Archive for: June, 2014

AN OPEN LETTER TO THE ERITREANS GATHERED TO OPPOSE THE BOLOGNA FESTIVAL

29.06.2014 As the leadership of the ENC4DC, we send our greetings and congratulations to the Eritrean opposition parties and civil society groups and individuals meeting in Bologna.   2014 is the 40th anniversary of the first Bologna festival, then transferred to Eritrea after independence.  Now that Eritreans have been fleeing the country in their thousands, the […]

ዕዉት ኣኼባ ኣብ ከተማ ማይ ጸብሪ

ብዕለት 24 ሰነ 2014 ብብጻይ ገዛኢ ኪዳነ፡ ኣባል ፈጻሚት ኣካልን ሓላፊ ወትሃደራውን ጸጥታውን ጉዳያት ግ.ሃ.ድ.ኤ ዝምራሕን ኣባላት መሪሕነትን ካድራትን ውድብን ዝሓዘለን ልኡኽ ውድብ ኣብ ከተማ ማይ ጸብሪ ብምብጻሕ፡ ምስ ልዕሊ 50 ዝኾኑ ኣባላት ዕጡቕ ሰራዊት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝነበሩ’ሞ ኣብቲ ወትሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ዝነበረ ዘይቅሱን ምሕደራ ብምቅዋም ኣብ መደበር ስደተኛታት ማይ ዓይንን ዓዲ ሓርሽን […]

Situation of human rights in Eritrea : France, Somalia draft resolution

Guided by the Charter of the United Nations, the Universal Declaration of Human Rights, the International Covenants on Human Rights and other relevant international human rights instruments,
Recalling resolution 91 and decisions 250/2002 and 275/2003 of the African Commission on Human and Peoples’ Rights,
Recalling also Human Rights Council resolution 5/1, on institution-building of the Council, and 5/2, on the code of conduct for special procedures mandate holders of the Council, of 18 June 2007, and stressing that the mandate holder shall discharge his or

Eritrean National Council for Democratic Change (ENCDC) Toronto Branch

ENCDC –TORONTO BRANCH September 1 CELEBRATION The Eritrean National Council for Democratic Change –Toronto Branch will celebrate September 1, on Sunday August, 31, 2014  from 6:00PM to 11:00PM at 847 Dovercourt Road, Toronto, Ontario. The event will commemorate September 1,  the day that triggered the armed uprising that led to national independence, as well as […]

ደምዳሚ መግለጺ ካልኣይ ኣኼባ ኣቦ መንበራት ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ ኣስናዳእቲ ሓድነታዊ ጉባኤ

  ብመሰረት ናይ 7 ለካቲት 2014 መድረኽ ምምኽኻር ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ ሓደ ዝሰመረ ናይ ፖለቲካዊ ሓይልታት ጽላል ንምቛም ብዝተበጽሐ ስምምዕ መሰረት ኣቦ መንበራት ንምስንዳእ ሓድነታዊ ጉባኤ ሓላፍነት ከም ዝወሰዱ ዝዝከር ኢዩ። በዚ መስረት ከኣ ድሕሪ እዚ ስምምዕ እዚ ኣቦ መንበራት ኣብ ቀዳማይ ኣኼብኦም ብዛዕባ ከመይነት ሓደነታዊ ጉባኤ ብጽፉፍ ቅድመ ምድላዋት ክካይድ ከምዘለዎ ተላዚቦም። ኣብዚ ኣኼባ’ዚ […]

መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ V ጸዋዒት ንዝበረኸ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንሓርነት!!(መልእኽቲ ንኹሉ ደላዪ ፍትሒ ብፍላይ ከኣ ንመንእሰይ ወለዶ)

ድሕሪ ምቕልቃል መድረኽ ንሓባራዊ ዘተን ፍሽለቱን ብዙሕ ዘይርጉእን ስምዒታውን ፖለቲካዊ ተዋስኦ ክርኣዩ ጸኒሖም’ዮም፡ ፤መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ እቲ ዘይቅርዑይን ፈላላዪ ፖለቲካዊ ጉዕዞኡ ካብ ህዝቢ ሓያል ተቛውሞ ኣጋጢምዎ ከም ጻሕሊ ድሕሪ ምስብባሩ ይኾነለይ’ዶይኸውን ዝብል ኣጉል ፈተነ እታ ጉጅለ ህግደፍ ዝጥቀመላ ናይ ፈላሊኻ ግዛእ ሜልኡ ብተደናገጽቱን ከደምቱን ኣቢሉ ክሰርሓሉ ጸኒሑን ኣሎን፡ ፤ተደናገጽቱን ደገፍቱን ኣብ ሾሻል ሚድያ ወጽዮም ኣብ ልዕሊ ሓቀኛታት ደለይቲ ፍትሒ ብኣውራጃውነት ክኸሱ’ውን ሕፍር ኣይበሉን፡ ፤ኣካይድኦም ጸንኪሩ፡ ህዝብን ሃገርን ክሓቚፉ ብዘይምኽኣሎም ቁሉውላው ስለ ዝኣተዎም ብተደጋጋሚ ኣብ ሬድዮኦም ተዋስኦ ክሰርሑ’ኳ እንተፈተኑ ኣዎንታዊ መልሲ ክረኽቡ ግን ፍጹም ኣይከኣሉን፡ ፤ፍሽለቶም ውጽኢት እቲ ፈላላዪ ጠባዮም’ዩ ክብሃል ይክኣል ምኽንያቱ ለውጢ ዘምጽእ መንእሰይ ሓይሊ ኣብ ክንዲ ዝሓቚፍዎ ክፈላልይዎን ብሕብሪ ዓይኑ ክመርጽዎን ምርጫ ወሲዶም፡

