ሰነዳት ሳልሳይ ምዕራፍ ቀዳማይ ክፋል ቅድሚ ኣብ’ቲ ሳልሳይ ምዕራፍ ምስግጋር፡ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ብዛዕባ ኣብ በለዛ ተወሊዶም ዝዓበዩ ኣቦና ዝጽሓፍዋ ደብዳበ ከቅርበልኩም መብጽዓ ኣትየ ስለ ዝነበርኩ፡ እንሀት ንሎሚ እታ ብሰኑይ ዕለት 14 ሰነ 1993፡ ካብ ኢድ ነፍስሄር ቀሺ ኣርኣያ ዝተዓደለትና፡ ናይ መሰናበቲት ደብዳበ ክተንብብዋ ከም ዘላታ ቀዲሐ የመሓላልፈልኩም። እዚ ቀጺሉ ትርእይዎ ጽሑፍ፡ እቲ ኣብ ቀዳማይ […]
Jul 4 2009 | Posted in
Articles |
Read More »
“ብመዓር ዝተላዕጠጠ መርዚ” እታ ደርፊ ዜማኣ ኣዝዩ ጥዑም’ዩ፡ ኣብ’ቲ ውሽጣ ሒዛቶ ዘላ ፍረ ናይ’ቲ ደርፊ ግን ” ብመዓር ዝተላዕጠጠ መርዚ’ዩ። እቲ ፍረ ነገር ገና’ዩ ገና’ዩ እቲ ጉዕዞ እንዳበለ’ዩ ነቲ ደርፊ ይጅምሮ ደራፋይ፡ ኣየና ጉዕዞ’ዩ ገና ዘይጀመረ ? ነቲ ሕቶ ዘንቀለ ስልጣን ዘደልድል ስዒቡ ዝመጸ መልእክቲ ህ.ግ.ዲ.ፍ ከም’ዚ ይብል… ገና እንድዩ እቲ ጉዕዞ ኣበይ ከ ተፋሪቝ […]
Jun 28 2009 | Posted in
Articles |
Read More »
ሰነዳት መወዳእታ ካልኣይ ምዕራፍ ራብዓይ ክፋል Eritrean Gruppen i Sverige (መሓዙት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሽወደን) 1 ቡ በቨንስታም……. Bo Bjefvenstam 2 ክርስቲና ቢዮርክ…. Christina Björk 3 ሮልፍ……………… Rolf 4 ፕሮ. ቶማስ…………Pro.Thomas 5 ዮራን ኣስብሪንግ …..Göran Assbring 6 ማሪያነ ማተሊን…….Marian Mathelin 7 ኤቫ ያልማርስሶን……Eva hjalmarsson 8 ጉናር ስቴንስሶን……..Gunnar Stensson 9 ኤቫ ቡንደስታም ……Eva Bondestam […]
Jun 28 2009 | Posted in
Articles |
Read More »
ሰነዳት ቀዳማይ ምዕራፍ ሳልሳይ መወዳእታ ክፋል መእረምታ፡ ካብ’ቲ ዝሓለፈ ክልተ ክፋል ብጌጋ ሰፊሩ ዝሎ ኣስማት ኣብ ክንዲ ዶ/ር ካርል ንይስትሮም ዶ/ር ካርል ዊንክቪስት፡ ኣብ ክንዲ ኣኔዝ ኒይስትሮም ከም ኤልሲ ዊንክቪስት ተባሂሉ ክንበብ ብትሕትና ክገልጽ እፈቱ። ናይ’ዞም ክልተ ስድራ ቤታት ጻዕርን ድኻምን ካብ ሓድሕዱ ታሪኽን ኣካይዳን ፈላሊኻ ክረአ ኣይክእልን’ዩ። ጻዕሪ ወ/ሮ ኣኔዝ ወ/ሮ ኤልሲን ማዕረ […]
Jun 10 2009 | Posted in
Articles |
Read More »
ሰነዳት ካልኣይ ክፋል ዝምድና ኤርትራ ሽወደንን፡ ኣብ ሓድሕድ ምክብባርን፡ ደቂ ሰባት ምስ ባህሪ ናይ ዝካየድ ሕቶ ምንባር ዝሓለፎ ሂወት ተጋድሎ’ዩ። ኣብ ከም’ዚ ዝምስረት ሓያል ዝምድና ከኣ ደሊናዮ ኣይደሊናዮ መንም ክቅይሮ ዘይክእል ታሪኽ ንሕሉፍ ተርኽቦታት ሓንሳብ ምስ ሰንዶ ተረሲዑ ዘይድምሰስ’ዩ። ሽወደናውያን ንኣዋርሕ ዝኣክል ብምድርን ባሕርን ተጓዒዞም ንኤርትራ ክመጹ ብዘይዕላማ’ኳ እንተዘይነበረ፡ ህዝቢ ንምጽናት፡ ህዝቢ ንምጥፋእ […]
Jun 7 2009 | Posted in
Articles |
Read More »
