Archive for: November, 2014

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ሎንዶን – ዓባይ ብርጣንያ።

ኩነታት ሃለዋት ሃገርና ካብ ዝሓመቐ ናብ ኣዚዩ ዝኸፍአ መድረኽ ኣብ ዝሰጋገረሉ ዘሎ እዋን ብምዃኑ፡ ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው ምክትል ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣቶ የውሃንስ ኣስመላሽ፡ ብሓፈሻ  ንህልው ኩነታት ሃገርና ብፍላይ ክኣ ንህልው ኩነታት ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣመልኪቱ ሰፊሕ መግለጽን መብርህን ክህብ ስለ ዝኾነ፡ ኩሉ ደላዪ ፍትሒ ኤርትራዊ […]

ልሑማን አርዱ ዲባ ናይ ኣዳምሩዅ፣ ጉርጉርደሪ ሽማግሌ ኮሊ ኤርትራ

UN Human Rights Council human rights inquiry for Eritrea ልሑማን አርዱ ዲባ ናይ ኣዳምሩዅ፣ ጉርጉርደሪ ሽማግሌ ኮሊ ኤርትራ ልሑማን አርዱ ዲባ (UN Human Rights Council) ደዃኹ አርባ እንኳትል ሕኩም ኤርትሪኹ ትብታንድ ውሪ ድንጋሕድ ደባኑ ከውታተል ዳግል አሰው ዕምጭሲ ጉርጉርደሪ ሽማግሌ (Commission of Inquiry) ላ ኤመረድ ብርፍ ሲነት ናውክ ዋስናዅ በሀር ሰርገል ጝን። እና ሽማግሌ ከውታተልድ […]

Zero sum game outplay

 Politicians …mostly have   sweet tangue singing patriotic songs that pale their within. The deteriorating  political environment within/without, the disarray outsmarted for long , the looming failed state and the hope to breakthrough moved stakeholders to seek ways forward past clever words.  Thus initiatives mushroom for and against change (including detracting and averting agents) . […]

The Eritrean Community dismisses the auditors’ findings as flawed and threatens legal action

Extraordinary Meeting of the Eritrean community in Australia at the community Center . November 1, 2014

Farajat: Melbourne –Australia In an extraordinary meeting held on November 1st, 2014, to listen to the findings of the investigation committee formed at the Annual General Meeting held earlier this year to look into the financial activities of the previous Committee of management, members at the meetings have overwhelmingly rejected the report as flawed and inconclusive. […]

ኣገዳሲ ኣኼባታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ጀርመን

 ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ጀርመን ዝሰርዖ፡ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑን  ም/ኣ/ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኣቶ የውሃንስ ኣስመላሽ ዝተማእከለ ብዕለት 25 ጥቕምቲ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ብዕለት 26 ጥቕምቲ 2014 ከኣ ኣብ ከተማ እሽቱትጋርት ግዱሳት ሃገራውያን ዝተሳተፍዎ ኣኼባታት ተኻይዱ። ኣኼባ ፍራንክፎርት ብዝኽሪ’ቲ ቅድሚ ሳልስቲ ብሞት ዝተፈልየና ሃገራዊ ተቓላሳይ ዶር. ተወልደ ተስፋማርያም […]

ሃገራዊ ዕርቂ ኣበይን ምስ መንን!!

ንሕና ኤርትራውያን እንተ ብዕድልና እንተ ብሕመቕና ኣብ ሕሱም ባርነት ተጸሚድና ንርከብ፡

ቃል መሪር ሓዘን

ዕለት 31 ጥቅምቲ 2014 ገዲም ጅግና ተጋዳላይ ዑመር ማሕሙድ ኢብራሂም (ዑመር ኢስራኢል) ብዓርቢ ዕለት 31.10.2014 ብዝወረዶ ሕማም ምኽንያት፡ ኣብ ከተማ ካርቱም ካብዛ ዓለም  ብሞት ተፈሊዩና። ተጋዳላይ ዑመር ብ 1955 ኣብ ካሪቦሳ/ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ተወሊዱ። ኣብ ንኡስ ዕድሜኡ ብ ነሓሰ 1969 ሃገራዊ ግቡኡ ንምብርካት ኣብ ተሓኤ (ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ) ንክቃለስ ተሰሊፉ ። ተጋዳላይ ዑመር ኣብ ዝተፈላለየ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net