Archive for: September, 2014

ጋዜጣዊ መግለጺ

መርበብ ኤርትራውያን ሲቪካዊያን ማሕበራት አብ ኤውሮጳ መርበብ ኤርትራውያን ሲቪካዊያን ማሕበራት አብ ኤውሮጳ፡ መበል ዓሰርተው-ሓደ ስሩዕ ጉባኤኡ፡ ካብ 12-14 መስከረም 2014፡ ኣብ ከተማ  ፍራንክፈርት ሃገረ ጀርመን፡ ኣቓኒዑ። ኣብዚ እዋን እዚ፡  ጽላል ሾሞንተ በርጌሳዊ ማሕበራት ዝኾነ፡ ፖለቲካዊ ጸግዒ ሒዙ ዘይዉግን፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስን ፍትሕን ንምንጋስን፡ ሰብኣዊ መሰላት ዜጋታት ንምኽባርን፡ እጃሙ   ንኸወፊ፡ ኣብ 2002 ዝቖመ ፡ ናጻ መርበብ […]

ሓበሬታን መብርህን ህሉው ኩነታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከብ ክቡር ህዝብና፡ መሪሕነት ባይቶ ኣብ ናይ ባይቶ ፓል-ቶክ ቀሪቡ ምሳኹም ንኽላዘብ ይዕድም። እዚ ኸኣ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ሰሜን ኣመሪካን ካናዳን ዝተኻየደ ሰሚናራት እዮ። መሪሕነት ባይቶ ከተኩረለን መዲቡወን ዘሎ ዛዕባታት እዘን ዝስዕባ እየን፡፡ READ MORE….  

Svensk-eritreansk samarbetsorganisation för demokratiutveckling

Den 3 oktober är, 1 år sedan omkring 360 flyktingar från Eritrea som drunknade i medelhavet vid Italien – Lampedusakusten.   Det var det största flyktingkatastrofen som dragit världs uppmärksamhet. Innan dess som inte hade uppmärksammats och efter denna tid också fortsätter flyktingar att drunkna många gånger vid deras flyktväg till Europa via Libyen och […]

ዜናታት ደንበ ህግደፍ

ምንጭታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ህዝቢ እናተበታተነ፡ እቲ ኣብ ኲናትን ወረ ኲናትን ዕድመ ፖሎቲካዊ ስልጣኑ ምንዋሕ ከም ቀዳማይ ምርጭኡ ዝወሰደ ገባቲ ጉጅለ ህግደፍ ሕጂ’ውን ንህዝቢ ንምትላልን ንመንእሰያት ጅሆ ንምሓዝን ኢትዮጵያ ንኤርትራ ንምውራር ምሽብሻብ ትገብር ኣላ ዝብል ሓድሽን ጽዑቕን ጎስጓስ የካይድ ምህላዉ ተሓቢሩ። እዚ ስልቲ’ዚ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ንመበል 28 ዙር ሃገራዊ ኣገልግሎት (ሃገራዊ ዕንወት) […]

ግ.ሃ.ድ.ኤ. ዞባ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሃገራውን ውድባውን ግደኡ ንምዕዛዝ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣካይዱ።

ሽማግለ ዞባ ዝጸወዖ ብ20 መስከረም 2014 ናይ መሰረታት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ዞባ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣገዳሲ ኣኼባ ብምክያድ፡ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን ህልዊ ኩነታት ህ.ግ.ደ.ፍን፣ ከምኡ’ውን ኣተሃላልዋ ደንበ ተቓውሞ ኤርትራን፣ ኩነታት ግ.ሃ.ድ.ኤን ኣመልኩቱ ዓሚቝ ዘተ ኣካይዱ። ኣብ’ዚ መዳይ’ዚ፡ ብሽማግለ ዞባ ብዛዕባ’ዞም ዝተጠቕሱ ዛዕባታት ሰፊሕ መግለጺ ኣብ ርእሲ ምቕራቡ፣  ብዛዕባ’ቲ ብመሪሕነት ውድብ ዝተማእከለ ኣብ ኤውሮጳን፡ ሱዳንን ኢትዮጵያን […]

ዓቕምታትን ስነ-ምግባርን ምሁር ኤርትራ ንሕጂ ዘይኮነ ንመዓስ ክኸውን’ዩ?

