Category archives for: Articles

Managing Diversity In Eritrea ?

By Fesseha nair Diversity is a human or natural property that has existed and will exist. The mixing of people of different cultures, religions, customs and skills of living have been the engines of civilization since the recorded history of the human being.  Our world today is the result of the crossroads of cultures and […]

ዘዋሪት እግሪ ሓደ ንሓኸለ፡ ሓደን ንሓኽሊ !

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 25 ሰነ 2010 ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ መወዳእታ ሓምለ ክኻየድ’ዩ። እቲ መሰል ዘይግድሶ፡ ስምምዓት ዘይግድሶ፡ ሓባርዊ ቅዋም ዘይግድሶ፡ ሕቶ ካልኦት ይትረፍ ምስኡ ገፈፍ ዝበሉ ተቃለስትን ውድባትን ዘይግድሶ ብዛዕባ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ እንዳበለ ዘውጠጢ ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ፡ መንገዱ ጸጹዩ ይርከብ።

ጉድ ጕዶ ሃገራዊ ዋዕላ

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 22 ሰነ 2010 ጉድ ጕዶ ዝብል ቃል ብሓጺሩ፡ እቲ ካብ ጥንቲ ኣትሒዙ እንጥቀመሉ ኣገዳሲ፡ ሓይሊ ምንጪ ነዳዲ፡ ኣብ ዘቤት ንጥቀመሉ’ዩ። እዚ ቃል ኣጥቢካ እንተነበብካዮ ብዒባ ዝተጠፍተፈ ጉድጕዶ ኣብ ኳና ወይ ኣብ ምስድሪ ተጎድጕዱ ምስ ነቐጸ ቀቀሊጥካ፡ መፍልሒ ማይ፡ መብሰሊ ጸብሒ፡ ከም መሰንከቲ ነዳዲ ከኣ ኣብ እቶን ፡ ሞቝሎ ከኣ ትጥቀመሉ።

ጋዜጣ ብርሃን እሞ ሓቅ’ዶ ክንዛረብ

ብኣቋጻጽራ ግእዝ ለካቲት 1984 ኣስመራ እዚ ጽሑፍ ብዘይካ መእተውን ኣብ መደምደምታ ዘሎ ጽሑፍ ብሙሉእ ቅዳሕ ጋዜጣ ብርሃን ምዃኑ ክሕብር እፈቱ። ኣንቶንዮ ተስፋይ 21 ሰነ 2010 መእተዊ ጋዜጣ ብርሃን ብሓሊዮ ሚስዮናዊት ቤተ ክርስትያን ማሕበር ቅዱስ በርናዶስ ዝሕተም ወርሓዊ ጋዜጣ’ዩ። ጋዜጣ ብርሃን ኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ ዝሕተም፡ ማሕበራውን መንፈሳውን ኣስተምህሮ ዝዝርግሕ፡ ረብሓ ዘይብሉ ጋዜጣ’ዩ። ረብሓ ክብል እንከለኹ […]

²éª§ A²Vgñ g—E

K†ogñ ‰M mksêHq |§ \F\§ –DM @²Vq mkHÊ`: A²Vq …ÏUd ©öL mkÏE§: „íXqV ‰M A²X K·} ‘éÃï„ïq K´š†oñ †¥; ታሪኽ ኤርትራ እውን ምስ ታሪኽ መግዛእትን: dF[ï ÄS K´š†q} ›ooHHs †£; „íXqV: ©öIU F—Dï H© ‹ÊD sK} [}[Dpgñ K´š†q}: |§ [E\ –Kpq mkSpgñ dF]}: {Ä ‘Ãï… Šmk qkAF –[Xo qa–o –Kq Œ§{ê; §ኹ} †MkX: ©öIU {Ä{q: […]

ምልክዊ ስርዓት ኤርትራ ኣብ ስርሑ ኣየጓደለን ! ሙሉእ ብምሉእ!

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 20 ሰን 2010 እዚ ሙሉእ ብምሉእ ዝብል ኣርእስቲ ምስልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ፡ ብሓጎስ ተድላ፡ ብሰላም ስኒት፡ ፍቕርን ልውሃትን፡ ዕብየትን ራህዋን ብምልኣት ሃገራዊ ሓድነት ዝገልጽ ዘይኮነስ፡ ብሙሉእ ጥፋእ፡ ንዴት፡ ሓዘን፡ ምፍልላይ፡ ክሳራ፡ ጸልማት፡ ስደት ሞት፡ ሓዘን ስቓይ፡ ዘይፍትሓዊ ማሕበራዊ ሂወት ህዝቢ ኤርትራ ዝገልጽ ድርሰት’ዩ። ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ንህዝቢ ኤርትራ ንምጽናት ካብ ዝተለሞ መደብ ሓደ ብሓደ እንዳኣተግበረ […]

In Eritrea, the Young Dream of Leaving

AMMAN, Jordan — Long before he learned to dunk on warped wooden backboards, Awet Eyob nursed a dream: to play basketball in America. He is 6-foot-8, built like an oak tree, and seems to have mastered a behind-the-back dribble and crisp passes from the corner of his eye. But one big problem stood between him […]

ዑደት ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ስቶክሆልም 22 ግንቦት 2010

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 13 ሰነ 2010 “ትማሊ ንኺድ ሎሚ ከኣ ንኺድ” ኣቶ ኣምሃ ዶመኒኮ ኣባል ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ ዝመርሖ ኣብ ስቶክሆልም ብዕለት 22 ግንቦት 2010 ድሕሪ ቐትሪ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ቅድሚ ኣብ’ዚ ናይ ዕለት 22 ግንቦት 2010 ዝተኻየደ ኣኼባ ህጽር ዝበለ ጸብጻብ ምቕራበይ ገገለ ናይ ዝሓለፈ ተመክሮታት ክጠቕስ እፈቱ። ኣቶ ኣምሃ ዶመኒኮ ኣብ ስቶክሆልም ብተደጋጋሚ ግዜ […]

ሕጊ 90 ደቂቕን፡ ሃገራዊ ዋዕላን

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 8 ሰነ 2010 ሕጊ 90 ደቂቕ ኣብ 1567 ብሎሚ ብልክዕ ቅድሚ 943 ዓመታት ዝጀመረ ሕጊ’ዩ። እዚ ሕጊ 90 ደቒቕ ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣህጉራዊ ሕጊ ማዕቢሉ፡ እንዳተመሓየሸ ዝመጸ እንተዀነ፡ እቲ ነቲ ዝፈላልዮ ናይ ምዕባለ መስርሕ፡ ኣገባብ፡ ዓይነት ግን ብሕጊ ዝተወሰነ’ዩ። እቲ ኣገዳስነቱ ከኣ ኣብ’ቲ ሕጊ ዝተመስረተ ኣካይዳ፡ ኣገባብ፡ ቐጥዒ ንዝምልከት እዩ። ምእንቲ’ዚ እቲ እንዳተቐያየረ ዝመጸ […]

Mejlis Ibrahim Mukhtar

First Public Call for Input At the outset, we would like express our utmost appreciation for the public and private support we received from all Eritreans. We are very pleased to note that the Eritrean Covenant’s general message has been well received in the same spirit it was written. We believe it has ushered a […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net