Archive for: January, 2015

Hani MehreteAb Embaye concert in Melbourne

Hani MehreteAb Embaye concert in Melbourne next Saturday

ወከልቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኣብ ጀርመን ንኤሃባዲለ ዘለዎም ጽኑዕ ደገፍ ገሊጾም

ኣብ ጀርመን ዝርከባ ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሚክራውያዊ ለውጢ ዝኾና ውድባት፡  ሃገራዊ ባይቶ ነቲ ኩሉ ከጋጥም ዝጸንሐ ጸገማት ንምፍታሕ ህጹጽ ኣኼባ ከቃንዕ ብምብቅዑ ኣድናቖትን መጎስን ገሊጸን። ብዛዕባ ውጽኢት ናይ‘ቲ ኣኼባ ዓሚቝ ዘተ ብምክያድ  ተወጢኑ ንዘሎ ናይ ስራሕ መደባት ኣብ ምዕዋት ዕቱብ ቃልሲ ከካይዳ ምዃነን ድማ ኣረጋጊጸን። መስርሕ ምስንዳእ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ብጽቡቕ ንክሰላሰል ምስ ኣሰናዳኢት […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ኣሰናዳኢት ሽማግለ 2ይ ጉባኤ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ቁ(1)

ሃገራዊ ባይቶ ካብ 15 ክሳብ 20 ታሕሳስ 2014 ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ ብዝወሰኖ ውሳኔ መሰረት ምግባርን፡ ኣሰናዳኢት ሽማግለ፡ 2ይ ጉባኤ ንምድላው ዝተሃባ መምርሕ

ኣብ ኣስመራ ንለውጢ ዝጽውዑ ደርፍታት ብዓውታ ተሰሚዖም

ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኮይኖም ዲሞክራስያዊ ስርዓት ንምንጋስ ዝቃለሱ ዘለው ኤርትራውያን ነቲ ዝሓለፈ ረቡዕ ካልኣይ ዓመቱ ዘቑጸረ ስርሒት ፎርቶ ብኽብሪ ከም ዝዘከርዎ ኣባልት ፕሮጀክት ዓርቢ ሓርነት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተኻየደ ናይ ዝኽሪ ስነ-ስርዓት፡ “ቪቫ ፎርቶ 2013”  ኣብ ትሕቲ   ዝብል ቴማ ዝተኻየደ ምዃኑ’ውን ዝበጽሓና ዜና ይገልጽ።  እቲ ዝኽሪ  ካብ ኣብ ደገ እንርከብ ኣባላት […]

መሪር ዘበን ስድራቤትን መሓዙትን መንእሰይ እድሪስ ኻለድ ባሕራይ ጎኒ ንጎኒ

ብፍረወይኒ ሃብተማርያም በርሊን፡ ጀርመን፡24.01.2015 ካብ ርሑቕን ቀረባን ዝመጹ ስድራቤትን መሓዙትን፡ ሓውና እድሪስ ኻለድ ባሕራይ ሎሚ ዕለት 24.01.2015 ኣብ ላንድሻፍትስ ፍሪዶፍ ጋቶው ዝተባህለ ከባቢ ከተማ በርሊን፡ ኣብ ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ተሳቲፎም ብኽብሪ ተፋንዮሞ። ክብርቲ ኣደ ኻለድ፡ ቅሰኒ፡  ዕሸል ወድኺ፡ ዝባኑ ዘዕርፈሉ መሬት፡ መንፈሱ ዘሰኒ ጸሎት፡ ዝማዕርጉ የሕዋት ረኺቡ ተፋንዩ። ክንዲ ኣዲኡ ኮይና ኣሙኡ፡ ኩላትና ኣሕዋቱን ኣሓቱን […]

ባዓል ምምስራት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ ጨንፈር ርያድ ተኻይዱ

ጨንፈር ርያድ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ብጅምዓት ዕለት 23/01/2015 መሪሕነት ሰልፍን ኣባላትን፡ መራሕቲ ዝተፈላለያ ፖለቲካውያን ውድባትን፡ ሓላፊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጥን፡ ዓበይትን ናኣሽቱን፡ ደቂ-ኣንስትዮን፡ መንእስያትን፡ ዝተኻፈልዎ ጽምብል ምምስራት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብዒሉ።                                              መኽፈቲ ኣኼባ […]

ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ተወሳኺ ገዛውቲ ዜጋታት ንምፍራስ ኣብ ምሽብሻብ ይርከብ

ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ከም’ቲ ኣብ ኣርባዕተ ኣስመራ ዝፈጸሞ፡ ሕጂ’ውን ኣብ ከተማታት ዓዲ ቐይሕን ሰንዓፈን ብዝተመሳሰለ ኣገባብ ኣባይቲ ዜጋታት ንከፍርስ ይዳሉ ምህላዉ ካብ ደቡብ ኤርትራ ዝበጽሓና ዜና ኣረጋጊጹ። ነቶም ከፍርሶም ዝሓስብ ዘሎ ኣባይቲ ድሮ ምልክታት ኣንቢሩሎም ምህላዉ’ውን እቲ ዜና ብተወሳኺ ኣፍሊጡ። ብሰንኪ’ዚ ኣብ ነበርቲ’ዘን ክልተ ከተማታት ዓቢ ራዕድን ስግኣትን ሓዲሩ ምህላዉ ተረጋጊጹ። ከምኡ’ውን ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዝርከባ […]

 ገለ ሓቅታት ብዛዕባ ጅግንነታዊ ስርሒት ፎርቶ !!!

ብምክንያት ካልኣይ ዓመት ስርሒት ፎርቶን መስዋእቲ ጅግና ስዒድ ሓጃይ (ወድ ዓሊ)፡ እዚ ስርሒት’ዚ ብኸመይ ተበጊሱ፡ መን’ዮም ከ እቶም ቀንዲ ኣዋፈርቱ፡ ንምንታይከ ዕላምኡ ክወቅዕ ኣይከኣለን ዝብሉ ሕቶታት ኣልዒልና፡ ነቲ ኣብ ሓንጎል ብዙሓት ካባና ሰፊሩ ዘሎ ጽልግልግ ዝበለ ስእሊ፡ በዚ ኣብ ውሽጢ ሃገር ብዝርከቡ ብጾትና ዝተዳለወ ጽሑፍ ኣቢልና ከነብርህ ክንፍትን ኢና።  ሰናይ ንባብ ከኣ ንምነየልኩም።   ቅድሚ […]

ESMNS Australia branch Public Meeting

ESMNS Australia branch Public Meeting Sunday February 1, 2015 @ 4:00 PM Flemington Community Center 25 Mt Alexader Rd, Vic

In Gedenken an Khaled Idris Bahray Demo in Berlin, Sonntag, den 18.01.2015

In Gedenken an Khaled Idris Bahray Demo in Berlin, Sonntag, den 18.01.2015 Unter dem Motto: Gegen den rassistischen Normalzustand! Redebeitrag: Freweyni Habtemariam   http://www.rbb-online.de/politik/beitrag/2015/01/Demonstration-Berlin-Khaled-Bahray.html I. Kahled Idris Bahray wurde, wie wir alle wissen, in der Nacht von Montag, den 12. auf  Dienstag, den 13. Januar 2015 in Dresden ermordet aufgefunden. Wir trauern alle um unseren […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net