ህ.ግ.ደ.ፍ በቲ ኣረሚናዊ ግብሮም ማእለያ ዘይብሉ ዓቐን ሳዓብቶም ከሲሮም
ናይ ዓይኒ ምስክር ብ’ኣካል ዝካታተሎ ዘለኹ ዲቕ ዝበሉ ደገፍቲ ህግደፍ ዝነበሩ ሎሚ ከም ረድዮ ሞጃ ሾርት ወይቭ ተቐይሮም ኣዳዕዲዖም ንተግባራት ህ.ግ.ደ.ፍ ክቃወሙን ክራገሙን ይውዕሉ…
ካብ ዕንወት ህንጸት ኣይንጽበን
ኣብ ዓለም ካብ ዘሎ ዘመናዊ ምሕደራዊ ፖሊሲታት ወይ ዲታተርነት ወይ ዲሞክራሲያውነት ባህሪ ዝለበሰ ኮይኑ ኩሉ ተዛማዲ ድኣ እንበር ማዕረ እዩ ክበሃል ኣይከኣልን። ምኽንያቱ እቶም…
ኣብ ኣውስትራልያ ብህግደፍ ዝዳሎ ፈስቲቫል ንምቅዋም ምድላዋት ይግበር ኣሎ ።
GIC 14/12/06 ኣብ ከተማ መልበርን ነቲ ብስርዓት ህግደፍ ተዳልዩ ንዕለት 5ን 6ን ክግበር ተመዲቡ ዘሎ ፈስቲቫል ንምፍሻል ኤርትራውያን ማሕበረሰብ ኣብ ኣውስትራልያ ዓቢ ምድላዋት ይገብሩ…
ዶብ ኤርትራን ሱዳንን ተዓጽዩ ድሕሪ ምቕናይ ተከፊቱ ።
GIC 14/12/06 ድሕሪ መንጎኝነት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ምብራቕ ሱዳን ንዓመታት ተዓጽዩ ዝነበረ ዶብ ድሕሪ ምፍትሑ ኣብ መጀመርታ ናይዚ ሒዝናይ ዘሎና ወርሒ ናይ መጎዓዚ…
ሕጂ ሓሰር፡ ጽባሕ ክኣ ናይ ወድ-ሰብ በሰር ከም ትኪ ክበንን’ዩ
ታሕሳስ 13-2006 ረ.ክ.(ባሻይ) ንህዝቡ ጠሊሙ ህግደፍ ዝመረጸ ኣንጻር ወዲ ጅግና ኣንጻር ዝረሃጸ ከተርክበሉ ኢያ ናይ ሓፋሽ መላጸ መገልገል ከድዓት ውሻል ናይ ሸፋቱ …
ህዝቢ ይጠሚ ይስደድ፡ ቲቪ ኤረ ድማ፡ ብዛዕባ ዘየለ ልምዓት ትዝምር
ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ 10.12.2006 ሓረስታይ ኤርትራ፡ እትረፍዶ 50,000 ናቕፋ ከም መቕጻዕቲ ክኸፍል፡ 50,000 ዝብሃል ብዝሒ ገንዘብ ኣብ ህይወቱ…
Our Daughter, Our Sister and Our Mother
“On December 11, 2003, as her children waited in the Asmara airport to greet their mother, whom they had not seen in almost four…
ድሕሪ ምጥርጣር ፈትሽ … ድሕሪ ምብጋስ መርሽ
ታሕሳስ 08-2006 ረ.ክ.(ባሻይ) ኣብ ማእከል ዝርከብ ከም ሰልቲ መርዓት ናይ ቀይሕ ሽጒርቲ ሰረት ጅግና ቀደሙ መካቲ ኲለል ፈትሽ ላዕለዋይ ታሕተዋይ ፈላልዮ ቅኑዕ…


