Category archives for: Articles

“ዋዕላ ብራስለስን ድቡቕ ፖለቲካዊ ኣንፈቱን ኣመኻኽትኡን” ብጊላይ ቃሉ /ወዲ-ቃሉ/

ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል   4.ተራ ስቪካዊያን ማሕበራት፡- ስቪካዊያን ማሕበራት ብሓፈሻ፡ ኣብ ደምበ-ተቓውሞ ርኡይ ፖላቲካዊ ተሳትፎን ዝርኤ ኣወንታዊ እጃምን እናበርከታ ከምዝመጻ ዘይሕባእ ሓቂ እዩ። እቲ ኣወንታዊ ፖለቲካዊ ተራ ክጻወቱ፡ ከበርክቱ ዝበቕዑ ድማ “ስቪካዊያን ማሕበራት ፖለቲካዊ ፕሮግራም ስለ ዘይብለን ኣብ ፖለቲካዊ መድረኻትን ዋዕላታትን ክሳተፋ የብለንን…” ዝብል ዓበይቲ ዕንቅፋታት ናይ ትምክሕትን ጽበትን ኣረኣእያታት ብምብዳህ፡ ስለዝኾነ ዓቢ ግምትን […]

“ዋዕላ ብራስለስን ድቡቕ ፖለቲካዊ ኣንፈቱን ኣመኻኽትኡን”

ብጊላይ ቃሉ /ወዲ-ቃሉ/ ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል 4.ተራ ስቪካዊያን ማሕበራት፡- ስቪካዊያን ማሕበራት ብሓፈሻ፡ ኣብ ደምበ-ተቓውሞ ርኡይ ፖላቲካዊ ተሳትፎን ዝርኤ ኣወንታዊ እጃምን እናበርከታ ከምዝመጻ ዘይሕባእ ሓቂ እዩ። እቲ ኣወንታዊ ፖለቲካዊ ተራ ክጻወቱ፡ ከበርክቱ ዝበቕዑ ድማ “ስቪካዊያን ማሕበራት ፖለቲካዊ ፕሮግራም ስለ ዘይብለን ኣብ ፖለቲካዊ መድረኻትን ዋዕላታትን ክሳተፋ የብለንን…” ዝብል

ኣንጭዋ በረኻስ፡ ንኣንጫዋ ውሻጠ ተውጽኣ !

ቀዳማይ ክፋል ብኣንቶንዮ ተስፋይ 23 ታሕሳስ 2009 ኣብ’ዚ ቀዳማይ ክፋል፡ ቅድሚ ናብ’ቲ ሞጎተ ምእታወይ፡ ብዛዕባ ግሉጽን እሩምን ዝዀነ ጉዳይ፡ እሩምን ግሉጽን ዝዀነ ሓተታ፡ ርእይቶ ይኹን ሓሳብ ክቀርበሉ ከም ዘለዎ መጠን ብዘሎኒ እምነትን ወይ ዕግበት ከም መእተዊ ክገብሮ እፈቱ። ኣብ’ዚ ሎሚ እዋን ሓደ ካብ’ቲ ኣጸጋሚ ኮይኑ ዘሎ ሓደ፡ ዝተባረኽን ዝተቐብአን፡ ሕሩድ  እኽለ ማይ ተቐሪቡ ፡ ቤተ […]

“ዋዕላ ብራስለስን ድቡቕ ፖለቲካዊ ኣንፈቱን ኣመኻኽትኡን” ብጊላይ ቃሉ /ወዲ-ቃሉ/ ሳልሳይ ክፋል

2.ተራ ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ኣብዚ ዝጸንሐ ኣዛራቢ ፖለቲካ፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን እቲ ፈላላይን ጎዛዛይን ምስጢራዊ ዕድመን፡ ምስታፍ ናብ ዋዕላ ብራስለስ ምስ ተሰምዐ ቅድሚ ዋዕላ ምግብኡ፡ ንሕጅን ንመጻእን ኣብ ተቓለስቲ ሓይልታት ደምበ-ተቓውሞን፡ ሃገራዊ ሓድነትናን ዝህልዎ ኣሉታዊ ሳዕቤን ኣነጺሩ ብዕትበት ሓባርን፡ ሓጋዝን መግለጺ ብምውጽኡ፡ ከም ሰፊሕ ሃገራዊ ግንባር መጠን ካብኡ ዝጥለብ ተራ ተጻዊቱ እዩ በሃላይ እየ። ከመይ’ሲ […]