ሰነዳት ቀዳማይ ክፋል ዝምድና ኤርትራን ሽወደን ንልዕሊ 150 ዓመታት ኣቢሉ ይኸውን ዕድመ ዘለዎ’ዩ። እቲ ቅድም ዝነበረን ሕጂ ዘሎን ከከም ግዜኡ እንዳተቐያየረ ዝተፈላልየ ትሕዝቶ ዝምድናታት ሒዙ ክመጽእ ጸኒሑ። ይኹን’ምበር ሽወደናውያን ምስክር ነባር ህላውነቶም ኣብ ኤርትራ ዘይበርስ እዩ። ብፍላይ ከኣ ኣብ 40ታትን 50ታትን ዝነበሩ ዜጋታት ህዝቢ ሽወደን ምስ ህዝቢ ኤርትራን መሬታን ልዑል ፍቕሪ ከም ዝነበሮም […]
Jun 4 2009 | Posted in
Articles |
Read More »
By Dr Salah I. Jimi, 17 December 2008 This article will attempt to give an overview of the causes of conflict with a particular focus on the nature of current conflicts in developing countries. A significant part of the article deals with the causes of conflicts in Africa. Of the whole of the Continent, the […]
Dec 17 2008 | Posted in
Articles |
Read More »
ተ.ሓ.ኤ ሰወራዊ ባይቶ በኣተሓሳስባ ምስ ዝመሳሰልዎ ውልቀሰባትን ውድባትን ኮይኑ ሰፊሕ መሰረት ዝህልዎ ሰልፊ ንምምስራት ዝወሰዶ ተበግሶ ጭቡጥ ንምግባር ከም ኮምሽን ኣሰኪምና ዘሎ ሓላፍነት ከቢድ ታሪኻዊ ሓላፍነት እዩ። ታሪኻዊ ተልእኾና ብዓወት ንምፍጻሙ ኣብ ርእሲ’ቲ ንሕና እንገብሮ ጻዕርን ድኻምን ምድግጋፍ ናይ ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ከምዘድሊ ንኣምን። ተምሳሳሊ ኣረኣእያ ዘለዎም ኤርትራውያን ኣብ ፋሕ ዝበላ ናእሽቱ ጉጅለታት ተመቓቒሎም ሓይሎም […]
Dec 12 2007 | Posted in
Articles,
News |
Read More »
Looking back on the progression of opposition debates for the past number of years, there has been very encouraging transformations in tone, depth and scope of these debates and discussions. Many of these opposition articles eloquently articulate the key issues that confront our nation. As Mr. Simon Woldehamanot expressed his concerns regarding our debates in […]
Nov 27 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
The latest drama in Asmara is a script compiled by the Maestro of power usurpation himself – PIA. In a country where one can’t even take a single puff of [cigarette] smoke without half the country knowing it, a cesspool of corruption can only be tolerated because … … a fish begins to stink from […]
Oct 27 2007 | Posted in
Articles |
Read More »