Archive for: September, 2014

ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስ

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ብኣጋጣሚ በዓል ቅዱስ የውሃንስ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ ርሑስ በዓል ክገብረሎም ምንዮትና ንገልጽ። ዝመጽእ በዓላትና ድማ፡ ምልካዊ ስርዓት ምስ’ቲ ንሱ ዘሳበቦ መከራን ጸገምን ኣልጊሱ፡ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ብምትካል፡ ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ኣብ ሃገርና ክነግስ ሰናይ ትምንቲና ንገልጽ። ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ግ.ሃ.ድ.ኤ

ዮሃና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብምኽነያት ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ናብዚ ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ኣብጽሓኩም ይብል። ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ንህዝቢ ኤርትራ በዓል ሰላምን ፍቅርን ዓወትን ክኾነሉ፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።   በዚ ኣጋጣሚ’ዚ 4ተ ጳብጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፡ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ንዝፍጽሞ ዘሎ ኣዕናዊ ተግባራትን […]

ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ

ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ ከምኡ’ውን ንኩሎም ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን ንርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ ኣመልኪቱ መልእኽቱ የመሓላልፍ። በዓል ቅዱስ ዮሃንስ 2014 ንመላእ ክፍልታት ህዝብና በዓል ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ክኸውን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።   ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ 23 ናይ ነጻነት ዓመታት፡ ብሰንኪ’ቲ ምስ ትጽቢታቱ […]

ዝኽሪ ግዳያት ላምፐዱሳ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

Candlelight Vigil for Lampedusa ictims in Stockholm – Sweden ስዊደናዊ-ኤርትራዊ ምሕዝነት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት መጀመርያ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ላምፐዱሳ 365 ዝኾኑ ኤርትራውያን ዓሚ ወርሒ ጥቅምቲ 2013 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሕይወቶም ዝሰኣኑ ንምዝካርን፣ ነቲ ቀጻሊ ስደተኛታት ኤርትራውያን ዝጓነፎም ዘሎ ስቅያትን ሞትን ኣብ ስደቶም ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ ኣቃልቦን ክከላኸሎን ምሕጽንታ ንምቅራብ ንኹሉኹም ኤርትራውያንን ዘኤርትራውያንን ምሳና ከተምስዩ ብኽብሪ […]

ህዝባዊ ኣኼባ ብግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፍሊፓ)

”ሓቀኛ ታሪኽ ቃልሲ ኣቦታትናን ኣቦ ሓጎታትናን”

A public seminar by Girmay Kidane (Wedi Filippo)

under a title “The True History and Facts of our Ancestors’ Struggle”

Surviving the terror of the organ-harvesting trade

Samson Habtemariam, an Eritrean refugee living in Melbourne. (Source: SBS)

An Eritrean refugee living in Melbourne has spoken to SBS in graphic detail about being kidnapped and held captive in Egypt by

ኣንፈት ቃልስና፦ ጸረ ዲክታቶርያዊ መርሓን ዲክታቶርያዊ ሰርዓትን ህግደፍ ምቅላስ፦

ዲክታቶርያዊ መርሖ ኣብ ዝኾነ ታሪኻዊ መድረኽ ንዝተፈላለዩ ፖለቲካዊ ውሽጣዊ ዝምባሌታት ኣብ ዕሸሎም፡ ወይ ብመስመር ደረጃ ኣብ ዝዓኾኸሉን ብናይ ሓይሊ ኣገባባት እናሃረመ፡ ኣብ በበይኑ ፖለቲካዊ መስርሕ ካብ ሓደ ጉጅለ ናብ ካልእ ጉጅለ ግዳማዊ መልከዓቱን፡ ውሽጣውን ደገኣውን ምሕዝነታቱን እናቀያየረ ኣብ ዝተወሰነ መድረኽ በሪኽ ሓይሊ ሚዛን ዝሕዝ ኣግላልን ቀንጻልን ትምክሕታዊ ገዛኢ ውዱብ ኣተሓሳስባ‘ዩ።ንዝተፈላለዩ ውሽጣዊ ዝምባሌታትን ፍልልያትን ብጸረ ዲሞክራስያዊ […]

ወተሃደራውን ጽጥታውን ቤ/ጽ ግ.ሃ.ድ.ኤ. ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ኣገዳሲ ኣኼባ ኣካይዱ።

ብዕለት 5 መስከረም 2014 ዓ.ም  ብሓላፊ ወተሃደራውን ጸጥታውን ቤት ጽሕፈት ብጻይ ገዛኢ ኪዳነ ዝተማእከለ፡ ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ፍሉይ ናይ ኣባላት ኣኼባ ከም ዝተኻየደ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ኣረጋጊጹ። እቲ ኣኼባ፡ ምልካዊ ጃንዳ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብናን መሬትና ዝገብሮ ዘሎ ብርሰትን ጥፍኣትን ኣልዒሉ ነዊሕ ሰዓታት ዝወሰደ ምይይጥ ኣብ ርእሲ ምክያዱ፡ ህዝብና ዕድመን ጾታን ብዘይፈሊ ኣገባብ […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሮተርዳም – ሆላንድ

ግንባርሃገራዊድሕነትኤርትራ – ጨንፈርሆላንድንሰንበትዕለት 14/09/2014ብኣቦመንበር ፈጻሚ ኣካል ግ.ሃ.ድ.ኤዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ዝምራሕኣገዳሲ ህዝባዊኣኼባኣዳሊዩስለዘሎ፡ኩሎምኤርትራውያንንብኤርትራዝግደሱንኣብ’ዚኣኼባ’ዚንክሳተፉብኽብሪይዕድም።ኣኼባናብዛዕባህልዊ ኩነታት ሃገርናን፣ ደምበ ታቓውሞን ብሓፈሻ፡ ኣመላኽታ ግንባርሃገራዊድሕነት ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለዮ ሃገራዊ ዛዕባታት ድማ ብፍላይ፡ ብሰፊሕክዝቲምዃኑንሕብር።   ኣኼባዝካየድሉቦታ፡          Gerard Scholten Straat 128                               3035 TS Rotterdam ኣኼባዝጅመረሉግዜ፡     14.00 ድ.ቐ. ናይመጓዓዝያሓበሬታ፡TRAM N0. 4 ካብ Central Station ናብ NORD  ROTTERDAM   ብድሓንምጹ!    ድሕነት ህዝብን ሃገርን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net