Archive for: June, 2014

ሓበሬታ ንኹሉ ብዳጉዳይ ህዝቡን ሃገሩን ዝግደሱ ኤርትራውያን

ናይ ሓባር ጉዕዞ መስርሕ  ጉባኤ  ኤርትራዊ  ሃገራዊ ባይቶ ንምዕዋት ናይ ጎስጋስን ምልዕዓልን  ባል ቶክሩም (Paltak Room) Eritreawi hagerawi bayto ENCEDC ሙዱብ ስራሓ ክሳብ ኣብ ጉባኤ ንበጽሕ  ኣብ ሰሙን ክልተ ግዝየ  ሰንበትን  ሰኑይን  እትኽፈት ጀሚራ ከም ዘላ በዚ ኣጋጣሚ ክንሕብር ንፈቱ። ኤርትራዊ  ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ ሩም ንበጻሕታ ናይ ዘተ መኣዲ ከፊታ ካብዚ ኣረሚናዊ ስርዓት ኢሳያስ […]

ንሕና’ውን እንብሎ ኣሎና ካልኣይ ክፋል

ኩቡር ኣንባባይ፡ ኣብ ትሕቲ “ንሕና’ውን እንብሎ ኣሎና” ዝብል ኣርእስቲ ነቲ ንግ.ሃ.ድ.ኤ. ናብ ቅልውላው ዘእተወ ኩነታት ብወድዓዊ ትንተና ከነቕርብ ክንፍትን ኢና። ከም’ቲ ብዙሓት ሃገራውያን፡ ብፍላይ ድማ ክቡር ሓውና ኢሳያስ ኣስፋሃ ዝተላበዎ ኣብ ግምት ብምውሳድን፡ መትከላት ውድብና ድማ ብዓቢዩ ስለ ዘየፍቅዶን፡ ኣብ ውልቃዊ ምዝንጣልን ጸለመን ኣይክንኣቱን ኢና። ነቲ ኣብ ልዕሊ ውድብና ዝኸይድ ዘሎ ወፍሪ ጸለመ ግን ሓቅታትን […]

መግለጺ መርበብ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ካብ በዓል ናጽነት ናብ መዓልቲ ሰማእታት

ኣብ ዝሐለፈ ውሑድ ሰሙናት ህዝቢ ኤርትራ ብዓሰርተታ ኣሽሓት ዝቑጸሩ ብሉጻት ዕሸላት ደቁ ከፊሉ ዘምጸኦ ጽንብል ናጽነት ብዝተፈላለየ መልክዓት ከብዕል ቀንዩ። ካባኡ ናብኡ ድማ ነቲ መዐልቲ ናጽነትን ልኡላውነት ሀገርና ኤርትራ ኩውን ንዝገበሩ፤ እቶም ኣብ ንእስነቶም ንህዝብና ምእንቲ ክሐልፈሉ፡ ኣየር ናጽነት ከተንፍስ፡ አብ ገዛእ ሃገሩ ከቢሩ ክነበርን ክሰርሕን ክምዕብልን ንሕና ክንሓልፍ ኢሎም ኣብ ክንዲ ህዝቦምን ሃገሮምን ንዝተዋደቑ […]

Pastoral Letter: A complete and Literal Translation

June 19, 2014                                                                                                                                  Written By Semere T Habtemariam I was moved and inspired by the courage of the four Eritrean Catholic Bishops and felt obliged to do something, or at least, shout out the proverbial expression of solidarity, “I am an Eritrean Catholic too.” Compelled by an irresistible urge to help and promote their cause, […]

