Archive for: March, 2015

ላዕልዋይ መሪሕነት ስምረት ምስ ኣምባሳዶር ኣዉስትራሊያ ኣብ ሃገረ ግብፅን ወኪል ሱዳን, ኤርትራን ሱርያ ዕዉት ኣኼባ ኣካይዱ

ላዕልዋይ መሪሕነት ስምረት ምስ ኣምባሳዶር ኣዉስትራሊያ ኣብ ሃገረ ግብፅን ወኪል ሱዳን, ኤርትራን ሱርያ (Australian Ambassador (Designate) to Egypt (non-resident accreditation to Sudan, Eritrea and Syria)) ክቡር ኣምባሳዶር አቶ Neil Hawkins ሓሙስ ዕለት 12/03/2015 ኣብ ከተማ መልቦርን, ኣዉስትራሊያ ተራኺቦም ዕዉት ኣኼባ ኣካይዶም። ኣብቲ ተኻየደ ኣኼባ ካብ ስምረት አቶ ፍፁም ተኽለሚካኤል ኣባል ማዕከላይ ሽማግለ ስ.ም.ኤ.ድ.ሃ, ኣቶ ናስር […]

ውዕሎ ሓርበኛታትን፡ ተዝክሮ መዓልቲ ተጎርባን ኣብ ታሪኻዊት ከተማ ኡሉም ጀርመን!!

ትማሊ ቀዳም ዕለት 15 03 2015 ብጻይ ገዛኢ ኪዳነ ሓላፊ ወተሃደራውን ጸጥታውን ጉዳያት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝተሳተፎ፡ ነባራት ሓርበኛታት ዝተረኸብሉ ተሪኻዊ ዕለት ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ተጎርባ 15/03/1964 ተዘኪሩ ውዒሉ። ኣብቲ በዓል ብዛዕባ  መዓልቲ ሰራዊት ሓርነት ሓጺር መብርሂ ድሕሪ ምሃብ፡ ሓርበኛ ነባር ተቃላስይ ብጻይ በርሀ ዑቑባዝጊ ንታሪኻዊ ዕለት ቶጎርባ፡ ብምዝካር ሎሚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ […]

ብስራት ንኩሎም ሃገራውያን

መንእሰይ ዩኑስ ወዱ ንጅግና ስርሒት ፎርቶ ስውእ  ስዒድ ዓሊ ሓጃይ (ወድ ዓሊ) ከም ብዙሓት መንእሰያት መሳትኡ ካብ ሃገሩ ክስደድ ተገዲዱ፡ ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ጉዕዞ ስደት ብጻዕሩን ብምትሕብባር ኣዝማድን፣ ኣባላት ውድብ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን፣ ገበርቲ ስናይ ውልቀስባትን ግዱሳት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን  ብስላም  ኣብ እሙን ቦታ በጺሑ ምህላዎ ንኩሎም ሃገራውያን ከነበስር ንፈቱ። መንእሰይ ዩኑስ በዚ ኣጋጣሚ’ዚ፡ […]

ቃል ግ.ሃ.ድ.ኤ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ ታሪኻዊት ኵናት ተጎርባ

ከም‘ዛ ሎሚ መዓልቲ ቅዲሚ 51 ዓመት ብዕለት 15 መጋቢት 1964 ታሪኻዊት ኵናት ተጎርባ ኣብ መንጎ ጅግና ሰራዊት ሓርነት ኤርትን ጎበጣዊ ሓይሊ መግዛእቲ ኢትዮጵያን ዝተኻየደላ ዕለት ኢያ።   ባዕዳዊ  ስርዓት ሃጸይ ሃይለስላሴ ሰውራና ብዕሸሉ ከሎ ንምጥፋእ ብሓይሊ ፖሊስ (ፊልዲ ፎርስ) ፈቲኑ ምስ ተሓለሎ፡ ነቲ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ሃልሃልትኡ ኣብ መላእ ሃገር ክዝርጋሕ ዝጀመረ ቃልሲ፡ ሓንሳብን […]

ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ምፍራስ ኣባይቲ ኣብ ዓዲ ቀይሕ ቀጺልዎ

ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ብዕለት 04/03/2015 ዝጀመሮ ምፍራስ ኣባይቲ ካብ ትማሊ ኣትሒዙ ይቕጽሉ ምህላዎ ገሊጽና ምንባርና ዝዝከር ኮይኑ፡ ኣብ “ደቺ ሚላ“ ዝነበረ ኣባይቲ ድሕሪ ምዕናው፣ ሕጂ‘ውን ሎሚ ሰኑይ 16/03/2015 ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ፡ ዓይኑ ከይሓሰየ ኣሪሜናዊ ተግባራቱ ብምቕጻል፡ ኣብ ምዕራብ ዓዲ ቀይሕ ዝርከብ “ካምፖን ዝባን ዝግብን“ ዝተበሃለ ሰፈር ኣባይቲ ከፍርስ ጀሚሩ ምህላዉ ተፈሊጡ። ኣብ ዕለት 05 መጋቢት ብተማሃሮን […]

“ሕቶ ብሄርነት ጀበርቲ ኣብ ቅዋም ኤርትራ ሰፊሩ ንሓዋሩ ክዕጾ ዘለዎ ጉዳይ’ዩ” ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ

Mr. Hussien Abdulwase (sourse:sbs.com.au)

14th March, 2015By Beyene Semere ነቲ መንግስቲ ኤርትራ ጀሚርዎ ዘሎ መስርሕ ምሕዳስ መንነት ካርድ ኣብ ዝምላእ ቅጥዒ፡ ንጀበርቲ ከም ሓደ ካብ ብሄራት ኤርትራ ኣፍልጦ ስለዘይሃበ ብምቅዋም፡ ኢርትራዊያን ጀበርቲ ነበርቲ ኣውስትራሊያ ናይ ተቓዉሞ ኣኼባታት ኣብ ምክያድ ይርከቡ። ምስኡ ዝተኣሳሰር ሕቶታት ክምልሰልና ካብ ቀንዲ ኣተሓባበርቲ እቲ ናይ ተቓዉሞ ኣኼባታት ዝኾነ ንኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ዘዛርብናዮ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትሰም […]

ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ኣባይቲ ምፍራስ ጀሚሩ

ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ሎሚ ወጋሕታ ዕለት 15.03.2015 ኣባይቲ ዜጋታት ኣብ ከተማ ዓዲ ቐይሕ ከፍርስ ከም ዝጀመረ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። እዚ ኣሬመናዊ ተግባር’ዚ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ድሕሪ ምእዋጅ ናይ ምንቅስቓስ እገዳን (ኮብሪ ፎኮ) ዓቢ ዝቝጽሩ ሰራዊት ኣብቲ ከተማ ምዝርጋሓን ከም ዘካየዶ እቲ ዝበጽሓና ዜና ብተወሳኺ ሓቢሩ። ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ፈተንኡ ተመሃሮን መንእሰያትን ከይ ገጥምዎ ስለ ዝሰግአ፡ […]

ዕዉት ስርሒት ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራ

“ሃገርካ ክዝመት ዓይንኻ ነይዕመት” ! ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ብቐጻሊ ዝፍጸም ዘሎ ዘይተኣደነ ጭቝናን ምብስባስን ንምግጣም፡ ምዑታት ጀጋኑ ኣሃዱ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ትማሊ ሮቡዕ 11/03/2015 ልክዕ ሰዓት 08.30 ናይ ኣጋምሸት ኣብ ቀሓውታ ዝተባህለ ቦታ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ልዕሊ ትካል ናይ ህ.ግ.ደ.ፍ. መጥቃዕቲ ፈጺሞም። እዚ ዝተኻየድ ስርሒት ነዊሕ ግዜ ዝወሰደ ረቒቝ መጽናዕቲ ድሕሪ […]

Women’s Day Celebration in Toronto

Dear Brothers and Sisters, Snit the association of Eritrean Canadian women is organizing an event to commemorate International Women’s day. Let’s get together to celebrate our mothers, our sisters, our wives, our daughters and all those women who paid dearly so that women could have rights. Every time we celebrate International Women’s day, we need […]

Summary Report of the Joint Task Force on COIE

  This is a summary report of the Joint Task Force (JTF) of the Eritrean Solidarity Movement for National Salvation (ESNMS), the Eritrean Youth Solidarity for Change – North America (EYSC–NA), and the Eritrean Law Society (ELS).   The JTS was established on 4 November 2014, upon initial consultation between ESNMS and EYSC­–NA. Later on, […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net