Category archives for: Articles

ቅንኢ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ፍልሰት ታሪኽ፡ ባህልን፡ ያታን

ብኣንቶንዮ ተስፋይ ዕለት 1 ታሕሳስ 2009 ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ብባህርያቱ ቀናእን፡ ስሱዕን ተጃሃርን፡ ናይ ውሑዳት’ኳ እንተበልናስ ስለ ዝበዝሖ ፡ ብውልቀ ዝውነን ሰልፊ’ዩ ምባል ቅኑዕ እመስለኒ። ቀናእን ተጃሃራይን ከኣ፡ ብምቅንኡ ይበኣስ፡ ይጻላእ፡ ብጃህራኡ ከኣ ይሕሱ። ዘይዓቕሙን፡ ዘይገበሮን ዘይፈጾም ሰሪሐዮ እንዳበለ፡ ይትረፍ ካልእ ነቲ መስዋእቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ከም ቅያን ስርሓት ሓደ ሰብ ከም ዝተፈጸመ ብምምሳል ታሪኽ ቁልቝል […]

ዋዕላ ብሩስለስ ኣብ ድሕነት ህዝቢ

ብኣንቶንዮ ተስፋይ ዕለት 24 ሕዳር 2009 ኮንፈረንስ ብሩስለስ ዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ሃገራት ቀሪኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኤርትራ ኣልዒሉ ክዛረብ እንከሎ ንፍሉይ ዕማም ከም ዝዀነ ብመሰረት ዝቀረበሉ መግለጽታት ብሩህ’ዩ ነይሩ ። ዋዕላ ብሩስለስ ኣብ ክሊ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ዘልዕላሎ ሕቶታት መልሲ ንምርካብ ከኣ ካብ’ቶም

From Brussel’s Conference to National Conference

By Fesseha Nair The controversial Brussels Conference(BC)is now over. This conference was regarded as a success story by its organizers and participants while it was criticised by other who were left behind closed doors. Conferences are democratic instruments where people assemble and discuss issues of interest. The impact of the BC can not be estimated […]

ነቢያታት ኣብ ተቃውሞ ኤርትራ

ብኣንቶንዮ ተስፋይ ቀዳማይ ክፋል ኣብ ቀዳምይ ክፍሊ ብሕጽር ዝበለ ብዛዕባ’ቲ ጻሕታሪ ዝዀነ፡ ኣብ ምፍልልያን ምንጻል ሓሳብ ዘድሃበ ወገን ተቃዋሚ’የ በሃሊ ዝቐረበ መግለጺ ኣቅሪበ ነይረ። ኣብ’ዚ ቀጺሉ ዝቐርብ መግለጺ’ውን ካብ’ቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋሊ ዝተገልጸ ዘይውሕድ፡ ኣብ ደምበ ተቃውሞ ዘካይዶ ዘሎ ዘይሓላፍነታዊ ጸለም ንዝምልከት እዩ። እዞምክልቲኦም ናይ ጸለመ ኣካላት፡ ፖለቲካዊ ኣድራሽኦም ብዘየገድስ፡ ኣብ ሓደ ናይ ዕንወት ስርሓት […]

Simple Truths of the Brussels Conference

By Fesseha Nair I have just read an article entitled, “Not in My Name, Mr. Tewolde Gebreslassie By Gebreab G/kirstos in the Nharnet November 11, 2009. The contents of the article diatribe of character assassination and vilification against the open letter submitted by Tewolde Gebreselasie to the president of EU Commissioner- Jose Manuel Barroso. Gerbreab […]

EU CONFERENCE ON ERITREA SAID A SUCCESS

Michael Abraha The Eritrea-centered meeting under way in Brussels has been described a “huge success” by the conference spokesman, Abdurahman Sayed. He says EU and US delegates agreed on consolidating a coherent policy on Eritrea and the Horn of Africa Region. They also underscored the need to engage the Eritrean opposition and civil societies, according […]

ስሉሳዊ ምርጫታት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን

ብኣንቶንዮ ተስፋይ ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት፡ ድሕሪ እቲ ኣብ ብሩስለስ ክካየድ ን ዕለት 9-10 ሕዳር 2009 ዝተመደበ ኮንፈረንስ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ብፍላይ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ኣትኵሩ ዝዝቲ ምዃኑ ምስ ተፈለጠ፡ ብዙሓት ዝመስሎም ርእይቶ ክጽሕፉ ጀመሩ። እቲ ርእይቶ ኣዝዩ ኣንፈቱ ዝሰሓተ ነይሩ ክበሃል ይከኣል።

ፍልልያትና ከም ጸጋ እንተዘይሪእናዮ ሓደጋ’ዩ! ራብዓይ መወዳእታ ክፋል

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 9 ሕዳር 2009 ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ብማዕረ’ቲ ሕብረ ብሄራዊ መበቆሉ፡ ሃይማኖታቱ ፡ ክፈላለ ዝኽእል ነይሩ እንተዝኸውን፡ ተነጻጺሉ ክመሓደር ምርጫ እንተዝነብሮ በቲ ዝሓለፎ መሪር ተምክሮ ንሓድነቱ፡ ፈታኒ ሰንሰለታዊ መግዛእቲ ክበታትን ምስ ተበታተነ።

ፍልልያትና ከም ጸጋ እንተዘይሪእናዮ ሓደጋ’ዩ!

ሳልሳይ ክፋል ብኣንቶንዮ ተስፋይ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ውድባት ኤርትራ ብሓፈሻ ወይ’ውን ብተናጽል፡ ኣብ ኣብ ከባቢኤን ንዝጋሃድ ፖለቲካዊ ምዕባሌታት ብናተን ርእይቶ ክገልጻ መሰል ኣለወን። ኣብ ዘድልየን ወይ’ውን ኣገዳስነት ኣለዎ ኢለን ዝኣምናሉ ጉዳያት’ውን ካብ’ዚ መሰላት ዝተኸልከላ ኣይኮናን። ተ.ሓ.ኤ ሰውራዊ ባይቶ፡ ኣብ ከባቢና ዝተራእዩ ፖለቲካዊ ምዕባለታት፡ ብዝተነጸረ እኳ ድኣ ኣዋጅ እንተኣድለዮስ፡ ብመልከዕ ኣዋጅ ንህዝቢ ክግለጸሉ ጸኒሑ እዩ። እዚ […]

ፍልልያትና ከም ጸጋ እንተዘይሪኢናዮ ሓደጋ’ዩ !

ቀዳማይ ክፋል ኤርትራ ሃገርና ካብ ነዊሕ ዘመናት ኣትሒዛ፡ ሃብታም’ያ ክትበሃል እነከላ፡ በቲ ነገራዊ ዕቝር ባህሪያዊ ሃብቲ ኣብ መብዛሕትኡ ኣጋጣሚታት ዝግለጽ’ዩ። ኤርትራ ብነገራዊ ማለት ተፈጥሮ ማዕድናትን ወይ ቅመማውን ሚነራልን ጥራሕ ኣይኮነትን ሃብታም፡ እንታይ ደኣ ናይ ትሽዓተ ሕብረ ብሄራት ጉጅለታት ባህላውን፡ እምነትን እትውንን ሃገር’ያ። እዞም ፍልልይታ ከኣ ክዓብዩን ምዕብሉን’ምበር ክድምሰሱን ኽተፍኡን ዘይግበኦም ሃብቲ ህዝቢ ኤርትራ’ዮም። ነዚ ከም’ዚ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net