ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ ዕለት 25, 2010, ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊ ምሕደራ “እወ ንሃገራዊ ዋዕላ“ ብዝብል ዘንቀሎ ሓሳብን ምልዕዓልን ህዝብና ብህንጡይ ዓቕሊ ከም ዝተቐበሎ ዝዝከር እዩ። ሕጂ እውን ሃገራዊ ዋዕላ ጭቡጥ ኮይኑ ብዓቐን ዘይንዓቕ ካብ ምሉእ ዓለም ዘለዉ ውድባትናን ምንቅስቓሳትናን በርጌሳዊ ማሕበራትናን ክሳተፉዎ
Jul 11 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
On April 25, 2010, the Eritrean Movement for Democratic Governance (EMDG) launched a successful “Yes to National Conference” campaign and our people responded enthusiastically. A National Conference now is a tangible reality with a sizeable number of organizations participating from all over the world. Like every other organization, EMDG had its concerns and doubts
Jul 11 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ብኣንቶንዮ ተስፋይ 10 ሓምለ 2010 ብዕለት 22 ሰነ 2010 ኣብ ትሕቲ ሓቂ ዶ ክንዛረብ ዝብል ዓምዲ ጋዜጣ ብርሃን፡ ጋዜጣ ብርሃን ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላልፍዎ መልእኽቲ ነቲ ዓምዲ ብምሉኡ ደጊመ ጽሒፈ ከም ዝነበርኩ ከዘኻክር እፈቱ። ሎሚ ብተመሳሳሊ ውጽኢት እቲ ጋዜጣ ብርሃን ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላለፍቶ መልእክቲ ገሊሁን ኣነጺሩ ዝሰፈረ ጽሑፍ እዩ። እዚ ጽሑፍ ግን ኣብ’ታ
Jul 11 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ሰነዳት ፍሉይ ሕታም ቀዳማይ ክፋል ቃል መሕተት ምስ ጋዜጠኛን ሰኣላይን ቡ በቨንስታም ብኣንቶንዮ ተስፋይ እምበኣር ካብ’ዚ ቀጺልና ሓደ ናይ’ዚ ዘሎና እዋን ብፍላይ ናይ ሰብኣዊ ሕቶ መሰል ኣብ ኤርትራ ንዝምልከት ካብ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ክሳብ ሚያዝያ ኣርባዕተ ዓበይቲ ጋዜጣታት ሽወደን ንሰብኣዊ መሰል፡ ንፍትሒ ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ክጽሕፋ ጸኒሐን፡ ከም መቀጸልታ ናይ’ዚ፡ ነቲ ብመዲያ ሽወደን ዝተባህለን […]
Jul 11 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ብኣንቶንዮ ተስፋይ 8 ሓምለ 2010 ብሎሚ መዓልቲ ኣኼባ ሽማግለ ዋዕላ ስቶክሆልም ዳርጋ ሓደ ሰሙን ሓሊፉ፡ ሽማግለ ዋዕላ ስቶክሆልም ብዛዕባ ዝተኻየደ ኣኼባ ንህዝቢ ዘሕለፎ መልእኽት የብሉን። እቲ ምስጢር ከኣ ከቢድ ኣይኮነን። ኣብ’ቲ ኣኼባ ስምምዕ ስለ ዘይነበረ ጥራሕ’ዩ ኢልካ ክሕለፍ ይከኣል። ሽማግለ ዋዕላ ስቶክሆልም ካብ ዕለት 22 ግንቦት 2010 ስርሑ ጀሚሩ። እዚ ሽማግለ ኣብ’ቲ ብሃንደበት( መደብ ዘይተተሓዘሉ) […]
Jul 9 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣንቶንዮ ተስፋይ 5 ሓምለ 2010 ናይ ዕለት 3 ሓምለ 2010 ኣብ ስቶክሆልም ዝተኻየደ ኣኼባ፡ በቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ብዕለት 24 ሰነ 2010 ተዘርጊሑ ዝነበረ መግለጺ ሽማግለ ዋዕላ ሽወደን ኩሉ ዝተዓዘቦ’ዩ። እቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዝተዘርግሐ መግለጺ ከም’ዚ ኣብ ታሕቲ ዝስዕብ ይብል፡ (መስመር ናተይ’ዩ) ኣገዳሲ ሕዝባዊ ሓበረታ ኤርትራዊ -ሶሽያል ደምክራስያ ማሕበር ብምትሕብባር ምስ ንኡስ ኮሚተ ሃገራዊ […]
Jul 6 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair Many of today’s most pressing issues are human rights, self determination, nationalism international security and cooperation are all connected with identity and ethnicity. Blin is one of the 9 Nationalities/ Ethnic in Eritrea. All the nationalities in Eritrea are equal components of the nation Eritrea. Some Eritrean political elites call the rights […]
Jul 6 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
By Hussin Baqer Nowadays, the Eritrean arena is full of political contradictions that reflect the historical, cultural, religious, social and other accumulated issues that express the sum of the Eritrean situation. It represents all of the country’s factions and communities that are destined to live in one geographical area, one piece of land. The Eritrean […]
Jul 5 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
Introduction In my name and on behalf of the Eritrean Congress Party, I apologize for the humiliation and oppression that has been meted out on the nationalities of Eritrea; our anger is directed, however, against the savagery that was inflicted upon the Kunama, and Nara peoples. This paper entitled: “A Covenant of Eritrean Nationalities” is […]
Jul 4 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ብኣንቶንዮ ተስፋይ 30 ሰነ 2010 ዝኽበርኩም ኣሰናዳእቲ መስራቲ ጉባኤ ማሕበር ኣካለ ስንኵላት ቺካጎ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ሎሚ ነቲ ኣብ ሓጺር ግዜ፡ ግን ነዊሕ ጉዕዞ ዝኸደ፡ ከቢድ ስርሓት ዝተዓመመሉ፡ ዓብይ ሃገራዊ ሓላፍነት ዝተሰከመ፡ ብቀረባ ነቶም ንማሕበር ኣካለ ስንኵላት ኤርትራ ንምሕጋዝ ማሕበር ንምትካል ከይተሓለሉ ዝጸዓሩ ብፍላይ፡ ነቲ ኒሕ ከይበተኸ፡ ካልእ
Jul 1 2010 | Posted in
Articles |
Read More »