Latest news
ቃል ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመኽፈቲ መስመሪ ጉባኤ ሓሙሽተ ፖሎቲካዊ ውደባት
ዝኸበርኩም መሪሕነትን መሰረታትን ሓሙሽተ ፖሎቲካዊ ውድባት: > ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊ ለውጢ > ሃገራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊት ኤርትራ > ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ሓባራዊ መሪሕነት > ሰልፊ…
ዜና ኤርትራዊ ግንባር ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኤግደለ፡፡ ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ኤግደለ፡ ቀዳማይ ዙር ሰልጠንቲ ኣመሪቑ፡፡
ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ግንባር ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኤግደለ፡ ካብ ጽባሕ ዕዉት ግንባራዊ ጉባኤ ዝጀመሮ ኣስታት 45 መዓልታት ዝወሰደ ወተሃደራውን ፖለቲካውን ስልጠና ዝተኸታተሉ ተጋደልቲ ሎሚ…
ቃል ዋና ጸሓፊ ኤግደለ ብጻይ ሰዓድ ከማል ኣብ ስነ ሰርዓት ምምራቕ ሰራዊት ኤግደለ
ዝኸበርኩም ኣባላት ኣመራርሓ ግንባርና ኤግደለ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ምዑታት ተጋደልቲ ኤግደለ ብቐዳምነት፡ ንኩሉ ጸገማትን ናይ ክሊማ ዘይምቹእነትን ተጻዊርኩም፡ ግንባራዊ ናይ ታዕሊም መደብ ኣብ ምዕዋት ብትግሃትን…
ሓፈሻዊ ዕድመ : ስርዓት ህግደፍ ንምብዳህን ንምቅላዕን ኣብ ዝግበር ዘሎ ምድላው ንምስታፍ ሓገዝ ምብርካትን ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ
General Invitation Confronting & Exposing the Eritrean Regime Fund-Raising Activities
ደምዳሚ መግለጺ ካልኣይ ስሩዕ ማእከላይ ባይቶ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊ ለውጢ
ማእከላይ ባይቶ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ተስፋታት ሓድሽ ዓመት 2013 ኣብ ድሮ መስመሪ ጉባኤ ሓሙሽተ ፖሎቲካዊ ውድባትን ተሞርኲሱ ካብ 25 ክሳብ 31 ታሕሳስ…
Anti- EDA and ENCDC violent blackmailing out of control in social media
By Fesseha Nair Cyber-space article writers in Tigirnya language have been campaigning against the EDA/ Eritrean Democratic Alliance since the convening of National Dialogue…
THE FIRST RED SEA AFAR DIASPORA CONFERENCE
PRESS RELEASE The first Red Sea Afar Diaspora Conference under the theme, ‘Towards Political, Social & Economic Emancipation of the Red Sea Afar People’,…
ደምዳሚ መግለጺ 6ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ብሄራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ሳሆ ኤርትራ ብደግሓሳኤ፡፡
ደምዳሚ መግለጺ 6ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ብሄራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ሳሆ ኤርትራ ብደግሓሳኤ፡፡ Read more >>>
ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና
ብምኽንያት ሓዲሽ ዓመት፡ ማሕበር ግበረ-ሰናይ ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝርከቡ ኤርትራውያን ዓመተ-ሰናይን፡ ራህዋን ይግበረልኩም ይብል። ዓመተ-ምህረት 2012፡…










