Archive for: January, 2015

ቃልሲ ስምረት ካበይ ናበይ!!

ስምረት ክትውለድ ከላ ብወዝቢ ኣይነበረን፡ ናይ መንእሰያት 

መልእኽቲ ካብ ዴምህት: ሕርር ደኣ በሉ

ሕርር.. እወ ሕርር በሉ.. ወየንቲ ህዝቢ ኤርትራ.. ምስ ተቃወምቲ ህግደፍ-ዴምህት  ኴና.. ኢድን ጓንቲ ኤርትራ ናዓኹም ገሃነም.. ንዓና ስስንቲ ሳላ ባህሪያዊ ሃብትና.. ናይ ቢሻ ወርቂ ወዲ ኣፎም ናይና.. ክቡር ንጉሰ ነገስቲ ወይሉ ዝትንክፋ… ነዛ ናቱ ዘውዲ ክንዕቅባ ኢና ብደምና ብክላሽን ብታንኪ *** ብረት ዓጢቅና’ለና.. ኣንጻር ተጻባእቲ ኩሉ ተማሂርና  ኢና.. በቢሓንቲ ካብ ሃንደሳ ጀመርና… ክሳብ ስልቲ ዝና […]

ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ናብ ወድቀት ገጹ የንቍልቊል ምህላዉ ዘርእዩ ምልክታታት

ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኢሳያስ ሓባራዊ እንኮ እዋናዊ ጸላኢ መላእ ህዝቢ ኤርትራን ተቓለስቲ ሓይልታቱን ከም ምዃኑ መጠን፥ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ተግባራቱን ኣካይድኡን ብምክትታል ኣብ ቅድሚ ሓፈሻዊ ርእይቶ ኤርትራውያንን ዓለምን ብምቅላዕ፡ ናይ ምምኻቱ ዓቕምታትና ንምብራኽ፡ ከብ’ቶም ቀንዲ ገድላዊ ስራሓቱ ገይሩ ዝወስዶም ጉዳያት ኢዮም። ብዕግበትና፡ ተቓውሞ ደምበ፡ ዓቕሚታቱን ክእለቱን ጸረ ሓባራዊ ጸላኢ ንምቕናዕ፡ ዕቱብ ቃልሲ ከካይድ ከም ዝግባኦ  […]

ዜናታት ውሽጢ ሃገር

ብሓሙስ ዕለት 15/01/2015 ብሀለኮፕተር ዝተሰነየ ሓደ ምሉእ ክፍለ ሰራዊት ኣብ ኣርባዕተ ኣስመራ ክሳብ 80 ዝኸውን ገዛውቲ ብሓይሊ ብምእታው፡ ነቶም ተቐማጦ ካብ ገዛውቶም ብምስጓግ፡ እቲ ገዛውቲ ብምሉኡ ከም ዝዓኑ ገይሩ። እቶም ካብ ገዛውቶም ብሓይሊ ዝተሰጉ ዜጋታት ኣብ ሓያል ቁሪን ኣስሓይታን ብምድራባይ ኣደዳ ስቅያትን ኣውያትን ኮይኖም ምህላዎም ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ሓቢሩ። ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ነዚ ኢ.ሰብኣዊ ተግባር’ዚ […]

ቃልሲ ወለዶታት ካበይ ናበይ?

ቃልሲ ወለዶታት ክንብል ከለና እቲ ኣቦታትና ኣብ ኣርብዓታት

ዓቢ ባርዕ ኣብ ቤት ጽሕፈት ማሕበረ-ኮም ኤርትራ ኣብ ርያድ !

ህንጻ ማሕበረ-ኮም ኤርትራ ኣብ ከተማ ርያድ (ስዑዲ ዓረብያ) ሎሚ ሓሙስ ዕለት 15/01/2015 ኣጋ ወጋሕታ  ከም ዝተባረዐ፡ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። እዚ ክበብ’ዚ ኣብ ማዕዘር ዝተባህለ ዞና ዝርከብ ምስ ኢምባሲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ጠቢቑ ዝርኸብ ህንጻ ምኻ`ኑ ዝተፈልጠ ኢዩ። ሓደ ካብ ሓለፍቲ ናይ ኢምባሲ ተሓቲቱ ኣብ ዝመለሰሉ፡ ምኽንያት ናይ’ዚ ባርዕ’ዚ ኤለትሪኽ ምዃኑ ገሊጹ። እንተኾነ ግን ብዛዕባ’ቲ  […]

Launch of new project inside Eritrea – Weave 2015

EYSC is today announcing the launch of a new grassroots project inside Eritrea under the name ‘Maebel2015’. It’s objective: to build a popular umbrella for acts of defiance across Eritrea and empower the actors When a new open wave of defiance against the regime swept through Eritrea in October 2014, voices became louder asking to […]

ጋዜጣዊ – መግለጺ : ሓሙሽተ (5) ዕሉላት ናይ ስለያ ኣባላት ተቐቲሎም

ጋዜጣዊ – መግለጺ:   ሓሙሽተ (5) ዕሉላት ናይ ስለያ ኣባላት ተቐቲሎም። ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ

መደብ ክተት ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ንምፍሻል ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ከተማ ኣስመራ ጽሑፋት ተዘርጊሖም

ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ጽዑቕ ናይ ክተት ወፍሪ ኣብ ምክያድ ይርከብ ምህላዉ ዝተፈልጠ ኮይኑ፡ መብዛሕትኡ ክፍልታት ህዝብና ተቐባልነት ከም ዘይረኸበ ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ኤርትራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። ኣብ’ዚ መዳይ’ዚ፡ ብኣባላት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ካብ ዕለት 08/01 ክሳብ ዕለት 11/01/2015 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ 8 ቦታታት ከተማ ኣስመራ ዕላማታት ወፍሪ ህ.ግ.ደ.ፍ. ንምብርዓንን፡ ህዝብና ክነጽጎ ዝጽውዕን ከምኡ’ውን ብሓይልታት ዲሞክራስያዊ ለውጢ […]

ESMSN Australia Branch Public meeting

ESMSN Australia Branch Public meeting   38 Lytton Rd   East Brisbane, QLD

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net