Archive for: December, 2014

ሃገርና እናጠለቐት.. ኣይንኹን ተወላወልቲ

በዓል ኣቦይ ገራህቱ ኣቦና ኣይትኹኑ ህዝቦም እና ተሳቐየ ዓይኖም ዝዕምቱ ምእንቲ መረባዓት ሕልነኦም ዝሸጡ ዝነገሰ ንጉሶም..  ስሱዓት ናይ በለጽ ወጣጡ  መኻን የእምሮኦም

ህዝባዊ አኼባ ንዝኽሪ ገዲም ተጋዳላይ ዑመር ጃብር

  Eritreans in Great Britain to Commemorate Omar Jaber  ኤሪትራውያን ተቀማጦ ዓባይ ብሪጣንያ፣ብጾትን: የዕሩኽት ነፍስሄር ዑመር ጃብር ንተራ ሃገራዊ ቃልስታት ዑመር ጃብር ንምዝካርን ምፍላጥን ህዝባዊ አኼባ አዳልዮምልኩም አለው ዕለት:  ቀዳም 3 ጃንዋሪ 2015 ጊዜ:  ካብ ሰዓት 4 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ 8 ናይ ምሸት ቦታ: አብራር ሃውስ (ጥቃ ኤጅወር ሮድ) አድራሻ: Abrar House, 45 Crawford Place, […]

ርሑስ በዓል ልደተን ሓድሽ ዓመት ይግበረልና!

ርሑስ በዓል ልደተን ሓድሽ ዓመት ይግበረልና!

ኣቦ መንበር ግ.ሃ.ድ.ኤ. ምስ ምኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ ተራኺቡ

ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ዝመርሖ ልኡኽ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ምስ ክቡር ምኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ፈደራላዊት ሪፑብሊክ ኢትዮጵያ ዶር. ቴድሮስ ኣድሓኖም ብዕለት 24/12/2014 ኣብ ቤት ጽሕፈት ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣገዳሲ ርክብ ከም ዘካየደ ካብ ኣዲስ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዝተኻየደ ርክብ፡ ሕውነታዊ ምትእስሳር ኣህዛብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ህዝብና ኣብ ትሕቲ ሕሱም ምሕደራ ምልካዊ […]

Eritrean Civil Society And Political Opposition Organizations Reconstructing

By Fesseha Nair   This article will address the issue of participation and relations of the civil society associations and political organizations in the struggle from dictatorship to democracy in Eritrea.   The meaning of civil society and political organization in the Eritrean Diaspora is complicated but the scholarly definition of civil society is that, […]

ዕዉት ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ

ዜና ዕዉት ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ጀጋኑ ኣሃዱታት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ን ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕርን /ዲ.ው.ዓ.ቀ.ባ/ ብ22 ታሕሳስ 2014 ኣጋ ወጋሕታ ከባቢ ሰዓት 5፡00 ኣብ ልዕሊ ናይ ጸላኢ ናይ ስለያ ኣሃዱ ሓባራዊ በርቃዊ መጥቃዕቲ ብምፍናው ብዓወት ተጸንቢሎም ብሰላም ናብ ቦትኦም ከም ዝተመልሱ ተፈሊጡ። እዚ ኣብ ከባቢ ማይ ጊኒ ፍሉይ ሽሙ ማይ ምራኻት ኣብ ዝተባህለ […]

ሃገራዊት ጋንታ ጥፍኣት ኤርትራ, ጋንታ እርይራይ‏

ሃገራዊት ጋንታ ጥፍኣት ኤርትራ, ጋንታ እርይራይ‏

ደምዳሚ መግለጺ ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ኦ! ህዝብን ሃገራዊ ሓይልታት ተቓውሞ ኤርትራን! ብሰንኪ’ቲ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ዝኽተሎ ዘሎ ኣዕናዊ ፖሊስታት፡ ህልዊ ኩነታት ኤርትራ እናበኣሰ፡ ጸጥታውን ቁጠባውን ማሕበራውን ቅልውላው ህዝብና እናዛየደ፡ ኣብ ዝስጉመሉ ዘሎ እዋን፡ ህዝብና ኣብ መስርሕ ብረታዊ ቃልሲ ንሃገራዊ ነጻነት ዘረጋገጾ ዓበይቲ ሃገራዊ መክስባት ብምብሕጓጉ፡ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ናብ ኣዝዩ ሓደገኛ ዝኾነ ውድቀት ከምርሑ ከም ዝገበረ፡ ህጹጽ ኣኼባ […]

New Year’s Eve Celebration Party in the Bay Area

New Year’s Eve Celebration Party in the Bay Area

ሓበሬታን ስእላዊ መግለጽን ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ

ውዕሎ 3ይ መዓልቲ ሓበሬታን ስእላዊ መግለጽን ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብዚ ዝተጸምደሉ ዓቢ ገድላዊ ሓላፍነት ዝጠልብ ዕዮታቱ’ዚ፡ ብ17 ታሕሳስ 2014፡ ኣብቲ ካብ ሰለስቲኡ ኣካላት /መሪሕነት ባይቶ፣ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈትን ኣሰናዳኢ ሽማግለን/ ዝቐረበሉ ሓበሬታዊ ጸብጻባት ተሞርኲሱ፡ ብዘቕረቦም ሕቶታት ተወሳኺ መብርሂታት ካብ ዝምልከቶም ኣካላት ብምርካብ፡ ሓባራዊ መረዳእታታት […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net