ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ብለባማትን መስተውዓልቲን ኣሕዋት ደቂ ሃገር ዝተገልጸ። ስርዓት ህግደፍ ደም ዝለመደ ጽምኣቱ ንምርዋይ ኩሉ ዓይነት ተንኮላትን ሽርሕታትን እናተጠቀመ ኣብ መንጎ ኣውራጃታት፡ ወረዳታት፡ ዓድታት፡ የሕዋት፡ ሕሉፍ ሓሊፍዎ’ውን ኣብ መንጎ ሓዳርን፡ ወላድን ውላድን እናኣተወ ባእስን ቅርሕንትን ብምፍጣር ብኡ ጌሩ’ውን ደምን ሞትን ከምዘስዕብ ዝገብር ተንኮለኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑ ሎሚ ናይ ኣደባባይ ምስጢር ኣብ ዝኾነሉ […]
Oct 12 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ሃገር ዓዲ ማይቤት ቤት እቲ ባዕሉ ኣብ ሕልናኻ ዝድውል ፍሉይን ክውንነታዊ ትዕድልቲ`ዩ፡፡ ኣብ ዓድኻ ኣብቲ ዕትብትኻ ዝተቐብረሉ ብሕጹኡን ጭቅኡን እንዳተጻወትካ ዝዓበኻሉ ኣብኡ ኮንካ ጥመ ጽገብ ዕረቕ ተኸደን ይጥዓምካ ይኽፋእካ ምስ ወለድኻ ኣሕዋትካ ኣሓትካ መሳቱኻ ኣዕሩኽትኻ መሓዙኻ እንዳተዋዘኻ እንዳተጫራረቕካ ተፈሲሕካ ተሕልፎ ፍሉይ ፍስህታ ዝህበካ ብፈጣሪ ዝተዓደልናዮ ትውህብቲ`ዩ፡፡ እዚ ፍስሓዚ መንፈሳዊ ሓርነት ይብሃል፡፡ ንሕና ኤርትራውያን ነዚ ትዕድልቲ`ዚ […]
Oct 4 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
OEA suffers from what our forefathers succinctly said, “Kabtom Ri’eyom Ze’endru, Netom Ze’endru Ri’eyom Ze’endru Gedidomna” It is totally baffling to understand why the good men and women of OEA would forego their God-given instinct and pursue mindless hand-clapping. Their continued blind support has put our precious Eritrea on a destructive campaign and warpath. The […]
Sep 26 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
Six years after their illegal detentions, G-11, journalists and many other political prisoners have shown their enduring foresight and dedication. To this day, they continue to cast a huge shadow over this brutal regime. They continue to inflict more damage to this brutal regime in their confined cells than all the rest have done with […]
Sep 20 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair The unity of the opposition forces living inside and outside Eritrea irrespective of their political affiliation are now to come together and save the Eritrean people from the never endless sufferings under the rogue regime in Asmara. The regime is in desperation and in odds with the world community in general […]
Sep 19 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣንፈት መጻኢት ኤርትራዊት ደሞክራሲ ! እዚ ኣብ ዓዲ ጥልያን፡ ዓዲ እንግሊዝ፡ ስዊድን፡ ፍራንክፈርት፡ ዋሺንግቶን ክግበር ተሓሲቡ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፍታት እዋናውን ኣንፈት መጻኢ ደሞክራሲን ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ኤውሮፓን፤ ኣመሪካን ኣውሰትራልያን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ዕዉት ከምዝነበረ ዝዝከር ኢዩ። አብዚ ዓመት እዚ ከኣ ከኣ እኒሆ ብዝለዓለ ደረጃን ብዙሕ ምቕርራባትን ዝግበረሉ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ንሽዱሽተ […]
Sep 17 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
First, I would like to thank Mr. Yosef G. for his insightful discussion on the latest episode between Eritrea and the US. Mr. Yosef’s contributions towards the opposition movement are commendable and are inspirations for many of us. The purpose of this article is simply to engage Mr. Yosef and our readers in discussion over […]
Aug 31 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈውርቂ ኣብ’ቲ ንህዝቢ ብመራኸቢ መደብ ተለቪዥዮን ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ብዙሕ ህዝቢ ርእይዎ፡ ብዙሓት በቲ ጉዳይ’ውን ክዛረቡ ሰሚዔ። እንተዀነ በቲ ጉዳይ ኣልዒሎም ዝዛረቡ ዝተፈላልየ ርእይቶን ሓሳብን ዘለዎም’ኳ እንተዀኑ፡ መብዛሕትኡም ንዝጸንሐን ዘሎን ኣካይዳ ህ.ግ.ዲ.ፍ ብዓይኒ ከቢድ ፖለቲካዊ ነቕፌታ ዝርእይዎ ኮይኖም፡ እቶም ውሑዳት ደገፍ ዝህቡ ከኣ፡ ካብ’ታ ኣብ መደብ ፈነወ ቲቪ ዝተፈነወት ቃል ብቃል ፕ.ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝተዛረቦ […]
Aug 24 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
“ ጻድቓናት ዘዕርፍሉ ቤት ይግበሮ ” !! በሉ፡ ሓደ ብዕድመ ዝደፍኡ ሽማግለ ኣቦ። ወርሓት ክረምቲ ብርቱዕ ማይ ዝዘንበሉ ዝነበረ’ዩ። ምድረ ሰማይ ብብርቱዕ ሰርቢ ማይ ዝተኸደነ ኩሉ ፍጡር መዕቆቢ ክደሊ ምዃኑ ዝርዳእ፡ ሰብ ክጓየ፡ ኣዕዋፍ ክዝምራ፡ ኣኽላባት ከኣ ክነብሑ፡ ንፋስ ድማ ብግደኡ ሒዝዎ ንዝመጽእ ዝነበረ ጠሊ ከስምዕ ሃቦምላ ገልጠምጠም ክብል እንከሎ ክሳብ ሂወት ዘይነብሮም ነገራት ከም […]
Aug 21 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ጭካነ ስርዓት ህግዲፍ (ድምጺ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን-1) 14 ሓምለ 2007 ጸረ-ህዝቢ ተግባራትን ጭካነን ስርዓት ህግዲፍ ብቁጽሪ ብዙሕ ብክብደት ድማ ዘስካሕክሕ ምዃኑ ብተደጋጋሚ ዝተገለጸ ስለ ዝኾነ ምዝርዛር ኣየድልዮን’ዩ ዝብል እምነት ኣለና። እኳደኣ ብዙሓት ከም ዝሰማምዕዎ ብዛዕባ’ዚ ጉዳይ’ዚ ክዝረብ እንከሎ ብዘይ ኮለል ስርዓት ህግዲፍ ምሉእ ብምሉእ ኣንጻር ድሌታትን ረብሓታት ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ኢልካ ምጥቕላል እቲ ዝሓሸ […]
Aug 14 2007 | Posted in
Articles |
Read More »