Archive for: August, 2014

ደምዳሚ መግለጺ ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ደምዳሚ መግለጺ ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ   ጅግና ህዝብና ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ፡ ህዝቢ ኤርትራ ቅልጡፍ ምቕይያራት ኣብ ዘሕልፈሉ ዘሎ ህሞት፡ ንኣህጉራዊ ማ/ሰብ ብሓፈሻ ንሃገራት ኤውሮጳ ድማ ብፍላይ ሻቕሎትን ተጽዕኖታት ዝፈጥርን፡ ኣብ መላእ ክፍልታት ሕ/ሰብና ዕድመ ዘይፈሊ ዋሕዚ ስደት ብብዝሒ ኣብ ዝረኣየሉን እዋን’ዩ […]

Wedi Fillipo visits the UK

Wedi Fillipo visits the UK

ትዕግስቱ ዝወድአ ህዝቢ

ካብዚ ዝኸፍእ እንታይ’ዩ ክመጸና? ናብ ምባል በጺሑ   ካብ ምንጭታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) እቲ ምእንቲ ምሉእ ዘይጉዱል ነጻነቱን ሓርነቱን ከቢድ ዋጋን ረዚን መስዋእትነትን ዝኸፈለ ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ’ቶም ካብ ሕቁፉ ዝተወልዱን ንጸረ ህዝቢ ፖሎቲካዊ ስልጣን ዝበቕዑን መራሕቲ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ትጽቢቱ ዘይነበረ ዝበጽሖ ዘሎ ኣስካሓካሒ ዝኾነ ፖሎቲካዊ፡ ቁጠባውን ማሕበራውን ጭቆናታት ኣንገፍጊፍዎ ካብዚ ዝኸፍእ […]

Bologna 2014 Final Program

Bologna 2014 Program Announced ቦሎኛ ፎሩም ሽማግለ  ዜናን  ሓበሬታን

ERIS forms an interim administration committee to manage the Rabita Centre Project

DATE: 18/08/2014 The Eritrean Islamic Society of Australia (ERIS) formed a new independent committee solely responsible for managing the Community Centre Project, the Rabita Centre Australia. The Chairperson of the newly established committee reports directly to ERIS chairperson. This new committee works with the Eritrean community and the wider community to realise this dream of […]

ራእዪና ዲሞክራሲ ምስፋን’ዩ፦

• ናይ ሕሉፍ ገድላዊ ተሞኩሮ ቀንዲ ዋናኡ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ፦ ኣብ መስርሕ ኤርትራዊ ሰላማዊ ሃገራዊ ቃልሲ፡ ብዘይካ ሰልፊ ኣንድነት እቶም ካልኦት ዝተፈላለዩ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ሰልፊታት: ርእይቶታቶም ኣብ ልዕሊ ዝኾነ ዜጋ ብሓይሊ እንከየስገደዱ ፖለቲካዊ መርገጺታቶምን ድላዮምን ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ብሰላማውን ዲሞክራስያውን ኣገባብ ብምቕራብ፡ ሃዋሁ ፖለቲኮ ዲሞክራስያዊ ባይታ ኣብ ምፍጣር ሃገራዊ ረዚን ግደ ከም ዘበርከቱ ዘይካሓድ ታሪኻዊ ሓቂ’ዩ። […]

5ይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ

ሎሚ ሶኑይ ዕለት 18-08-2014 ጀሚሩ ሎሚ ዕለት 18-08-2014 ሰዓት 10 ናይ ንጉሆ ብኣቦ መንበር ፈ/ቤ ዶ/ር የሱፍ ብርሃነ ብወግዒ ዝተኸፍተ 5ይ ስሩዕ ኣኼባ ፈ/ቤ ኤሃባዲለ ንጭቡጥ ኣተሃላልዋ  ህዝብናን ሃገርናን ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ ንባይቶናን ጉዕዙን ክግምግምን ኣብ ዘጽድቖም ዝተፈላላዩ ኣጀንዳታት ክዛራረብን ንዝቕጽል መድረኽ ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣውጽኡ ኣኼብኡ ብዓወት ክዛዝም ትጽቢት ይግበር።   ክፍሊ ዜና ኤሃባዲለ 18-08-2014

ቤት ማሕዩር ብድሆ መሽቆራቑር ሕሰም

By Brhan Tesfa   ቤት ማሕቡስ ብድሆ ኣብ ኣስመራ ከባቢ ሆስፒታል ሓሊበት ዘሎ ኩርባ ዝተደኮነት ቤት ማእሰርቲ እያ፡፡ ኣብ መንጽራ ድማ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ብድሆ ንረክብ፡፡ ነዛ ቤት ማእሰርቲ ዝተዓደለ ስያመ ብድሆ ዝብል ካብቲ ቀዳማይ ስያመ ቤት ትምህርቲ ብድሆ ዝነቐለ እዩ፡፡ ዝገርም እዩ ዜጋታት ዝግፍዕሉን ዜጋታት ዝህነጽሉን ንክልተ ተጻራሪ ዕማም ዘለዎ ትካላት ዝውክል ሓደ […]

ካብ ተሞኩሮ ዘይመሃር ንፋዕ የብሉን

ሎሚ ዓመት ኣስታት 22 ሺሕ ኣባላት  ሃ/ኣገልግሎት 27 ዙርያ ተመሪቖም፡፡ ምረቐኦም ምስ 6ይ ዙር ፌስቲቫል ሳዋ ብሓባር ዕለት 18 ሓመለ 2014 ተፈጺሙ፡፡ ኣብ ምረቓ ኣባላት 27 ዙርያን መኽፈቲ በዓል 6ይ ዙር ፈስቲቫል ሳዋን ፕረዚዳንት ኢሳያስ ተረኺቡ መደረ ኣስሚዑ፡፡ ኣብ መደርኡ “ኣይለመድኩዎን ግን እስከ ንዝጸሓፍኩዎ ብዘይመነጸር ቅድሚ ምምዳረይ” ብምባል ንሕብራዊ ቀለማት፡ ወትሃደራዊ ሰልፍታትን ምስቲ ሰልፍን ሕብርታትን […]

ቅልዕቲ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ! ዝኸበርኩም ኣመሓደርቲ መራኸቢ ብዙሓን! ዝኸበርኩም መርበባት ብርገሳዊ ማሕበራት! ዝኸበርኩም ኣባላት ፖሊቲካዊ ውድባት! ኣቀዲምና ልባዊ ሰላምታና ነቅርብ። ጽላል ስዊደናዊ -ኤርትራዊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ፖሊቲካዊ ውድባትን በርገሳዊ ማሕበራትን ንጡፋት ውልቀሰባትን ብሳላኹም ውፍያት ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኤርትራ ነቲ ካብ ዕለት 31 ሓምለ ክሳብ ዕለት 3 ነሓሰእ 2014 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ዝተኻየደ ፈስቲቫል ህግደፍ ንምቅዋም ብኣካል ኩሉ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net