Archive for: January, 2015

ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር ህግደፍ 2015

ፈረጀት: መልበርን (ኣውስትራልያ) ኣብ መልበረን ኣውስትራልያ ንክልተ መዓልቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ህግደፍ ተኻይዱ። እዚ ብተቓወምቲ ኤርትራውያን ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ነቲ ዓመት መጸ ብህግደፍ ዝዳሎ ብስም ፈስቲቫል ዝጽዋዕ ፕሮፓጋንዳዊ ዳንኪራ ብምቅዋም፡ ነቲ ድምጹ ተዓቢሱ ኣብ ስቓይን ዓመጽን ህግደፍ ዝነብር ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ድምጹ ብዓውታ ንምስማዕ ዝዓለመ ተቓውሞ እዩ ነይሩ። እዚ ንመበል 12 ዓመት ካብ ኣጋምሸት ሰዓት […]

IGAD to hold heads of state consultative meeting on South Sudanese conflict

January 7, 2015 (JUBA)- The Intergovernmental Authority on Development (IGAD), which mediates South Sudan’s peace talks, said Wednesday it would hold heads of state consultative conference on the one-year conflict.

ግዝኣተ ሕግን ቅዋማዊ ምሕደራ ኣብ ኤርትራ

ግዝኣተ ሕግን ቅዋማዊ ምሕደራ ኣብ ኤርትራ

A call to protest against (PFDJ) festival in Melbourne

The Eritrean Community Activists are organising a protest Rally against the Eritreans regime festival in Melbourne . The organising committee calls upon all Eritreans to participate in Solidarity with our people in Eritrea and express their anger against the slave labour, systematic expulsion and gross human rights violation of the the Eritrean Tyrant. Protest Rally […]

ርሑስ በዓል ልደት 2015

ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብፍላይ ድማ ንኩሎም ኣመንቲ ክርስትና፡ ንደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ሓይልታት ምክልኻልን ርሑስ በዓል ልደት 2015 ዝብል መልእኽቱ የመሓላልፍ። በዚ ክቡር ኣጋጣሚ’ዚ ድማ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ በዓል ሰላም፡ ሕድሕድ ስኒት፡ ፍቅርን ሓልዮት ምክብባርን ክኸውን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።   ኤርትራ ካብ ሕሱም ባዕዳዊ መግዛእቲ ፋሽስታዊ ስርዓት ደርጊ ተናጊፋ፡ ኣብ ትሕቲ ዝበኣሰ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ 6ይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ግ.ሃ.ድ.ኤ.

  ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ ዕለት 23/12 ክሳብ ዕለት 25/12/2014 6ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሰላሲሉ። ኣብ ገለ ክፋላት ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል፡ ኣቦ መንበር ስክረታርያ ማእከላይ ባይቶ’ውን ተሳቲፉ። ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ግ.ሃ.ድ.ኤ. ብኩለን ቤት ጽሕፈታቱ ዝቐረቡ ናይ ስራሕ ጸብጻባት ብምርኣይን ሓያልን ድኹምን ጎድንታት ስርሑ ብዓሚቝ ገምጊሙ። ካብኡ ብምብጋስ ድማ፡ ናይ ዝመጽእ ናይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ […]

ምልክታ ብዛዕባ አብ ሸገራብ (ሱዳን) ዝርከቡ ስደኛታትት ኤርትራውያን

ናብ ኩቡር ኣቶ ኣንቶንዮ ማኑኤል ዲ ኦሊቨር ቴርዝ አብ ሕቡራት መንግስታት ላዕለዋይ ኮምሽነር ንስደኛታት     ጉዳይ፡- ምልክታ ብዛዕባ አብ ሸገራብ (ሱዳን) ዝርከቡ ስደኛታትት ኤርትራውያን ኩቡር ኣቶ ኣንቶንዮ ማኑኤል ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዴሞክራሲያዊ ለውጢ (ኤ/ሃ/ባ/ድ/ለ) አብ ማዓሰከር ስደተኛታት ሸገራብ (ሱዳን) ዝርከቡ አሕዋትና ሰደተኛታት ዝወርዶም ዘሎ ተደራራብን ተደጋጋምን ግፈዕታት ደው ንከተበልዎ ይምሕጽን፡፡ ኤርትራዉያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ትሕቲ […]

ጽምብል ሓድሽ ዓመት አብ ኰለን

Pictural Rport >>> መርከብና ከይትህውትት መገዳ ረሲዓ ሰውራና ከይትቅህም ስዉኣታ ዘንጊዓ ቅድሚ ምሕናቕ፡ ይደልደል ዓጋቲ ቢንቶ ቅድሚ ከውሒ፡ ይነደል ቡርሚሕ-ቤቶ* ሰስኑ- ኃው ጃልባና ድሓን ትእቶ  

Djibouti government reaches deal to bring opposition into parliament

(Reuters) – Djibouti’s government and the Union of National Salvation (USN)opposition coalition

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ኣብ ሰፊሕ ሰሚናርን ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤን ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ንምስታፍ ምሉእ ድሌት ዘለዎ ዜጋታት፡ ኣብ ክልቲኡ መድረኻት ክሳተፉ ክፋት ምዃኑ፡ ብ26 ታሕሳስ 2014 ኣብ ዝተፈላለዩ መርበብ ሓበሬታት ኤርትራ ብዝተዘግሐ ኣገዳሲ ሃገራዊ መጸዋዕታ ዕላዊ ዕድመ ምቕራብና ይፍለጥ። ነዚ ምርኩስ ብምግባር፡ ነቲ ዝቐረበ ዕድመ ኣኽቢርኩም፡ ንክትሳተፉ ኣብ ምሉእ ዕግበትን ውሳኔን ዝበጻሕኩም ዜጋታት ልዑል ምስጋናና ብድሕሪ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net