Archive for: December, 2014

መጸዋዕታ ንደላይ ፍትሒ

ንኩሉ ኤርትራዊ  ደላይ  ፍትሒ ንቐዳም January 3 -2015  ስዓት 8፡00  ብ ኣቛጻጽራ  በሪልን ታይም ጋሻና ፍስሓጽየን ገብረ  ኣድከመ (adkeme_4) ሙኩሩን ብዓል ዓቕምን  ኣብ Hzbawi Eritreai Hagerawi Bayto ENCDC  ROOM  መጺኡ መግለጺ ክህብ  ኢዩ ብ Baltak ኣብ ገምጋም  ዝሓለፈ  ተቓውሞና  ኣብ 24 ዓመት ስርዓት ዲክታይተር ኢሳያስ ኣፈወርቒ  ምልኪ ካብ ዝብሕት ክሳብ  ሕጂ  ክንከዶ ዝጸናሕና ኣካያይዳ  ከምቲ […]

ዮሃና ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምኽነያት ርሑስ ባዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመትን 

ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ እንቋዕ   ናብዚ ክቡር ርሑስ ባዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመት 2015ን’ዚ ብስላም ኣብጽሓኩም ብምባል ስናይ ምልእኽቱ የመሓላልፍ። ብምቅጻል ባዓል ልደት ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።   በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ኩሎም ተኽተልቲ ሃይማኖታት ኤርትራ ነቲ ንቡር ዝጸንሐ ተኽባቢርካ ብስላም […]

Free all the prisoners of conscience in Eritrea, Now!!

31-12-2014 While the world is busy celebrating Christmas and new year’s eve tens of Eritrean journalistsand artists

Sudan Expels United Nations Resident and Humanitarian Coordinator and the Country Director of the United Nations Development Program

An interview conducted with Prof. Mike Smith the Chairperson to the commission of investigation for all alleged Violations of human rights in Eritrea

Presented by Arei Mohamed Saleh Ahmed Alhaj   Dear Eritrean Community: Please follow to this part one of the interview conducted by 3cr radio Eritrean Program on Monday 22nd Of December 2014 at 8.00pm Local time with Professor Mike Smith from Macquarie University’s department of policing, intelligence and counter terrorism. Professor Smith has been appointed […]

Organizational statement on the agreements concluded between the Australian company (Sioux Boulder) with the ruling gang

ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2015

ምስቲ ኩሉ ኣውንታውን ኣሉታውን ዝኾነ ገጽታኣ 2014 ዛዚምና ሓድሽ ዓመት 2015 ክንቕበል ኣብ ንቐራረበሉ ዘለና ህሞት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ደለይቲ ደሞክራስዊ ለውጥን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን 2015 ዓመተ ሰላምን ርግኣትን ራህዋን ክትኸውን ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።   ኣብ 2014 ተቓውሞ ህዝብና ብውሽጥ ይኹን ብደገ ኣንጻር’ቲ ገባቲ ዝኾነ ስርዓት ህግደፍ ክብ […]

ኣገዳሲ ሃገራዊ መጸዋዕታ

ብድሕሪ ዕዙዝ ዝኾነ ሃገራውን ምሕዝነታውን ሰላምታና ምቕራብ፡ 2015 ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ዓመተ ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ክኸውን ሰናይ ትምኒትና ንገልጽ።   ብምቕጻል፡- ሓድነት ወትሩ ብህዝቢ ኤርትራን ብዝተፈላለዩ መሰረታት ፖሎቲካዊ ውድባትን ዝቐርብ ኣገዳሲ ሕቶ ምዃኑ ብምግንዛብ፡ ንጨቋንን ገባትን ስርዓት ህግደፍ ብምውጋድ፡ ኣብ ሃገርና ንመላእ ብዙሕነት ሕ/ሰብና ዘንጸባርቕ ሕብረ-ሰልፋዊ ፌደራላዊ ደሞክራስያዊ ስርዓት ንምህናጽ ኣብ ዝካየድ […]

Statement on the recent incident of Shegarab Refugee Camp in Eastern Sudan

We have learned that on the evening of December 24, at least eight Eritreans from the Shegarab 1 refugee camp in Sudan died in the Atbara River.

ጽምብል ሓድሽ ዓመት 2015

ብምኽንያት ምእታው ሓድሽ ዓመት 2015 አብ ዚግበር ጽምብል ንምስታፍ ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኰለንን ከባቢአን ንኩሊኻትኩም/ክን ኣባላት ማሕበር ብፍላይ፣ ንደለይቲ ፍትሒ ከአ ብሓፈሻ፣ ብኽብሪ ትዕድም። ከምቲ ልሙድ ማሕበርና ሎሚ’ውን ዓመት 2014 ብ2015 እንክትካእ ሓቢርናን ሰሲናን መታን ንሓድሽ ዓመት ብሓባር ክንጽንብል፣ ንቀዳም 3 ጥሪ 2015 ርክብና አብ ከተማ-ኰለን ይኹን! ዝግበረሉ ኣድራሻ ከአ አብ Bürgerzentrum Nippes Turmstraße 3–5 50733 […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net