Archive for: September, 2014

Sweden has ordered a diplomat from Eritrea’s embassy to leave the country within the next 48 hours.

Swedish-Eritreans take part in an anti-regime protest in 2013. Photo: Ola Westerberg/TT

“I can confirm that a foreign diplomat has been ordered to leave the country but I can’t go into the reasons,” foreign ministry spokeswoman Charlotta Ozaki Macías told the TT news agency. The ministry has a policy of not revealing the nationality of diplomats ejected from Sweden. A number of TT’s sources however were able […]

Bologna Summit 2014 concludes with a road map to end the reign of dictatorial regime in Eritrea

(Bologna, Italy – September 2, 2014) – Eritrean organizations, civic groups, and individual activists came together for a second time in the historic city of Bologna to accelerate the establishment of a united national front against the dictatorship and for democracy in Eritrea. During the 4 day summit that took place from August 29 – […]

ቃል ፈጻም ኣካል ግ.ሃ.ድ.ኤ. ኣብ ሰምናር ካስል 2014

ዝኸበርኩም ኣሕዋት ወከልቲ ማሓዙት ውድባትን ማሕበራትን ዝኸበርኩም ብጾት ኣባላት መሪሕነትን መሰረትን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝኸበርኩም ኣጋይሽና፡   ብቐዳምነት ብስም መሪሕነት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ዕዙዝ ሃገራዊ ሃገራዊ ሰላምታና ከነቕርበልኩም ደስ ይብለና። ብምቕጻል፡ ዕድሜና ኣኽቢርኩም፡ ኣብ’ዛ ታሪኻዊ መነሃርያ ዲሞክራስያዊ ቃልሲ ህዝብና ዝኾነት ከተማ ካስል፡ ነካይዶ ዘለና ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ሰሚናር፡ ድኻምኩም ከይ ጸብጸብኩም ካብ ርሑቕን ቀረባን ዝመጻኹም ኣሓትን ኣሕዋትን […]

In memory of the Martyrdom of Dr. Yahya Jaber

Standing, from right: Ismail Lejajj, Dr. Yahya Jaber, Umar Hajj Idris, Mahmoud Ibrahim Chickini Sitting: Abdullah Suleiman

Translated by Taher Indoul I chose this article because the depth of the struggles Dr. Yahya Jaber went through affected me deeply. It highlights many qualities such as dedication, pain, suffering, patience, and overall resilience. Eritreans from all walks of life abandoned their daily lives simply to add more strength to our cause, and Dr. […]

መስከረም 1961ቲ ልበከዲ ግብርዲሲ በዓልድንንላ

መስከረም  1961ቲ  ልበከዲ ግብርዲሲ በዓልድንንላ ፋሪዕ እክባ ሙርቋብሊናኹ ለመለም ኤርትሩኵ ንብርፍክ ናይ መታን ጝን። ኒ ናይ እንግጋዅ ኣዳም ላሪ ሻኽጋዅ ጝን። ኤሪውድ ንሽቓ ኣኾ መንደርታዅ ኪዳኹዲሉ ኪደጋዅዲትሉ ፍሪርዶ ናይ ሻጋዅ ጝን። ዪና ወረባ ድጝም ጃበርልድ ዋስናኹዲ ነበብድናኹድትል ሑር ሰጝረት ደገምሰኵ። ቦጎስ ይስትሮ ሽግስሩ ሰግረት፣  ኣውቶኖም ምሕደራ እርጝረትላ ክቱBኣን ገሪውሊ ኤርሰኵ። ጥልያና ዕምጭድ ደንቢ ዪነውረባ ቦጎስ […]

መግለጺ ዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 2014

መግለጺ ዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 2014 ህዝቢ ኤርትራ ብተበራረይቲ ባዕዳዊ መግዛእታት ዝተገፈፈ ክብሩን ፖሎቲካዊ ልዕላውነቱን ንምምላስ ብሰላማዊ መንገዲ ዘቕረቦ ዝነበረ ሕቶ ዝኾነ ይኹን ተሰማዕነት ብድሕሪ ምስኣኑ፡ ብባሕቲ መስከረም 1961 ብረታዊ ቃልሲ ከልዕል ዝተገደደ፡ ምሉእ ዘይጉዱል ነጻነቱ፡ ሓርነቱ፡ ሰብኣውን ደሞክራስያውን መሰላቱ ንምጉንጻፍ’ዩ ነይሩ። ብድሕሪ’ቲ ሰላሳ ዓመታት ዝወሰደን ረዚን መስዋእትነት ዝሓተተን መሪር ብረታዊ ቃልሲ፡ ብ1991 ንባዕዳዊ ፋሽስታዊ ስርዓት […]

ኣገዳሲ ሓበረታ ብዛዕባ ንጥፈታት ጽላል ኤርትራዊ-ስዊደናዊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ- ስዊደን

ኣገዳሲ ሓበረታ ብዛዕባ ንጥፈታት ጽላል ኤርትራዊ-ስዊደናዊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ- ስዊደን ብኣካያዲት ኮሚተ ወርሒ መስከረም 1961 ተጋድሎ ሕዝቢ ኤርትራ ዘበሰረት፣መበል 53 ዓመት አንዝክረላን፣ መስከረም 18 -2001 አቶም 15 ኣባላት መንግስትን ሓለፍትን ደሞክራስያዊ ለውጢ ስለዝሓተቱ ብውልቀ- መላኺ ስርዓት ኢሳያስ ዝተሞቁሑሉን መበል 13 ዓመት አንዝክረሉን ወርሒ ናጽነትን ሓርነትን ዝሓዘት ወርሒ ብምዃና ጽላል ኤርትራዊ-ስዊደናዊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንኩሎም ደለይቲ ፍትሕን ደሞክራስያን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net