ሕሰብ እባ ! ቅድም ጸሓይ ምዕራባ

ሕሰብ እባ !   ሕሰብ እባ !

ቅድሚ ጸሓይ ምዕራባ

ቅድሚ ምምጻኣ ጸበባ

ኣይረኣኻን ዲኻ ናይ ሙቡቱ መጨረሽታ

ኣይረኣኻን ዲኻ ናይ መንግስቱ መጨረሽታ

ኣይረኣኻን ዲኻ ናይ ሳዳም መጨረሽታ

ገሊኦም ናብ ስደት ከምርሑ

ገሊኦም ኣብ ዝኣትዉዋ ክጨንቆም ዓለም ብገፊሑ

ገሊኦም ከኣ ኣብ ጎዳጉዲ እንዳ ኣናጹ ክሕቡኡ

ሰዓቱ ቀሪቡ ኢዩ ክወጹ ጀጋኑ እሱራት

ክእወጅ ቀሪቡ ኢዩ ደሞክራሲያዊ ስርዓት

ቅያር ጀጋኑ እሱራት ክኣትዉዋ ኢዮም ጠላማት

ኣብራሃም ተኽለ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=2323

Posted by on Sep 29 2006 Filed under Poetry. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net