Archive for: July, 2018

Asmara Form vs. Sanaa Forum: Bond or Cooperation?

The League of Nations of 1920 with its headquarter in Geneva, Switzerland was replaced by the United Nation of 1945, headquartered in New York, USA.  The reason for replacement was ineffectiveness in preventing the Second World War.  Accordingly, the UN with better structure and wider membership has become an effective forum in bringing the foes […]

መንግስትን ህዝብን ኢትዮጵያ ንበርቓዊ ዝምድና ምስ መንግስቲ ኤርትራን ኢስያስን ዝምልከት

ጋዜጣዊ መግለጺ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ   ኽበርኩምን ዝኸበርክንን ህዝቢታት ኤርትራ፡ መንግስቲ ኢትዯጵያ ድሕሪ ጠ/ሚ/ ዶር ዓቢይ ዓሊ ኣብ ስልጣን ዝመጹ ጀሚሩ፡ ኣፍሪቓዉያን ካብ መራሕትና ንጽበዮን ንትስፈዎን ንብህጎን ቓልን ግብርን አሳንዩ ኣብ ቐርኒ ኣፍሪቓ ከኣ ከም ጸሓይ ንግሆ ክብርቐልና ንደልዮ ንርእን ንሰሚዕን ኣሎና።  ዪመላኣዮ ንብል። ብፍላይ ጠ/ሚ/ ዶር ዓቢይ ዓሊል ነቲ ንዘመናት ልቡ ይቕረን […]

መድረኻዊ መጸዋዕታ ንኹሉ ብህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ

እቲ ብ1998 ዝጀመረ፣ እሞ ድማ ዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቐዘፈ ናይ ዶብ ውግእ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ጠንቂ-ውጽኢታቱ ብክልቲኡ ሸነኻት ሰፍ ዘይብል  ህልቂት ህይወት  ሰራዊት ጥራይ ዘይኰነስ፣ ማእለያ ዘይብሉ ናይ ኣህዛብ ምፍንቓልን  ናይ ናብራ ሓፍ-ዞቕን አኽቲሉ’ዩ። እዚ ኣዕናዊ ኲናት’ዚ፣ ከምቲ ክለተ ሃንደስቱ  ስርዓታት ከይሓፈሩ ዝጠቐስዎ፣ ብሰንኪ ዶብ ዘይኰነስ ፣ ብሰነኪ ብኣነነት ዝተላዕጠጡ ክልተ መሪሕነታትን ንሶም ዘናዓዓብዎ ናይ […]

ብስራት ስምምዕ ሓባራዊ ዕዮ ክልተ ሃገራውያን ውድባት ኤርትራ።

ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራን (EPDP) ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ሕድርን (ENS HIDRI) ኣብ መጽናዕትን ነዊሕ ዝጠመተ ራእይን ዝተመርኮሰ ናይ ሓድነት ዘተ ንኣስታት ሹዱሽተ ኣዋርሕ ከካይዱ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ መስርሕ ብዘጥረዩዎ ፍጹም ናይ ስኒትን ምትእምማንን መንፈስ ብሓባር ንኽሰርሑ ብምስምማዕ ናብ ዝለዓለ ምትእኽኻብ ከምርሕ ዝኽእል ቀጻሊ ዘተ ንምክያድ ሓድሽ ናይ ቃልሲ መደብ ሰሪዖም ክንቀሳቐሱ ወሲኖም።

ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ፣ ግጭት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብመሰረት ስምምዕ ኣልጀርስ ክፍታሕ ኣብ መስርሕ ሰላማዊ ዝርርብ ዘለዎ ርእይቶ።

ኤርትራን ኢትዮጵያን ክልቲኤን ጎራባብቲ ሃገራት ብባህሊ ብቛንቛ ብሃይማኖት ብወለዶን ጂኦ- ፖለቲካዊ ከባቢን ንዘመናት ምትእስሳራት ዝጸንሖ ህዝብታት ይኹኑ ደኣ እምበር በብግዚኡ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ናይ ዝደየቡ ገዛእቲ ደርብታት ኢትዮጵያ ክጭቆኑ ድሕሪ ምጽንሕ ብዝተኻየደ ሃገራዊ ሓርነታዊ ተጋድሎ ክልቲኤን ሃገራት ብ1991 ሓራ ከምዝወጻ ዝዝከር እዩ። ካብ’ዚ ኣትሒዘን ክልትኤን ሃገራት እፎይታ ረኽበን ኣብ ጎደና ሰላምን ደሞክራስን ምዕባለን ብሓባር ክምርሻን […]

ቃል ኣሰናዳዊት ሽማግለ ሰለማዊ ሰልፊ ጅነቫ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ተሳተፍቲ ሰለማዊ ሰልፊ

ጅነቫ ፦ ብስም ኣባላት ኣሰናዳዊት ሽማግለ ሰለማዊ ሰልፈ ጂነቭ ንኹሎም ተሳተፍቲ ልባዊ ሰላምታ ድሕሪ ምቅራብ እንቋዕ ብደሓን መጽእኩም ንብል። እዛ ንሳልሳይ ግዜ ዝተወደበትን ሰለማዊ ሰልፈ ብሾሞንተ ኣባላት ሽማግለ ዝቆመትን ኮይና፡ ብኣብ እስቶክሆልም ዝመደበሩ ሓይሊ ዕማም ተበግሶ ምስ ኣብ ስዊስ ዝመደበሩ መኣዲ ዘተ ኤረትራውያን ንፍትሕን ዝተካየደ ኣድማዕን ኣብነታውን ምትሕግጋዝ ዘበገሳ ሽማግለ እያ። እዚ ሰለማዊ ሰልፊ እዚ […]

Geneva Demonstration Organizing Committee Statement

On behalf of the organizing committee we warm-heartedly welcome all the participants present here today. Members of the Stockholm-based Task Force have initiated and collaborated with members of the Eritrean Dialogue for Justice in Switzerland to organize today’s demonstration, which is the third of its kind in Geneva. This important demonstration is the product of […]

The World Diagnosed Some Eritrean Refugees with Inborn Mistrust and Tyranny Instilled Fear

Although the International Refugee Day falls on June 20, the whole of the month of June is considered refugee day for those who come from countries whose leaders extremely oppress and repress their own people.  According to the UN, the Refugee day is a day “to commemorate the strength, courage and perseverance of millions of […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net