Archive for: March, 2015

ጽፙቕ ጸብጻብ ስራሕ ናይ ሓባራዊት ሓይሊ ዕማም

እታ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝቖመት፡ ኣብ ኤርትራ ይፍጸም ንዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክኢላታት (መርማሪት ኮምሽን) ስርሓ ምስ ጀመረት፡ ናይ ግዳያት ቃለ-ምስክርነት ክትእክብ ብዝብል ዕላማ፡ ብተበግሶ ሰለስተ ኤርትራውያን ጥርናፈታት ዝቖመት ሓይሊ ዕማም ምንባራ ዝዝከር ኮይኑ፡ እታ ሓይሊ ዕማም እዚ ዝስዕብ ጽፙቕ ጸብጻብ ናይ ስርሓ ንዝህቢ ተቕርብ ኣላ።   ብኣቃውማ ደረጃ፡ እታ ሓይሊ ዕማም ኣብ […]

ዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 8 መጋቢት 2015፡ ምኽንያት ብምግባር፡

ብኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ እዚ ታሪኻዊ ዕለት’ዚ፡ ዓመት-ዓመት ክበዓል እንከሎ፡ ትርጉሙ ረዚን’ዩ፡፡ ብ8 መጋቢት 1908፡ ቅድሚ 107 ዓመት ከምዛ ሎሚ፡ ሕሱም ፖለቲካዊ ጭቆናን ቁጠባዊ ምዝመዛን ዝመረረን፡ ኣሜሪካውያን ሸቃሎ ደቂ-ኣንስትዮ ፋብሪካ -ዓለባ፡ ንደርባዊ ሓርነተንን ጾታዊ ማዕርነተንን ክብላ፡ ተወዲበን ዝኣደማሉ ዕለት’ዩ፡፡ “ናይ ምምራጽን ምድማጽን መሰልና ይተሓለወልና! ንማዕረ ስራሕ ማዕረ ደሞዝ ይከፈለና! ናይ ዕረፍቲ […]

Network of Eritrean Women: 2nd symposium agenda

Network of Eritrean Women: 2nd symposium agenda

መግለጺ ግ.ሃ.ድ.ኤ. ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ

8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ጓል ኣንስተይቲ ኮይና ንኽትብዕል ዝተገብረሉ ምኽንያት ብትካቦ ንይምሰል ዝተዋህባ ዕለት ዘይኮነስ፡ ፍትሒን ማዕርነትን ንምርግጋጽ፡ ድርብ ምዝመዛን ድሑር ባህላውን ግጉይ ኣተረጓጉማ ሃይማኖታትን ዘስዓቦ፡ ኣብ ልዕሊ ጓል ኣንስተይቲ ዝተፈጸምን ዝፍጸም ዘሎን ግህሰታትን ኣድልዎን ሓንሳብን ንሓዋሩን ጠጠው ንምባል ዘበገሰቶ መሪር ቃልሲ እተብዕለሉን መላእ ፍትሒ ዘቐድም ሕብረተሰብ ዓለም ድማ፡ ሓቢሩ ዘብዕላ ኣህጉራዊ ዕለት’ያ።    ኣብ […]

ብኣጋጣሚ 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂኣንስትዮ ብመርበብ ደቂኣነስትዮ ኤርትራውያን ዝውጸ መግለጺ

8 መጋቢት ኣብቲ ደቂኣንስትዮ ምእንቲ ማዕርነትን ሰብኣዊ መሰልን ክብርን ሓርነትን ኣግዐዞን ንምርግጋጽ ዘካየደኦ  ዘይሕለል መሪር ቃልሲ ኣብ ምሉእ ዓለም ከም ኣህጉራዊ በዓል ደቂኣንስትዮ ብፍሉይነት ክትከብርን ክትዝከር እትነበር ታሪኻዊ ዕለት እያ። ስለዝኾነት ከኣ በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ሓጺር ድሕሪ-ባይታዊ መብረሂ ምቅራብ ኣብነታዊ ፋኢደ ኣለዎ። ደቂኣንስትዮ ካብ ርእሰ-ማላዊ ምዝመዛን ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ጾታዊ ኣድልዎ ኣብ ትምህርትን ስራሕን ኣብ ቅድሚ […]

ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ኣባይቲ ናይ ምፍራስ መደባቱ ይቕጽል ኣሎ።

ሰገነይቲ፡ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፍጸሙ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባራቱ ይቕጽሉ ምህላዉ ተፈሊጡ። ሎሚ ወገሕታ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ሓይልታት ብምልኣኽ ኣብ ከተማ ሰገነይቲ (ኣከለ ጉዛይ) ኣባይቲ ንምፍራስ ተዋፊሩ ምንባሩን፡ ተሪር ናይ ህዝቢ ተቓውሞ ስለ ዘጋጠሙ ግን እከይ ስርሑ ኣብ ግብሪ ከውዕል ከም ዘይከኣለ፡ ካብ ከተማ ሰገነይቲ ዝበጽሓና ዜና ኣረጋጊጹ። ከተማ ሰገነይቲ ኣብ ዓቢ ወጥርን ቅልውላውን ከም […]

GOVERNANCE AND DEVELOPMENT OF ERITREA IN ITS REGIONAL CONTEXT

FINAL REPORT GOVERNANCE AND DEVELOPMENT OF ERITREA IN ITS REGIONAL CONTEXT Introduction On Wednesday October 01, 2014, Professors Joseph Magnet and Tolga Yalkin convened a day long colloquium for 26 scholars and leaders from around the world to discuss the possibilities for governance and development of Eritrea in its regional context. The conference was supported […]

ማሕበር ምትሕብባር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትርዊያን ስያትልን ከባቢኣን፡ ብምኽንያት መዓልቲ ደቂ እንስትዮ

ማሕበር ምትሕብባር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትርዊያን ስያትልን ከባቢኣን፡ ብምኽንያት መዓልቲ ደቂ እንስትዮ ንቐዳም ሸውዓተ መጋቢት 2015  Abraham Gyesus P.O. Box 28492 Seattle, WA 98118 206.328.8738 Office 206.328.1606  Fax 206-234-4227  Mobile

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net