ጋዜጣዊ መግለጺ ብኣካዲት ኣኼባ ከተማ ስቶክሆልም ትማሊ ቀዳም ዕለት 9 ለካቲት 2013 ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ካብ ፖሊቲካውን ብርገሳውን ውልቀሰባትን ኣብ ትሕቲ ተማ ኩልና ፎርቶ 2013 ኢና! ህዝቢ ይወደብ ይንቃሕ ይቃለስ! ብዝብል ጭርሖ ዕዉት ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ስዊደን ተኻዪዱ። እቲ ኣኼባ ኣብ መኽፈቲኡ ብዛዕባ ፎርቶ ወተሃደራዊ ስርሒት ምስቲ ዝሓለፈ ናይ 1980 ክሳብ 1990 ኣብ ሃገራት […]
Feb 11 2013 | Posted in
News |
Read More »
‹‹ ካልኣይ ህጹጽ ውድባዊ ጉባኤ ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ፡ ንዳግማይ ትንሳኤ!›› ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭሮሖ ዝተኻየደ ታሪኻዊ ጉባኤ ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ ካብ ዕለት 03-05 ለካቲት 2013 ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ እቲ ኣብ ድሮ ጉባኤና ብዝተኻየደ ናይ ክልተ መዓልንት ፈረቓን ውድባዊ ሰሚናር ዝተሰነየ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤና፡ ኣብ ህልው ኩነታት ሃገርና ዓሚቕ ገምጋም ብምግባር፡ ንጹር ዝኾነ ህዝባዊ […]
Feb 8 2013 | Posted in
Articles |
Read More »
1 ለካቲት ጀሚሩ ንክልተ መዓልትን ፍረቓን ዝወሰደ ሰፍሕን መሃርን ውድባዊ ስሚናር፡ ኣቢሉ ካብ ሰሜን ኣመሪካን ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝተወከሉ ኣባላትን ተጋደልትን ኣመራርሓን ምደፍኤ፡ ተጋደልትን ኣመራርሓን ብደግሓኤ/ኤግደለን ዑዱማት ኣጋይሽን አብ ዝተረኽበሉ ኣጋጣሚ “ዳግማይ ትንሳኤ ምደፍኤ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብኽብ ዝበለ ስነ ሰርዓት ካልኣይ ህጹጽ ውድባዊ ጉባኤ ምደፍኤ ብ 3 ለካቲት 2013 ድሕሪ ቀትሪ ብወግዒ […]
Feb 8 2013 | Posted in
News |
Read More »
እቲ 2ይ ህጹጽ ዉድባዊ ጉባኤ ም.ደ.ፍ.ኤ ንዳግማይ ትንሳኤ፤ ኩሉ ዓቕምታትና ኣንጻር ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ይቕናዕ!፤ ምስጢር ህላወና ቅኑዕ ዕላማናን ዘይሕለል ቃልስናን’ዩ!›› ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖታት ዝተሳላሰለ 2ይ ጉባኤ ዳግማይ ትንሳኤ ምደፍኤ፡ ካብ ዕለት 03 – 05 ለካቲት 2013 ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ ካልኣይ ዉድባዊ ጉባኤ ምደፍኤ፡ ናብዚ ታሪኻዊ ጉባኤ ቅድሚ ምእታዉ፡ ክልተ መዓልትን ፈረቓን ዝወደአ ፡ መስመራዊ […]
Feb 8 2013 | Posted in
News |
Read More »
ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሎንደን ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ናይ እግሪ ግዕዞ ካብ KINGS CROSS STATION ጀሚሩ ክሳብ ኤምባሲ ኤርትራ 96 WHITE LION ST. ንዓርቢ 22.02.2013 ካብ ሳዓት 12፡00 ( ፍርቒ ማዓልቲ ) ክሳብ ሳዓት 5፡00 ምሸት ይኣክል ንውልቀ ምልኪ፡ ሕቶ ሕዝቢ ስርዓት ንምእላይ እዩ! ንዝያዳ ሓበሬታ ፡ 0782 87 46 825/ 0753 35 53 332 ወይ […]
Feb 7 2013 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ክልተ መዓልትን ፍረቓን ዝወሰደ ዕዉት ውድባዊ ስሚናር ብ 3 ለካቲት 2013 ቅድሚ ቀትሪ ብዓወት ድሕሪ ምዚዛሙ፡ ልክዕ ኣብዚ ዕለትዚ ድሕሪ ቀትሪ፡ ካልኣይ ህጹጽ ውድባዊ ጉባኤ ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ ምደፍኤ “ዳግማይ ትንሳኤ ምደፍኤ” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቴማ ብወግዒ ተኸፊቱ፡፡ ኣብቲ ናይ መኽፈቲ ስነ ሰርዓ፡ ቃል ኣሰናዳኢት ሽማግለ ካልኣይ ህጹጽ ምደፍኤን ቃል ኣቦ ወንበር ውድብ […]
Feb 6 2013 | Posted in
News |
Read More »
ወለድና ነገራት ምስ ኣብቅዑ ብድሕሪኡ ንዝግበሩ ፈተነታት ዕሽነት ምዃኑ ንምግላጽ ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ ይብሉ። ሎሚ ድማ ዕሽነት ኣምለኽቲ ኢሳይያስ ንምግላጽ ህዝብና ድሕሪ ገበጣ በይኖም ዝጻወቱ ትስፍዋት ወረስቲ ዓራት ኢሳይያስ ክብል ይገልጾም ኣሎ። እቶም ስዩም ዘይብሉ ዓያሹ ብዝብል ዝገልጾም ዘሎ ብቑጽሪ ሕፍኒ ክነሶሞ ያሒተ እንተላም ዝሕስዉ ኣብ ግዳም ዝርከቡ ኣጠቓዕቲ ነቲ ብስርሒት ፎርቶ ዝፈለመ ግብራዊ […]
Feb 6 2013 | Posted in
Articles |
Read More »
ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን፡ ጉባኤ ኤዲኪ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ንክግበር ብዝወሰኖን ንተግባራውነቱን ክትትሉን ዝምልከት ከኣ ንፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሓላፍነት ምሃቡን ይዝከር። በዚ መሰረት ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡ ንጉባኤ ተዳሉ ኣርባዕተ ኣባላት ዝሓቖፈት ሽማግለ ካብ ውሽጢ ኣባላት ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት መዚዙን መምርሒ ሂቡን። እታ ዝተመዘት ሽማግለ ከኣ 05 ለካቲት 2013 ፈላሚ ኣኼባኣ ኣካይዳ። ኣብ ፈላሚ […]
Feb 6 2013 | Posted in
News |
Read More »
ኤርትራ ሃገርና ድሕሪ ሃገራዊ ነጻነት፡ ህዝባ ፍጹም እዚ ተጠቒሙ እዩ ክበሀል አይከአልን እዩ፡ ፍትሐዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ታተ እንዳበለ ካብ አርበዓታት ዝጀመረ ኮይኑ ድሕሪ ነዊሕ ብረታዊ ተጋድሎ ድማ ዓብይን ዘይርሳዕ ታሪኻዊ መስዋእቲ ከፊሉ ሀገራዊ ነጻነቱ ካብ ዝጎናጸፍ ድሮ ርብዒ ዘመን ኮይኑ አሎ፡ ዋጋ ናይቲ ምእንቲ ነጻነት ዝኸፈሎ ክቡር መስዋእቲ ድማ አይተኸፍለን። ብአንጻሩኳ ደአ ሰብአዊ መሰላቱ […]
Feb 4 2013 | Posted in
News |
Read More »