“ዋዕላ ብራስለስን ድቡቕ ፖለቲካዊ ኣንፈቱን ኣመኻኽትኡን” ብጊላይ ቃሉ /ወዲ-ቃሉ/ ካልኣይ ክፋል

2.ተሳተፍቲ ወከልቲ ውድባት፡- ናብዚ ብምስጢርን ብሕርያን ዝተወደበ ዋዕላ ብራስልስ ዝተሳተፉ ፖለቲካውያን ውድባት ባዕላተን ብወከልተን ኣቢለን ብወግዒ ከም ዝሓበራኦ ሰለስተ ውድባት ምዃነን’ዩ ዝፍለጥ።  ኣገባብ ኣሰታትፋአንን ኣወኻኽላአንን ብዝምልከት ድማ እቶም ብስም ሓይሊ ዕማም ዝፈለጡ ውልቀ ሰባት ካብ ዋናታት ናይ’ቲ ውጥን ማለት፡ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእ ዓመጽ ዘይኣምኑን ንደሞክራስያዊ

“ዋዕላ ብራስለስን ድቡቕ ፖለቲካዊ ኣንፈቱን ኣመኻኽትኡን” ብጊላይ ቃሉ /ወዲ-ቃሉ/ ቀዳማይ ክፋል

ደምበ-ታቓውሞ ኤርትራ ንሓደ ወርሒ ምሉእ ኣብ ሕድሕድ ፖለቲካዊ ኲናት ከፊቱ ክካታዕ፡ ክማጎት፡ ክነጻጸግ ጸኒሑን ይቕጽል ምህላውን ንኹሉ ህዝቢ ብሓፈሻ እቶም ናይ ኢንተርኔት መሳርሕን ኣገልግሎትን ዝረኸቡ ኣካላት ድማ ብፍላይ ዝምስክርዎ ሓቂ እዩ።

IMF Executive Board Concludes 2009 Article IV Consultation with the State of Eritrea

Public Information Notice (PIN) No. 09/133 December 11, 2009 Public Information Notices (PINs) form part of the IMF’s efforts to promote transparency of the IMF’s views and analysis of economic developments and policies. With the consent of the country (or countries) concerned, PINs are issued after Executive Board discussions of Article IV consultations with member countries, […]

As Thousands Flee Regime, Eritrea Goes It Alone

By Stephanie McCrummen (Washington Post Foreign Service) Facing the prospect of U.N. sanctions and increasing ‘brain drain,’ young nation’s authoritarian president chooses defiance. ASMARA, ERITREA – With the threat of U.S.-backed sanctions looming over this isolated Red Sea nation, Eritrean President Isaias Afwerki recently summed up his defiant attitude toward the United States, and indeed […]

ታሪኻዊ ምስክርነት ቕልዕቲ ደብዳበ ህዝብን ደምበ ተቃውሞ

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 13 ታሕሳስ 2009 ዝኽበርኩም ህዝቢ ኤርትራ፡ ዝኸበርኩም ደምበ ተቃውሞ ብሓበራ፡ ክሳብ ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ካብ ስሩ ተማሕዩ ዝጠፍእ’ኳ ክንደይናይ ሰላም ከይርከብ፡ እንተዀነ ብተዛማዲ፡ ምስ’ቲ ብዕግበትኩም እንተ ተወዲብኩም ወይ ብውልቐኹም፡ ንድሕነት ሃገርን ህዝብን ኣብ ተካይድዎ ዘለኹም ቃልሲ ኣብ ውሽጥኩም ሰላምን

The inexplicable fear politics in Eritrea and its dangers?

By Fesseha Nair The fear politics in Eritrea started with the Eritrean Nationalism during the British Military administration in Eritrea. It has its foothold from the time when Eritreans grasped rudimentary political freedom under the liberal British Administration and with the birth of political parties. The unionist party which campaigned for the union with Ethiopia […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net