገር ኖርወይ  ከምቲ ኣብ ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳ   ዝርከባ ሽማግለታት ኤ .ሃ. ባ .ዲ. ለ.  ንምቛምን ኢዩ። […]

ኣገዳሲ ሕዝባዊ አኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም-ስዊደን

Svensk-eritreansk samarbetsorganisation För demokratiutveckling                      ኣገዳሲ ሕዝባዊ አኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም-ስዊደን                       ብኣካያዲት ሕዝባዊት ኮሚተ   ግዚያዊት ኣካያዲት ሕዝባዊ ሽማግለ ፎርቶ ኣስመራ ብመስረት ውሳነ ናይ ዝሓለፈ ኣኼባ ነቲ ኣብ ወርሒ መጋቢት ሓሙስ ዕለት 7 ክግበር ተወሲኑ ዘሎ ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ንስርሒት ፎርቶ ደገፍና ንምግላጽን ኣብ ሲናይ ዝሳቀዩ ዘለዉ ስደተኛታት ነጻ ንምውጻእ ናብ መንግስትን ፓርለማን […]

ውረድ በሎ !!

                                        ብገዛኢ ኪዳነ                               በሉዎ ደስቕዎ በቲ በትሪ ህዝቢ ጉዳይ ህዝብና ኪረክብ መዕለቢ፡ ፈታዊ ዘይብሉ ንእንኮኡ በቲ በትሪ ሲበርዎ ሕቖኡ።   ዘራይ የብሉን ኣብ ከባቢ ጸሊእዎ’ዩ ናይ ህዝብና ልቢ፡ ህዝቢ ዝጸልኦ ዕድሜ የብሉ ፍትሒ ዝኣምን ሓንቲ ቃሉ።   ነጎዳ ኣድሚጹ ሰርቢ ጀምሩ ንበይኑ ዝበልዕ ፈተውቱ ኣሲሩ፡ ቀሪቡ’ሎ ናይ ኢዱ ክፍደያ ኣብ ክንዲ ቦሶ […]

ስሪሒት ኦስሎ

          መን ኢኻ ኣታ ኣብ ኤውሮጳ ዘሎኻ           ስርሒት ፎርቶና ትሰምዕዶ ኣሎኻ፡           ኣብ ኦስሎ ክድገም’ዩ  እቲ ጅግንነት           ንደለይቲ ሰላም ክንከውን ኣብነት።                 ስርሒት ኦስሎ ፎርቶ ዝወለዶ                 ተላዓልንዶ ጎበዜ ተላዓል አንዶ፡                 ትሰምዕዶ ኣሎኻ ዝድረፍ ዘሎ                 2ይ ስርሒት ፎርቶ ኣብ ኦስሎ!             ኢዩ ዝበሃል ዘሎ ስምዓዮ’ቲ ዜና             ኣንብቦ’ዚ ደሃይ ዘርጊሓዮ ኣንተና፡ […]

ውረድ በሎ!!

                        ብገዛኢ ኪዳነ                        ሓንቲ’ያ እታ ሕቶ 2ይቲ ዘይብላ                    ውረድ በሎ ካሊእ ኣይትወስኸላ፡                    ካብ ህግደፍ ፍትሒ ኣይትጸበ                    ከይሞልቕ ጥራሕ ሸጉሮ’ቲ ደንበ።                         ውረድ በሎ ካብቲ እንግድዓ                         ሰላም ክነንግስ ኣሎና መብጽዓ፡                         እምቢ’ንተበለ ከምታ ናይ ቀዛፊ                         እናረኣየ ሰንድዎ ናብ ጸድፊ፡                   ድገሞ ታሪኽ ናይ ሰሜን ኣፍሪቃ                   ተስእ’ታ ህዝቢ ይኣክል ደጊም […]

Assessing the Eritrean struggle from dictatorship to Democracy

By Fesseha Nair   Over the past 13 years of uniting the opposition political and civic society under a common framework has not shown the crucial advance throughout the Eritrean diaspora and inside Eritrea. There are many reasons for this. Most important has been the lack of mutual respect and being incapable to get popular […]

ዓመት 2013 ዓመት ሃገራዊ ዘተ ንምሕናጽ እምነት ሓድሕድ

ዘተ/ Dialogue ዝብል ቃል ካብ ቋንቋ ላቲን ዝመጽኤ ማለት ሓስባትካ ብነጻ ምፍሳስን ናይ ካልኦት ምስማዕን ኮይኑ ኣብ ኩሉ ደሞክራስያዊ ሃገራት ክጥቀሙሉ ዝጸንሑ ኣገባብ ኣፈታትሓ ግርጭታት ኢዩ፣ ኣብ ኤርትራዊ ፖሊቲካዊ ሒይውት ግን እዚ ባህሊዚ ከነተኣታቱ ኣይከኣልናን።   ካብ ኤርትራዊ ሃገራውነት ጀሚርካ ክሳብ ሎሚ ኣፈታትሓ ፍልልያትና ብጐነጽ ኮይኑ እቲ ሓደ ዝወረስናዮ እዚ ሎሚ ንርእዮ ዘሎና ባህሊ ናይ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net