ስጉምቲታት ኣብ ልዕሊ ውልቀ-መላኺ: ምስ ኤርትራዊ ክዉንነት ኣዛሚዳ ተርጓሚት

ፍረወይኒ ሃብተማርያም ኣቦይ ለባም ዝተባህለ ሓደ ፍላስፋ ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ንብዙሓት ሰማዕቲ መግለጺ ንኽህብ ኣብ ዝቐረበሉ ግዜ፡ እቶም ሰማዕቲ በብሓደ ካብኡ ርሒቖም ገዲፎሞ ክወጹ ረኣየ። ቁሊሕ  ኢሉ ንድሕሪኡ እንተ ጠመተ፡ ውልቀ-መላኺ ኣብ ድሕሪኡ ጠጠው ኢሉ ረኣየ። ውልቀ-መላኺ „እንታይ ኢኻ ድበልካ?“ ኢሉ እናኣፋጠጠ ሓተቶ፡ „ንዓኻ እየ ክውድሰልካ ጸኒሐ“ ኢሉ ድማ መለሰሉ።CREATIVE ACTION AGAINST DICTATORSHIP_ Translation by […]

ጉዕዞ ንቦሎኛ ክንስዕስዕ ወይ ክንነብዕ???…2ይ ክፋል

ባህልን ልምድታትን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዘይንቡር ሳዕስዒትን ዳንኬራን ዝተሰረተ ኣይኮነን፡ ፤ንሕና ክቡር ባህልን ልምድን እንውንን ህዝቢ በዚ ሕጂ ኣብ ስልጣን ዘሎ ኣጽናቲ ጉጅለ ኣብ ሜዳ ጸጊኡ ድሕሪ ናጽነት ዘሪኡ ዘተኣታተዎ ጽዩን በረኻዊ ባህሊ ተሸኒፍና ዘይንቡር ክንገብር ከም ሕብረተሰብ መጠን ልሙሳት ይገብረና፡ ፡ ኤርትራን ህዝባን ካብ ዝፍጠሩ ዝነበረና ወርቃዊ ባህልን ልምድታትን ኣብ ሓጺር ናይ ገድሊ እዋን ክጸንት ኣይምተገብኦን፡ ፤ሓልዮትን ፍቕርን ህዝብና ጠፊኡ፡ እንታይ ገደሰንን ውልቃዊ ጥቕምን ነጊሱ ጥራሕ ዘይኮነ ከም ህዝቢ ዝጠምረና ሓድነት’ውን ብሰንኪ ከፋፋሊ ጠባይ ምሕደራ ገድሊ መሰረቱ ነቕነቕ ኢሉ ይርከብ፡

ናይ ደገፍ መልእኽትና: ንሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ/ ፈስቲቫል ቦሎኛ

ስዊደናዊ- ኤርትራዊ ጽላል ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ንኩሎም ኣባላት ፖሊቲካውን በርገሳውን ውልቀሰባትን ጠርኒፉ፣ ንሕዝቢ ኤርትራ ካብ  ጨካን ውልቀ -መላኺ ስርዓት ኢሳያስ ንምድሓንን ንምሕራርን ዝቃለስ ሕዝባዊ ምንቅስቃስ ኢዩ። ውልቀ-መላኺ ስርዓት ኢሳያስ ሎሚ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብሕዝቢ ተፈንፊኑ፣ ብዞባውን ኣህጉራውን ማሕበረ-ሰብ ዓለም ተነጺሉ፣ እቲ እከይ ግብሩ ድማ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ናይ ጽላለ ሰለዝበጽሔ፣ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ሓንሳብ፣ […]

ሃገራዊ ዕርቂ’ዶ ሃገራዊ ፍትሒ??

ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ንመሰልን ሓርነትን ከናዲ ዘይስገር ሰጊሩ መስተንክራዊ ዓወት ፈጺሙ ናጽነት ከምጽእ እንከሎ ህርፋን ውግእን ህኮትን ኔርዎ ዘይኮነ ነቲ ብሰላማዊ መንገዲ ሓቲቱ ዝሰኣኖ መሰል ንምምላስ’ዩ ኣንጊሁ በረኻ ወጽዩ፡ ፤ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ስንኩላትንስዉኣትን ከፊሉ ከኣ ናጽነቱ ተጎናጺፉ፡ ፤ተጋዳላይን ሓፋሽ ህዝብን ኢድን ጓንትን ኮይኑ ነቲ ብሓይሊ ዝረግጽ ዝነበረ መግዛእታዊ ሓይሉ ፈንጢሱ መሰሉን ኤርትራዊ ክብሩን መሊሱ ብሰላም ክነበር ዝነበሮ ባህጊ ግን ከም ውዑይ ማይ ሃፊፉ ተሪፉ፡ ፤እቲ ናጽነት ዘምጽአ ሓፋሽ ተጋዳላይ መሪሑ ዝኣተወ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍ መብጽዓ ስዉኣትና ጠሊሙ ብኢደ ወነኑ ዘውዲ ጨቢጡ ኣብ ክንዲ ህድግለነ ዝብል ሰይጣን ሰሪርዎ ብቀይዲ በተኽ ኣካይዳ ክሃልል መሪጹ፡ ፡ ኣይ ሰሙን ኣይ ሳልስቲ ነቲ ብሉጻት ከፊልና ዘምጻእናዮ ናጽነት ከም ናይ ብሕቱ ዓወት ቆጺሩ ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብባርነት ክረግጽ ጌጋ ናይ ታሪኽ ምርጫ ወሲዱ፡ ፤ብሰንኪ ጽዩን ምሕደርኡ ከኣ ኣብ ዞባና ጎብለል ክኸውን ሓለመ፡

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net