መግለጺ ሓዘን

  ብዕለት 17 ሰነ 2014 ኩቡር ሃገራዊ ተቐላሳይ ኣቶ መዋእል መብራህቱ፡ ካብ’ዛ ዓለም ኣብ ዓዲ ስደት  ብሞት ምፍላዮም ብምስማዕና መሪር ሓዘን ተሰሚዑና፡   ኣቶ መዋእል መብራህቱ፡ ኣንጊሆም ምእንቲ ህዝቦምን ሃገሮምን ብዓቢ ኒሕን ፍናንን ካብ’ቶም ዝተቓለሱ  ተበዓት ሃገራዊያን ሓደ ምንባሮም ታሪኽ ቃልሲ ህዝብና ዝምስክሮ ሓቂ ኢዩ። ኣባል ፓርላማ ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበርሉ ግዜ፡ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት […]

ፍዳታት ግርጋ 20 ስኔ 2014 ኤርትራ ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊኑዅ ኤርትራ

እና ግርጋ ኒን ዪና ገሽ ጃብራ መኸልትኖ ላሕመዲ ፍትሕዲሲ ከለብስኖ ገንደልኖ፣ ሕልነስ በበርኖ፣ ዪና ጉጉሲ ጠፍሕድናዅ ግርጋ ኣኽሮ ጨበርሰኵ። ደኮው እያማትል ወክት ሓርብ ጂብናሩዅል (መግዛእቲ) ለመለምል ገሪው ሻን ለብኑዅ። ንኪ ዪና ኮሊትል ናልድ በጃኸው ፍትሕ በኾርነድ ክረው ገሪው ግን። ኒን ደው ዪሮ ትክል በደልስሮ እና ታና 20 ስኔሩዅ ቲዃ ናሳሓድድ በርህድና ጀረብደኵ። 1950 ብርፍ ያኹ […]

A Tribute from the Students of the Late Sheikh Muhammad Noor Saleh Kikya

“To Allah we belong and to Him we will return.”   On Thursday morning, June 5th, 2014, the Eritrean community in the greater Washington DC area learned that they had lost one of their greatest treasures: Sheikh Muhammad Noor Saleh Kekiya. A shockwave hit the community, from every adult, down to their children. As a […]

ዕድመ ንመዓልቲ ስዉኣት

ክቡራት ተቐማጦ ከተማ ኰለን‘ን ከባቢኣን! ክቡራት ኣባላት ማሕበር! ማሕበረ-ሰብ ኰለንን ከባቢኣን፤ ንቀዳም፣ ዕለት 21 ሰነ 2014 ብከምዚ አብ ታሕቲ ተሰሪዑልኩም ዘሎ ሓበሬታ፣ ንመዓልቲ ስዉኣት ብዝመስልን ዝበቅዕን ሓቢርና ብሓደ ክነብዕሎ ንኵልኻትኩም/ንኵልኻትክን ብኽብሪ ትዕድም። ቦት ርክብና፡-

ንሕና’ውን እንብሎ ኣሎና ቀዳማይ ክፋል

ኩቡር ኣንባባይ፡ ኣብ ትሕቲ “ንሕና’ውን እንብሎ ኣሎና” ዝብል ኣርእስቲ ነቲ ንግ.ሃ.ድ.ኤ. ናብ ቅልውላው ዘእተወ ኩነታት ብወድዓዊ ትንተና ከነቕርብ ክንፍትን ኢና። ከም’ቲ ብዙሓት ሃገራውያን፡ ብፍላይ ድማ ክቡር ሓውና ኢሳያስ ኣስፋሃ ዝተላበወ ኣብ ግምት ብምውሳድን፡ መትከላት ውድብና ድማ ብዓቢዩ ስለ ዘየፍቅዶን፡ ኣብ ውልቃዊ ምዝንጣልን ጸለመን ኣይክንኣቱን ኢና። ነቲ ኣብ ልዕሊ ውድብና ዝኸይድ ዘሎ ወፍሪ ጸለመ ግን ሓቅታትን […]

The cry of pain of four Catholic Dioceses of: Asmara, Keren, Barentu and Segheneiti.

Two major events related closely to the 23rd.anniversary of the Independence of Eritrea, this year: one external and the other bound by domestic factors. With regard to the first event: we refer to the explicit statement in which the USA State Department declared the support of the people and the American government in favor of […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net