Archive for: November, 2014

ዑደት ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ዞባ ማእከላይ ምብራቕ

ዑደት ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ዞባ ማእከላይ ምብራቕ ….. Read More  

Sunday morning @9.

On gray sandals and in a halfway buttoned up blue shirt , he walks briskly and in a swift move throws his butt on an armchair. A shaky top brass pops up removes a vase, centers a mic close to the chin of the man in blue and leaves. A gray haired man, holding  tight an empty […]

ኣብ እንዳ ህግደፍ’ስ ዘይተነግረ’በር ዘይተገብረ የሎን !!!

November 24, 2014 ትማሊ ምስ ሓደ ዓርከይ ቡን ኪንሰቲ ተቛጺርና ፡ ቡን’ና እንዳሰተናን ፡ እንዳዕለልናን ከለና እዩ ኣዚዩ ዘስደምም ዕላል ኣዕሊሉኒ። ከምትፈልጥዎ ብዘበልካ ኣቢልካ ፡ ዘየደቅስ ሕዱር ሕማም ናይ ሃገርና ከይተንከፍና ወይ ከይልዓልና ዳርጋ ዝሓለፍናሉ መዓልቲ የሎን እንተበልኩ ምግናን ኣይኮነን። መቸም ኣብ ዕላልና ከሎና ብገል ኣቢልና ካብ ሓደ ኣርእስቲ ናብ ሓደ ኣርእስቲ ዕላል ማለት ናብቲ […]

Eዚ’ዶ ደይ’ዚ! ኤርትራ ሞይታ። ቃልሲ ንትንሳኤ ሃገር!!

ተስፋጽዮን መድሃኔ (ፕሮፈሰር) ብረመን ዩኒቨርሲቲ፣ ጀርመን Read More

ፖሎቲካዊ ኩስኮሳ ኢሳይያስ ዘበደለን ሃ.ማ.ደ.ኤ

ሃ.ማ.ደ.ኤ፡ ካብ ዝተመስረተሉ እዋን ኣትሒዙ አቲ ቀንዲ የማናይ አድ ህዝባዊ ግንባር ኮይኑ ክዓይ ዝጸንሐን፡ ብንጹር ኣዘራርባ ንዊንታ ኢሳይያስ ከርዊ ዝተደኮነ ማሕበር ምኻኑ እዩ። Read More

Cartoon : ሓደሽቲ ኤርትራዊን

  ማሃይምነት ምጥፋእ መንቃሳቀሲ ወረቀት ዋይ ደቀይ ዝቀደሙ ከይተመለሱ ሓንጎሉ መሽሚሹ እዩ ሃጸይ ኢሰያስ ዮውሃንስ ሓደሽቲ ኤርትራዊን

Press release : ENCDC – Ethiopia branch

Press release : The Eritrean National Council for democratic change Ethiopia branch 8 Nov 2014

ዕዉት መስራቲ ጉባኤ ጥርናፈ ደለይቲ ፍትሒ መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ኣብ ኢስኪሊስቱና (Eskilstuna)

ጥርናፈ ደለይቲ ፍትሒ መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ኣብ ኢስኪሊስቱና (Eskilstuna) – ሽወደን፡ ብሰንበት ዕለት 16/11/2014፡ መስራቲ ጉብኤኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ። ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ በቶም ተበግሱ  ጥርናፈ ኣብ ዝተወስደሉ ኣኼባ ዝቖመት ግዜያዊት ሽማግለ ብእንቋዕ ድሓን መጻእኩም ቃል ተኸፊቱ። መስራቲ ጉባኤ ተዓዊቱ ንምውጻእን ሓቀኛ ጥርናፈ መንእስያት ንምርግጋጽን ካብ ግዜ’ቲ ክሳብ ዕለት መስራተ ጉባኤ ዝተኻየዱ ጻዕርታት ብዝምልከት ሓጺር መግለጺ ቐሪቡ። ቀጺሉ […]

ጭፍራ ህግደፍ/ዴምህት… ኣኺላያ ሰዓት

መርዛም ጭፍራ… ህግደፋዊ መዓት ትቀላቀል ኣላ… ናይ  ዕንወቱ ሰዓት ኢሂን ምሂን ንበል ነጥፈኣያ ስግኣት ንቃወሞ ሓቢርና ውልቀ–መላኺ ስርዓት    ካብ ሱሩ ይለቀቅ ክርዳድ ክፉእ ውዲት     ሓቢርና ንመክት… ንገስግስ ንቅድሚት ነድሕና ሃገርና ካብ ህግደፍን  ዴምህት ንጨፍልቆም ብሓባር… ተመነ ዕንቅርቢት   ስንቂ ኣደና ኮነ… ስቃይ ሓዘን ንብዓት ኣቦና ተኣሲሩ… ብዘይ ሕጊ ስርዓት ጎበዝና ተሰዲዱ… ወሪድዎ  ግፍዓት […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ብጉዳይ ጻውዒት ህጹጽ ኣኼባ ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ.

ጋዜጣዊ መግለጺ ብጉዳይ ጻውዒት ህጹጽ ኣኼባ ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ. ካብ ዕለት18 ሓምለ ክሳብ 24 ሓምለ 2014 ዝተኻየደ ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት፡ ኤሃባደለ ክንድቲ ኩሎም ደለይቲ ለውጢ ዝተጸበይዎ ኮይኑ ከምዘይጸንሔ ገምጊሙ። ምኽንያት ናይ ከምዚ ዝኣመሰለ ጸገም ድማ እኩብ ድምር ናይ ብዙሓት ረቛሒታት ምዃኑ ኣውን ኣረጋጊጹ። ገለ ካብዞም ዝጸንሑ ጸገማትና እዞም ዝስዕቡ እዮም። • ካብ ጉባኤ ኣዋሳን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net