Archive for: January, 2019

ኣብ’ዚ 27 ዓመት ዘይተዘረበን ዘይተጻሕፈን የለን፡ ዝተገብረ ኸ!

ርእሰ ዓንቐጽ ሰዲህኤ 22 ጥሪ 2019 እወ፡ ብደሕሪ ሕጂ’ውን ክዝረብ ክጻሕፍ’ዩ፡ ምስ’ቲ ኩሉ ዝተዘርበን ዝተጻሕፈን ግን ሓደ ኣገዳሲ ዝተፈጸመ ታሪኽ ኣሎ። ዘይክሓድ ሓቂ መሰረት ደምበ ተቃውሞ ኤርትራ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ጸኒዑ ጠጠው ብምባል ዝገበሮ ታሪኻዊ ቁም- ነገር ጉዳይ ሕግን ፍትሕን፡ ሰላምን ራህዋን፡ ሓርነትን ኣብ ሃገርና ክነግስ፡ ነቲ ብሕድሪ ዝተቐበሎ ሽግ ሓርነት ከይትጠፍእ ዓቒቡ ሃልሃል […]

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ዜጋታት ይኣስር ኣሎ !

ከም መቐጸልታ ዓማጺ ተግባራት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፣ ጸጥታዊ ጉጅለታቱ ብዙሓት ዜጋታት ኣብ ዓዲ ቐይሕ ከም ዝኣሰሩ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም። እዚ ናይ ማእሰርቲ ስጉምቲ ካብ ሮቡዕ ዕለት 24/01/2019 ኣትሒዙ ክስባ ንጎሆ ሓሙስ 25/01/2019 ከም ዝቐጸለ ብምሕባር፣ ካብ’ዞም ተኣሲሮም ዘለዉ ዜጋታትና ኣብ ”እስላማዊ ኣውቓፍ” (እስላማዊ ምምሕዳር)፣ ዝሰርሑ ኮይኖም፣ ክሳብ ሕጂ በጺሑና ዘሎ ኣስማቶም እዚ ዝስዕብ ኢዩ፦

ጽማቕ ኣኼባ ኤ.ሃ.ባ.ዲ.ል (ENCDC) ካሊፎርነያ ኦኩላንድ በይ ኤርያ ምስ ስእላዊ መግለጺ

ወርሒ ጥሪ ቀዳም ዕለት 19/2019 ጫንፈር ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ካሊፎርነያ ኦኩላንዲ ተኣኪቡ ብጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ (ENCDC)ናይ ዝሓለፈ ኣልታዊ ጉዕዞ ዘይ ሓላፍነታዊ በታኒን ምፍሕፋሕን ምፍንጫልን ናይ ኤ.ሃ.ባ.ዲ.ለ (ENCDC) ብደይ ንሓፍነት ዘትዩሉ። ብድሕሪ“ዚ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ኣብ ዝኸፍኤ ሓደጋ ናይ ዶብ ኣየድልየናን ሓደ ህዝቢ ኢና እናበሉ ሉዕላውነት ኤርትራ ናብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእትውላ […]

ወግዓዊ መግለጺ ምንቅስቃስ መንእሰያት ኤርትራ ንሓርነት

ኣብ መፋርቅ 2018 ከም መንእሰያት መጠን፡ካብ ዜተፈላለየ ከተማታትን መዓስከር ስዯተኛታት ሱዲንን ህዜብናን ሃገርናን ንምዴሓን ሃገራዊ ሓላፍነት ተሰኪምና ብግብሪ ክንፍጽም ዗ዴሊ ምቕርራብ ገይርና፡ ጎነጻዊ ኣገባብ ቓልሲ ከነካይዴ ግዜያዊት መሪሕነት መሪጽና ከምዜነበርና ንህዜብና ብወግዓዊ መግለጺ ከምዜሓበርና ናይ ትማሊ ተ዗ኩሮ እዩ። ማዕረ ማዕሪኡ እዉን ወትሃዯራውን ፖለቲካውን ተሞኩሮ ዗ለዎም ሙኩራት ሓርበኛት ኣሕዋትና ክሕግዘና ጻውዒት ኣቕሪብና ነይርና። ኣብ እዙ ሕጂ […]

መጸዋዕታ ንምክያድ ህዝባዊ አኼባ አብ ሆላንድ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ- ዞባ ኤውሮጳ፡ ንዕለት 5-01-2019 ሰዓት 13:00 ድ.ቀ. ከተማ ሮተርዳም ህዝባዊ አኼባ ከካይድ መዲቡ ሰለዘሎ፡ ንኩሎም ምእንቲ ፍትሒ ዝቃለሱ ኤርትራውያን አብ’ዚ ሰፍሕ ህዝባዊ አኼባ ክትሳተፉ በኽብሮት ንዕድም። ቀንዲ መደባት ናይ አኼባ ንካልአይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ. ንዝቀርቡ ሰነዳት ሓቢርና ክንመያየጠሎም ዝዓለመ’ዩ፡ አኼባ ድማ ብተሳትፎ አባላት ሃገራዊ ባይቶ ጨንፈር ሆላንድ ክክየድ’ዩ። አጀንዳ ናይ […]

ብዕቡይ ስምዒትን ትምክሕትን ዝተኸፈተ ዶብ ብተብተብ ተዓጽዩ፡

ብሃንደበት ኣብ እዝኒ መላእ ህዝቢ ዝበጽሐ ስምምዕ ጸዋዒት ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ብ8 ሓምለ ኣብ ኣስመራ፡ ብዕለት 14 ሓምለ 2018 ኣብ ኣዲስ ኣበባ መራሕቲ ክልቲኡ ሃገራት ዝተራኸብሉ ተፈጺሙ። እዚ ክንደይ ሂወት ሰብ ዝተኸሰሮ ደም ዓሰርተታት ኣሽሓት መንእሰያት ዝፈሰሰሉ፡ ንብረት ዝዓነወሉ፡ ህዝቢ ካብ መነባብርኡ ዝተመዛበለሉ ብዘይ ቅድመ ምድላዋት ዝተኻየደ ጸዋዒት ሰላም ነቲ ግዳይ ዝኾነ ህዝቢ ብዘይኣፍልጦን ጥራሕ ዘይኮነስ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net