The numerous refugees from Eritrea around the world are now mobilising to counter “blackmailing” and “surveillance” of them by “agents of the Eritrean regime.” The Eritrean Diaspora claims it is intimidated to pay an illegal “tax” to Eritrea. The Information Ministry in the Eritrean capital Asmara regularly proudly sends out messages about Eritreans in Europe […]
May 28 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
“ጣፍ ዝሃንኰተ እህህ በለ” (ቃል ዶር/ ሃብተ ተስፋማሪያም) ታህዳይ ለካቲት 1982 ብኣንቶንዮ ተስፋይ 20 ግንቦት 2010 ድሕሪ’ቲ መሪር ተርኽቦ ሓድሕድ ኵናት 28 ነሓሰ 1980፡ ኣብ ውጥጢ ዕረፍቲ ዘይብሉ ኵናት ክልተ ኣሕዋት ኣብ መወዳእታ ኣብ ወርሒ መስከረም፡ ሓይሊ ተ.ሓ.ኤ ተደፊኡ፡ ናብ ዶብ ሱዳን ኣተወ። ኣብ’ቲ ግዜ’ቲ ይኹን ሎሚ ንክልተ ኣሕዋት ዘይሳኒ ጉዳይ፡ በረኸት ጓና ጸላእ ከም […]
May 21 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ብኣንቶንዮ ተስፋይ 18 ግንቦት 2010 ካልኣይ መወዳእታን ክፋል ኣብ’ዚ እንርከበሉ ተሃዋሲ መድረኽ፡ ህዝብና ኣብ ትሕቲ ጨካን ምልካዊ ስርዓት፡ ዓይኑ ተዓፊኑ፡ ልሳኑ ተለጕሙን ከይኣክሎ፡ ኣብ ዘይፈልጦ ተኻታታሊ ሃንደብታዊ መጻኢ መድረኻት እንዳተሰጋገረ፡ ኣብ በበይኖም እዋን ብናታቶም ዝግለጹ ኣብ ሂወቱ በዳህቲ ማሕበራዊ ፍትሒ ዘይብሉ፡ ኵናት፡ ብዶባዊ ምስምስ ሰንፈላል ዝዀነ ናብራ ሓሊፉን ይሓልፍን ኣሎ። እቶም ሽግራት መልክዖም እንዳቐያየሩ ኣብ […]
May 19 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair I have read an article entitled , ” Condemnation Or Invitation” posted on 16th May 2010 in Nharnet by Asfaha Woldemicael. Mr. Asfaha’s article was respond to Ibrahim Tada’s article that was published in Awate.com posted on 9th May 2010.
May 17 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
By Gabeel Team The Eritrean Federal Democratic Movement has organized a workshop on 15th May 2010 on the draft paper under the title, “ The experience of Eritrean National unity, the methods of the struggle against the dictatorship in Eritrea and the Transitional Democratic Changes the organization believe in.” The first session was devoted to […]
May 17 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ልቢ ወለድ ድርሰት ብኣንቶንዮ ተስፋይ 15 ግንቦት 2010 ቀዳማይ ክፋል ኣብ’ዚ ናይ ሓሶት ለቖታ ዝብል ድርሰት ከስፍሮ ዝደለኹ መልእክቲ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ክልተ ሰለስተ ወርሒታት ኣብ መርበብ ሓብሬታ ክጻሓፍ ዝጸንሐ፡ ጸይቕን፡ በታንን፡ ዘራጊ ሓድነት ዘይሓላፍነታዊ ዝዀነ ቢሂላት ብምጽራር ንምግላጽ እዩ። ኣብ ሓንቲ ንእሽቶይ ቝሸት ንነዊሕ ዓመታት ብሰላም፡ ብምክብባር፡ ብሕግን ስርዓት ዝካየዱ ሓረስቶት ነበሩ። ኣብ’ቲ ዝዕማም ዘበለ […]
May 17 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair Dear Party Chairman, Woldesus Ammar, Honourable Party Executive Committee, Respected Party Legislative Committee, Dear Compatriots, With due respect to your leadership, I would like to beg you as conflicting party come to the table of negotiation with the EDA member organizations and break the stalemate for the sake of the Eritrean people. […]
May 14 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ብኣንቶንዮ ተስፋይ 9 ግንቦት 2010 ሃገራውን ህዝባውን ጉዳያት ኣብ ፍትሓውን ርትዓውን፡ እዋናዊ ፖለቲካዊ ንጥፍታት፡ ብሕጊ ክምእዘዝ ዝጠልብ’ዩ። ኣብ ትሕቲ ዝዀነ ይኹን ኩነታት ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ንዝፍጸሙ ጌጋታት ከኣ ብሕጊ መሰረት ይእረሙን መንገዶም ከም ዝሕዙ ይገብር። ሕጋዊ መስርሕ ህዝባዊ መኽሰብ ኣለዎ። ናይ ዘተ መኣዲ ዝኸፍት’ዩ። ፍረ ዘለዎ ውጽኢት ዝርከቦ’ዩ።
May 10 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ድሕሪ እቲ ብሰለፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ፡ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ናይ ዘይምስታፎም ዝወጸ መግለጺ፡ ካብ ዝተፈላለየ ሃገራት፥ እወ ኣሎና ንሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝብል ድሉውነት ይረአ ኣሎ። ንሱ ጥራሕ ኣይኮነን፡ ንኣብነት ኣብ ጀርመን፡ ሆላንድ፡ ስዊዘርላንድ ኣብ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ኣባልነት ዘይብሎም ጉዱሳት ደቂ ሃገር ዝሳተፉወን ሽማግለታት ቖይመን፡ ንሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ከዐውታ ስራሓተን […]
May 7 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ብኣንቶንዮ ተስፋይ 28 ሚያዝያ 2010 ሳልሳይ መወዳእታን ክፋል ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይን ካልእይን ክፋል ንጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ኣመልኪተ፡ ዕላማታት ሃገራዊ ዋዕላ፡ ኣገባቡን ብሓፈሻ ኣብ ገለ ውሑዳት ገጻት ኣስፊረ ሓሳባተይ ገሊጸ ነይረ። ዕላማታትን፡ ሃገራዊ ዋዕላ ክኽተሎ ዘለዎ ኣገባብ ኣብ ሰለስተ ክፋል መቒልካን፡ ብክልተ ሰለስተ ገጻት ገሊጽካ ዝወዳእ ከም ዘይኮነ እኣምን። ይኹን’ምበር ነቲ ተተመኒዑ፡ ተተመንጢሉ ንኽግበር
May 6 2010 | Posted in
Articles |
Read More »