ምሁር ኤርትራ ካብ ግዜ ብረታዊ ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣካዳሚያዊ፡ ተክኒካውን ሕክምናውን መዳያት ተዋፊሩ ብዙሕ መስተንክራዊ ዝኾነ ስራሓት ምስርሑ ታሪኽ ይምስክር። ኣብ ጸምጸም በረኻታት ኤርትራ በቲ ውሱን ዝነበረ ቀረባት ሕክምና ተሓኪሞም ዝደሓኑ ሕሙማትን ውጉኣትን ሰውራና ቁጽሪ የብሎምን። ብክንደይ ምብልሓት ተዓርዩ ኣብ ቀጻሊ ኣገልግሎት ሰውራ ዝወዓለ ናውቲ መጎዓዝያን ኲናትን ተኣምራታዊ ቅያታት ሰሪሑ’ዩ። ነዚ ኩሉ ተኣምራታዊ  ቅያታት ዝሰርሕ […]

ዜናዊ ጸብጻብ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሆላንድ

ተጋዳላይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ ኤውሮጳ ዝጀመሮ  ሰንሰለታዊ ፖለቲካዊ ንጥፈታት ብሰንበት 14 መስከረም 2014 ኣብ ሮተርዳም ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣኼባ ካብ ሰዓት 2፡00 ድሕሪ ቀትሪ ዝተጀመረ ክሳብ ሰዓት ሻውዓተ ናይ ምሸት ቐጸለ። ብጻይ ኣሕመድ ዓሊ ኣሕመድ ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ ናይ  ዶር. ሃብተ ተስፋማርያምን […]

ታሪኻዊ ኣስተምህሮ ብግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፍሊፓ)

ብኤርትራዊ ባህላዊ ፎርም ዝተዳለወ ህዝባዊ ኣኼባ፡ ኣቶ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፍሊፓ) ብዕለት 13ን 14 መስከረም 2014 ኣብ በርሚንጋሃምን ሎንደንን እቲ ብማሕበር ሸውዓተ ዝፍለጥ ምንቅስቃስ ኤርትራ ሓቀኛ ታሪኽን ኣባጋግስኡን ሰፊሕ ኣስተምህሮ ሂቡ። ወዲ ፍሊፓ ኣተሓሒዙ፡ ንሓዲሽ ወለዶ ኣብ ክንዲ ሓቀኛ ታሪኽ ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣቦ ሓጎታትናን ምውራስ፡ ናይ ኩላትና ሓላፍነት ኮይኑ፡ ብፍላይ ድማ እቶም ኣብቲ ምንቅስቃስ ኤርትራ […]

Meqalih Forto- The first anniversary edition (6th edition)

please click here to view Meqalih Forto 2014 Asmara 18-09-2014. Freedom Friday (Arbi Harnet) activists inside Eritrea have today distributed copies of their underground newsletter as a mark of defiance on the 13th anniversary of the closure of all independent newspapers inside the country. The newsletter that has editorials and articles in Arabic and Tigrigna is […]

ኣገዳሲ ሕዝባዊ ሓበረታ

ስዊደናዊ – ኤርትራዊ ምሕዝነት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ መበል 53 ዓመትን፣ መበል 13 ዓመት ናይቶም ብ 11 መስከረም 2001 ብህግድፍ ዝተኣስሩ ፖሊቲካውያን መራሕትን ፣ ጋዜጠኛታትን ንምዝካር፣ ንኩሉ ብህዝቡ ዝግደስ ብክብሪ ይዕድም። ንቀዳም ዕለት 20 መስከረም 2014 ፣ ግዜ፣ 14.00-21.00 ቦታ፣ Lötsjövägen 29 B- Hallonbergen Centrum- T- Bana mot Akalla መደብ ምሸት 1. ንኡስ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net